ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዋው ጋልኖ ፅቡቅ እዩ ንመሃረሉን ሓሳባትናን ነካፍሉ ክኮን እዩ እሞ ክብሪ ነዓኪ ❤❤👸my Queen 👸
Thank you so much
ይርጋ ሽኮር ቀጽልዮ ጹቡቅ ትምህርቲ❤❤❤
ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ ስለዝኾነ እቲ ዘሎ ጸገም ናይ ኣዶታትናን ኣሕትናን ክወጽእ ኣለዎ ሰብ ክመሃረሉ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጽልዮ።
@@kidanetsegu1629 Thank you so much
❤❤❤❤❤ bravo keep it up. Gin Nay tigrinyaki xufufi eu
Nifieti bertie ajoki
Abi hasab eiyu kexlulu ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ፅቡቅ ፕሮግራም እዩ ቀፅሊ::ንውድፊቱ ብሃሣብ ናይምክፋል እድል ክርክብ እየ እብል:: እታ ግጥሚኺ ኣድንቅ::
የቀኒየልና ይርጋአለም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዒሚ ዘድሊ መደብ ቀፅልዮ ይርጉ።ይብሉኒ ብዙሕ ተጎዲአ ንናፅነተይን ንዕቤተይን መንነት ኣልባ ኮይነ ክእለታተይ ደፉረ ከይጥቀመሉ ኣይካኣልኩን ከይብሉኒ ኣብዘይ ቦታይ ወሪደ እሰርሕ። እክእል ምንባረይ ዝፈልጦ ንማሓዙተይ ይኩን ንቀረባ ሰበይ በቲ ዝሃብክወ ሓሳብ ውፂኢታዊ ኾይኑ ክርኢ ከለኩ እየ እክእል ኔረ ግን ድፍረት ምስኣነይ ሙዃኑ ይርደሃኒ። ከይብሉኒ ብጠዓሚ ጎዳኣይ ሙኳኑ ድሕሪት ከምዘትርፈኒ ኣነ ሓንቲ እየ።
❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉❤❤❤ምክርቲ ሃፍተይ
ዝገርምን ኣደናቅን መደብ እዩ።
❤❤❤❤❤❤
ቀፅሉሉ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
The most beautiful nd smart Girl keep doing the good work 👏 ❤❤❤
Agedasi zaeba u yrga haftey ❤❤❤❤
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ፅቡቅ መደብ❤👍
ኣሰይ ፅፍፍ ዘበለ ኣገላልፃ ምስ ፈገግታኺ ኣዝየ እየ ዝፈትወኪ ዛሓፍተይ ቀፅለዮ👌💖
ይርጋ ት🐆ግ🐆 ራ🐆 ያ🐆ዊ🐆ት ሳባዊት አክሱማዊት አብቲ ርእሲ ጽብቕቲ ምኻንኪ አዚኺ ንፍዕቲ ውን ኢኺ።ሳብ ጌሬአለኹ አጆኺ ቀጽልዮ አብ ግንኺ አለና ሐፍተይ ናተይ።
good job yrga shkor❤❤❤❤❤
ናይ ባሓቂ ከም ኩሉ ግዜ ጽፉፍን ንጹሩን ኣቃራርባ ቀጽልዮ።
ፅቡቅ መደብ ቀፅሉሉ ይርጉ ሽኮር
@@YirgalemAbera-d2j Thank you so much
የቀኒየልና ይርጋለም🙏🦋
Wawwwwww bltseti gal ansteyti agalatsaki :asabatki xufufun bulutsun eyu emo ajoki ketslyo zhaftey brkti.
ብሉጽ ሓሳብ ኢዩ።ቀጽልዮ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🫶🫶🫶🥂🍾✅️
@@BahramGrmay Thank you so much
ኩሉትናኽ ኬፍ ዘለክ ሙጭዉትን ንፉዕትን ❤❤ ብፍላይ ከምዝ ብኮንፍደንስ ኣፅንዕክ ብምምፃእኽን ኣምበሳ እኽ ዛሓፍተይ በርትዕ።❤❤❤❤
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ኣነውን ብይብሉኒ ካብ ዝሳቀዩ ሓንቲ እየ ክሓድጎ ብዙሕ ይፍትን ግን ተመሊሰ ናብኡ ይምለስ ድሓር ይናሳሕ😌
ይርጋለም❤🙏
Thank you for your service.
ብሓቂ ተባዕ ኣንበሲት ኢኺ። ኣምላኽ ይባርኽኪ። ንሕብረየሰብና ኩሉ ዝጠቅም ኣስተምህሮ። ብዛዕባ ምክንሻብ እውን ተመሓይሹ እኳ እንተኾነ ብዙሕ ይተርፈና ስለዘሎ ብኡ አውን እንተትዛረቢ ጽቡቕ ይመስለኒ።
ጀግና ይሩጉየየ ጸርይቲ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ይበል አቀራረብ ምስ ፈገግታን ቀፅልዮ ንፍዕቲ ንእርማት ንሕና መለኮታውያን ኢና አይብሃልን እዩ መለኮት እቲ ዘይድህሰስ መንፈስ እዩ ተባረኪ።
Yordi belah seb ❤❤❤❤
ይርጉሸይ❤❤❤🎉🎉🎉
Mekeretey❤❤❤❤❤❤
Great job, Yrgalem! This is a very important educational message to our people. 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️💛❤️💛❤️💛
Seb rekbu tegirnia edmentana yhabke fetare
You are so smart keep it up
🎉
ብሓቂ ኢኺ ገሊፅክዮ❤❤❤❤
@@MuluAbreha Thank you so much
btaemi btaemi blxti
ይርጉሸይ ሓፍተይ❤🙏
Yes you're
Go on
ይርጋኒ 🌿
ነዓይ ዝገልፅ ሓሳብ! ዋ አበይ ነይርኪ ይርጉ ብዙሕ ተሳቂና ▾ ምባሎም ዘይቀረየስ
Kab nay Uganda kab tbli nay tigray zey tzarebi
Gratka wen eko shmel wes keyebelka ariska aytwdean macheba diyom tederirom zhadru zelewu benstom zhremu nekuli gegzuan seatun alewo
ይረጉ ሽኮር ደስ ዝብል መደብ❤
Keep up yirgalem good job sis
Qexliyo
❤❤❤❤❤❤ ብልጽተይ
❤❤❤❤❤ሠላም ሽኮርና ሓፍተይ🙏
You smart my goodness
ፅቡቕ ሓሳብ። ፅቡቕ ኣቀራርባ።
Thank you
❤🙏🙏🙏🙏🙏ይቅንየለና
@@MebiGg Thank you so much
My 👸Queen 🎉❤❤❤
❤ንፍዕቲ
@@HailabAngosom-bt1ow Thank you
Welcome yrgu shkoir betamy jagne eyki gal adey marey❤
Yorgalem haftey you re' exceptional in many ways... with admirable abilities and strong values and you are unique and gifted . Keep going......
Good job kexliyo bravo
ሰላም ንዓኺ ይርጋኣለም ጽቡቅ መደብ ግን ናትና ናይ ኣተሓሳስባ ጸገም ከም ዘለዎ ኮይኑ ብኣኽን እውን ጸገም ኣሎ ይርድኣኒ ኢዩ ባህርያት ሰብ ብዙሕ ኢዩ ካብ ዝዕዘቦ ክነግረኪ ሓደ ሰብኣይ ካብ ስረሑ የማን ጸጋም ብዘይምባል ቅድሚ ሰበይቱ ገዛኡ ኣትዩ ደቁ ሓጻጺቡ መጊቡ ስለዝጸንሐ ከም ሰበይቲ ኢዩ ዝመስለኒ ዝብል ናብ ንዕቐት ዝኽዳ ኣሓት ኣለዋ ኣብክንዲ ምምስጋን እዙይን ወዱዙይን ክብሪ ወይ ከይሕጉዙወን ዘዐንቅፎም ኣለዉ ብዙሕ ኣሎ ዝበሃል ግን ከምቲ ዝድለ ብጽሑፍ ክንዛረበሉ ግዜ ይሓጽረና ናይኡጋንዳ ግን ሕማቅ ባህሊ ንዙሙት ናጽነት ዝሃበ ኢዩ
Keep going my sister ❤
@@azieb8812 Thank you so much
Wawwwww❤
Blxti seb ❤❤❤❤❤❤
ይርጉሸይ❤
Ketsllu yerguyey lebam💚🎉
ጽብቅ ሓሳብ ❤ ግን ኣብ ክንዲ ምህራም ምውቃዕ ዘይትቢሊ? ነብሳኻ ምዃን ጽብቅ እዩ ሓፍተይ
❤❤❤❤🫶🫶👏👏👏👏👏
ይርጉ ብልጽቲ ፍጥረት❤
ይርጋኣለም ብሓቂ በዳህን ኣገዳስን ኣርእስቲ ኢዩ ልዕሊ ዝነበረኒ ኣድኒቆት ዘተዳራረበ ብሉጻት ሓሳባት ኣሎኪ ኢዩ
Yrgu shkor ketslulu mearey ❤
Welcome yrgu haftey ❤ ብሱልን ረዚንን ሓሳብ✌️
@@msmaktube Thank you so much
Tsebiuk ageleltsan temhertiy hazelen desa bhaliy eyu ketselalu gele Abraha
❤❤❤😮
❤❤❤❤😊
Wawwwwww
Yrgshey ❤❤❤❤
Welcome may sis #kebahd
@@Keba_HD Thank you so much
❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉
@@ادمالاثيوبي Thank you so much
ሕቡእ/ ስቱር ወዘተ
Abi tsbuk programme eyu, Bzaeba Uganda gn etom Baganda zbahalu ember kulom ayconun, Ezi dma nmkbar ab bahlom ztkemlu akebabra traditional bahli eyu.
❤❤❤🎉🎉Mearey
Welcome ❤❤
❤❤❤❤🎉
❤❤❤🎉🎉🎉
ብዛዕባ ወዲ ከኣ ስርሕልና ግን 😅ብልጽቲ ሰብ ኢኪ ትግሪኛኪ ዉን ጽፉፍ ኣማሓሪኛ ይኸውን እንግሊዝ ዘይትሕዉስ እዚ ከኣ ሞያዊን ተገዳስነትኪ ኢዩ ዘርኢ እሞ ክብሪ ይግበኣኪ ❤ናትና ናይ ደቂ ተባዓትዮን ዝብልኪያ በፉጹም ከም ተራ ነገር ዝራኣያ ግን ከኣ ድንቁርና ወረ ኣብ ብዙሕ ወዲ ኣሎ 2ይቲ ዉሽማ ሰበይቲ ምዉሳክ ጅግንነት ዝመስሎ ኣሎ።1ይ ኣብ ልዕሊ ሰበይቲካ ምስ ካልእ ምዛር ድንቁርና ኢዩ ክጽየፍ ዘለዎ ኢዩ።2ይ እዚ ምህራም ዉን ግን እዚ ማለት ተጋራጪካ ኣይተሃርማን ማለት ኣይኮኑን ሓሪቁ ተማላሊሳቶ ክጸፍዓ ይክእል ኢዩ።እቲ ኩነታት ዝፈጥሮ ኣሎ ምባል ኢየ።ብ ደወል ግበሩሉና በጃኩም 🙏🏿
ከመይ ይቐፅል ብመዳይ ኮመንት ካብ በልኪ ብጣዕሚ ፅቡቕ ዛዕባ መደብ ኣልዒልኪ ምስ ፅቡቕ ኣቀራርባ ❤ግን እዚ ማንም ዝጠልቦን ፈትዩዎ ዝከታተሎም መደብ ክሳብ ዝኾነ ንሚድያኽን ንባዕልኽን ዘሸማቕቕ ተዘይኮይኑ ማ ዕ ተ ብ ግበሪ❤ሕማቕ ካራክተር ተዋሂቡካ ዘይንሰኻ መሲልካ ትዋስኦ ተኾይኑ ኣብ ምስ ሃይማኖት ዘይውክል ስራሕ ኮይነ ሃይማኖተይ ከፅርፍ ኣይደልን ይበሃል እዩ soሓንቲ ድማ ክሓተኪ ምስቲ እዚ ኹሉ መደብ ክተቕርቢ ዝደፋፍአክን ኣብ ሂወትኪ ኣጓኒፍኒ ትብልዮ ነገር ኣለኪ ዶ ወይስ ኮንፊደንስ ብቻ እዩ 😊ኣብ ዝቕፅል መደብ መልሲ ክንፀበ ኢለ እየ ምስ ይቅርታ❤ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐክን ዘኽብረክን ክዓ እዚ መደብ ከይመፀ ምስ ኣዕርኽተይ ልቡዙሕ ግዜ ንሓስቦ ዝነበርና መደብ እዩ ሞ ኣብ ጎንኺ ኢና አጆኺ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትዛረቢ እንከሎኺ፡ ምንቅዕራር ኣየድልየኪን'ዩ። ብተፈጥሮ ብልሒ ተዓዲልኪ እንተበልኩ ኣየጋነንኩን እዚ ማልት ግን ማዕከን ፍልጠትኪ ምሉእዩ ማለት ኣይኮነን፡ ክኒኡ ንምኻድ ንባብ ኣዘውትሪ።
አረ ናይ ባዕልኪ ቻነል ክፈቲ ናብቲ ናብቲ ኣይትበልዋ
Hi from NY nay ezi kulu miebale deki anstyo side effects natu ewn azyu Ni sine migbar nay hbreteseb abalashiwo eyu 👈👈👈👈
" ከይብሉኒ ዝበለስ ካብ ምባል ነይሓልፍ" ዝበህል ብሂል ኣሎ።
Alpha prodaction ነዚ ዘመን ዝምጥን፣ኣዝዩ መሃሪን ኣንቃሕን መደብ እዩ ሒዙ ቀሪቡ ዘሎ።ብፍላይ ንደቀንስትዮ መሰረታዊ ሱር-በተኽ ለውጢ ኣተሓሳስባ ዝፈጥር ነጥቢ መቐይሮ መደብ እዩ።ብፍላይ ድማ ኣብ ሞንጎ እቲ መደብ ሕልፍ-ሕልፍ እናበልኩም ነቲ ሓሳብ ኣጉሊሁ ዝገልፅን ዘራጉድን ብፎቶ ወይ ብ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝተሰነየ ኣቀራርባ እንተዝኸውን ድማ ዝያዳ ፅባቐን ሰሓብነትን ምወሰኸ።I really appreciate your program
Thank you so much❤❤❤
ህድእ'ልኪ ተዛረብ፡ ንምቕራፍ ዘይኮነስ ንምእላይ፡ ንምርሓቕ፡ ንምጉሓፍ።
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
Nski fthti diki wala ab hadar aleki caralo kfelt delye
ከማኺ ጌሩ ዝዛረብ ካብ ዝሰምዕ መዋእል እንዲዩ ኾይኒኒ አብ ጸግዒ መገዲ መኪናይ ደው አቢለ እየ እዚ ዝጽሕፈልኪ ዘለኹ ። እዘን ሰብአየይ እንተ ዘይጸፊዕኒ አይፈትወንን ማለት እዩ ዝብላ ብመትሉኡ ጌሩ አብቲ ጉቡኡ ቦትኡ ጹቡቕ ጌሩ እንተ ዝቕጥቅጣ ሰብአይ ምበለቶ ኔራ ። ሰብአይ እንተ ኾይኑ በቲ ኹርማጅእቲ (መትልኡ) ጌሩ ይህረማ ሹዑ ሰብአይ ሰብኡት ክትብሎ እያ። 😂😂😂😅😅😅
ግን ግራ የእቱ እዩ እዚ ኣርእስቲ"ኣይንገርን" እንታይ እዩ ዘይንገር እስቲ ኣብ ቀፃላይ ክፋል ክከታተሎ እየ!
Xegem gal mftha malet bli ztasret kelbi mftaha malet EU abzia asteweli eki
Aytekalkin waro behakie nfitie
ከምዛ ዝሪአኪ ዘለኹ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ነጸልአን ደርብየን ደገ ክወጻ ኢዩ መደብኪ: ስለዚ ባህልና ኣዝዩ ተመራጺ ስለዝኾነ ደ/ኣንስትዮ ካብ ባህልን ልምድን ከይወጻ ተጠንቂቐን ዩ ክኸዳ ዘለወን:እንተኽኢልኪ ነቶም ደቆምን የሕዋቶምን ዝዕምጹ ክተረድኢ ፈትኒ ድህልቲ።
ይርጉ ይፈትወኪ እየ ብማዕርነት ደቂ ኣነስትዮ ደሞ ኣይደራደርን እኳ ደኣስ ማዕረ ዘይኮንክንስ ሕልፍታት ኢክን ።ዋ ደቂ ኣነስትዮና ግን ማዕርነትክን ንካሊእ ኢክን ተጠቂምክንኡ።ንምብራዝ ባህልን ክብርክንን ኢክን ተጠቂምክናሉ።ንመስተን ስክራንን ንጥራሕ ነብስካ ምካድን ዘይውርዙይነት ዘይንስካ ምኳን እስኪ ደቂ ኣነስትዮ ምልዓል ማሕበረሰብ ምልዓል ተኮይኑስ ኣብ ዓድና ዝብረዝ ዘሎ ባህልን ንውርነትን ጉልባብ ምዕራባውያንን ኣዕራባውያንን ተቀሪፉ ንሕና ኮና ክነብር ፃዕርታት ግበሪ
ዋው ጋልኖ ፅቡቅ እዩ ንመሃረሉን ሓሳባትናን ነካፍሉ ክኮን እዩ እሞ ክብሪ ነዓኪ ❤❤👸my Queen 👸
Thank you so much
ይርጋ ሽኮር ቀጽልዮ ጹቡቅ ትምህርቲ❤❤❤
Thank you so much
ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ ስለዝኾነ እቲ ዘሎ ጸገም ናይ ኣዶታትናን ኣሕትናን ክወጽእ ኣለዎ ሰብ ክመሃረሉ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጽልዮ።
@@kidanetsegu1629
Thank you so much
❤❤❤❤❤ bravo keep it up. Gin Nay tigrinyaki xufufi eu
Thank you so much
Nifieti bertie ajoki
Thank you so much
Abi hasab eiyu kexlulu ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Thank you so much
ፅቡቅ ፕሮግራም እዩ ቀፅሊ::ንውድፊቱ ብሃሣብ ናይምክፋል እድል ክርክብ እየ እብል:: እታ ግጥሚኺ ኣድንቅ::
Thank you so much
የቀኒየልና ይርጋአለም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Thank you so much
ብጣዒሚ ዘድሊ መደብ ቀፅልዮ ይርጉ።ይብሉኒ ብዙሕ ተጎዲአ ንናፅነተይን ንዕቤተይን መንነት ኣልባ ኮይነ ክእለታተይ ደፉረ ከይጥቀመሉ ኣይካኣልኩን ከይብሉኒ ኣብዘይ ቦታይ ወሪደ እሰርሕ። እክእል ምንባረይ ዝፈልጦ ንማሓዙተይ ይኩን ንቀረባ ሰበይ በቲ ዝሃብክወ ሓሳብ ውፂኢታዊ ኾይኑ ክርኢ ከለኩ እየ እክእል ኔረ ግን ድፍረት ምስኣነይ ሙዃኑ ይርደሃኒ። ከይብሉኒ ብጠዓሚ ጎዳኣይ ሙኳኑ ድሕሪት ከምዘትርፈኒ ኣነ ሓንቲ እየ።
❤❤❤❤❤❤❤
Thank you so much
🎉🎉🎉🎉❤❤❤ምክርቲ ሃፍተይ
Thank you so much
ዝገርምን ኣደናቅን መደብ እዩ።
❤❤❤❤❤❤
ቀፅሉሉ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ
Thank you so much
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
The most beautiful nd smart Girl keep doing the good work 👏 ❤❤❤
Thank you so much
Agedasi zaeba u yrga haftey ❤❤❤❤
Thank you so much
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
ፅቡቅ መደብ❤👍
Thank you so much
ኣሰይ ፅፍፍ ዘበለ ኣገላልፃ ምስ ፈገግታኺ ኣዝየ እየ ዝፈትወኪ ዛሓፍተይ ቀፅለዮ👌💖
Thank you so much
ይርጋ ት🐆ግ🐆 ራ🐆 ያ🐆ዊ🐆ት ሳባዊት አክሱማዊት አብቲ ርእሲ ጽብቕቲ ምኻንኪ አዚኺ ንፍዕቲ ውን ኢኺ።ሳብ ጌሬአለኹ አጆኺ ቀጽልዮ አብ ግንኺ አለና ሐፍተይ ናተይ።
Thank you so much
good job yrga shkor❤❤❤❤❤
Thank you so much
ናይ ባሓቂ ከም ኩሉ ግዜ ጽፉፍን ንጹሩን ኣቃራርባ ቀጽልዮ።
Thank you so much
ፅቡቅ መደብ ቀፅሉሉ ይርጉ ሽኮር
@@YirgalemAbera-d2j
Thank you so much
የቀኒየልና ይርጋለም🙏🦋
Thank you so much
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
Wawwwwww bltseti gal ansteyti agalatsaki :asabatki xufufun bulutsun eyu emo ajoki ketslyo zhaftey brkti.
Thank you so much
ብሉጽ ሓሳብ ኢዩ።ቀጽልዮ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶🫶🫶🫶🥂🍾✅️
@@BahramGrmay
Thank you so much
ኩሉትናኽ ኬፍ ዘለክ ሙጭዉትን ንፉዕትን ❤❤ ብፍላይ ከምዝ ብኮንፍደንስ ኣፅንዕክ ብምምፃእኽን ኣምበሳ እኽ ዛሓፍተይ በርትዕ።❤❤❤❤
Thank you so much
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ኣነውን ብይብሉኒ ካብ ዝሳቀዩ ሓንቲ እየ ክሓድጎ ብዙሕ ይፍትን ግን ተመሊሰ ናብኡ ይምለስ ድሓር ይናሳሕ😌
Thank you so much
ይርጋለም❤🙏
Thank you so much
Thank you for your service.
Thank you so much
ብሓቂ ተባዕ ኣንበሲት ኢኺ። ኣምላኽ ይባርኽኪ። ንሕብረየሰብና ኩሉ ዝጠቅም ኣስተምህሮ። ብዛዕባ ምክንሻብ እውን ተመሓይሹ እኳ እንተኾነ ብዙሕ ይተርፈና ስለዘሎ ብኡ አውን እንተትዛረቢ ጽቡቕ ይመስለኒ።
Thank you so much
ጀግና ይሩጉየየ ጸርይቲ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you so much
ይበል አቀራረብ ምስ ፈገግታን ቀፅልዮ ንፍዕቲ ንእርማት ንሕና መለኮታውያን ኢና አይብሃልን እዩ መለኮት እቲ ዘይድህሰስ መንፈስ እዩ ተባረኪ።
Thank you so much
Yordi belah seb ❤❤❤❤
Thank you so much
ይርጉሸይ❤❤❤🎉🎉🎉
Thank you so much
Mekeretey❤❤❤❤❤❤
Thank you so much
Great job, Yrgalem! This is a very important educational message to our people.
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️💛❤️💛❤️💛
Thank you so much
Seb rekbu tegirnia edmentana yhabke fetare
Thank you so much
You are so smart keep it up
Thank you so much
🎉
Thank you so much
ብሓቂ ኢኺ ገሊፅክዮ❤❤❤❤
@@MuluAbreha
Thank you so much
btaemi btaemi blxti
Thank you so much
Thank you so much
ይርጉሸይ ሓፍተይ❤🙏
Thank you so much
Yes you're
Go on
Thank you so much
ይርጋኒ 🌿
Thank you so much
ነዓይ ዝገልፅ ሓሳብ! ዋ አበይ ነይርኪ ይርጉ ብዙሕ ተሳቂና ▾ ምባሎም ዘይቀረየስ
Thank you so much
Kab nay Uganda kab tbli nay tigray zey tzarebi
Thank you so much
Gratka wen eko shmel wes keyebelka ariska aytwdean macheba diyom tederirom zhadru zelewu benstom zhremu nekuli gegzuan seatun alewo
Thank you so much
ይረጉ ሽኮር ደስ ዝብል መደብ❤
Thank you so much
Keep up yirgalem good job sis
Thank you so much
Qexliyo
Thank you so much
❤❤❤❤❤❤ ብልጽተይ
Thank you so much
❤❤❤❤❤ሠላም ሽኮርና ሓፍተይ🙏
Thank you so much
You smart my goodness
Thank you so much
ፅቡቕ ሓሳብ። ፅቡቕ ኣቀራርባ።
Thank you
Thank you so much
❤🙏🙏🙏🙏🙏ይቅንየለና
@@MebiGg
Thank you so much
My 👸Queen 🎉❤❤❤
Thank you so much
❤ንፍዕቲ
@@HailabAngosom-bt1ow
Thank you
Welcome yrgu shkoir betamy jagne eyki gal adey marey❤
Thank you so much
Yorgalem haftey you re' exceptional in many ways... with admirable abilities and strong values and you are unique and gifted . Keep going......
Good job kexliyo bravo
Thank you so much
ሰላም ንዓኺ ይርጋኣለም ጽቡቅ መደብ ግን ናትና ናይ ኣተሓሳስባ ጸገም ከም ዘለዎ ኮይኑ ብኣኽን እውን ጸገም ኣሎ ይርድኣኒ ኢዩ ባህርያት ሰብ ብዙሕ ኢዩ ካብ ዝዕዘቦ ክነግረኪ ሓደ ሰብኣይ ካብ ስረሑ የማን ጸጋም ብዘይምባል ቅድሚ ሰበይቱ ገዛኡ ኣትዩ ደቁ ሓጻጺቡ መጊቡ ስለዝጸንሐ ከም ሰበይቲ ኢዩ ዝመስለኒ ዝብል ናብ ንዕቐት ዝኽዳ ኣሓት ኣለዋ ኣብክንዲ ምምስጋን እዙይን ወዱዙይን ክብሪ ወይ ከይሕጉዙወን ዘዐንቅፎም ኣለዉ ብዙሕ ኣሎ ዝበሃል ግን ከምቲ ዝድለ ብጽሑፍ ክንዛረበሉ ግዜ ይሓጽረና ናይኡጋንዳ ግን ሕማቅ ባህሊ ንዙሙት ናጽነት ዝሃበ ኢዩ
Thank you so much
Keep going my sister ❤
@@azieb8812
Thank you so much
❤❤❤❤❤❤❤
Thank you so much
Wawwwww❤
Thank you so much
Blxti seb ❤❤❤❤❤❤
Thank you so much
ይርጉሸይ❤
Thank you so much
Ketsllu yerguyey lebam💚🎉
Thank you so much
ጽብቅ ሓሳብ ❤ ግን ኣብ ክንዲ ምህራም ምውቃዕ ዘይትቢሊ? ነብሳኻ ምዃን ጽብቅ እዩ ሓፍተይ
Thank you so much
❤❤❤❤🫶🫶👏👏👏👏👏
Thank you so much
ይርጉ ብልጽቲ ፍጥረት❤
Thank you so much
ይርጋኣለም ብሓቂ በዳህን ኣገዳስን ኣርእስቲ ኢዩ ልዕሊ ዝነበረኒ ኣድኒቆት ዘተዳራረበ ብሉጻት ሓሳባት ኣሎኪ ኢዩ
Thank you so much
Thank you so much
Yrgu shkor ketslulu mearey ❤
Thank you so much
Welcome yrgu haftey ❤ ብሱልን ረዚንን ሓሳብ✌️
@@msmaktube
Thank you so much
Tsebiuk ageleltsan temhertiy hazelen desa bhaliy eyu ketselalu gele Abraha
Thank you so much
❤❤❤😮
Thank you so much
❤❤❤❤😊
Thank you so much
Wawwwwww
Thank you so much
Yrgshey ❤❤❤❤
Thank you so much
Welcome may sis #kebahd
@@Keba_HD
Thank you so much
❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉
@@ادمالاثيوبي
Thank you so much
ሕቡእ/ ስቱር ወዘተ
Abi tsbuk programme eyu, Bzaeba Uganda gn etom Baganda zbahalu ember kulom ayconun, Ezi dma nmkbar ab bahlom ztkemlu akebabra traditional bahli eyu.
Thank you so much
❤❤❤🎉🎉Mearey
Thank you so much
Welcome ❤❤
Thank you so much
❤❤❤❤🎉
Thank you so much
❤❤❤🎉🎉🎉
Thank you so much
ብዛዕባ ወዲ ከኣ ስርሕልና ግን 😅
ብልጽቲ ሰብ ኢኪ ትግሪኛኪ ዉን ጽፉፍ ኣማሓሪኛ ይኸውን እንግሊዝ ዘይትሕዉስ እዚ ከኣ ሞያዊን ተገዳስነትኪ ኢዩ ዘርኢ እሞ ክብሪ ይግበኣኪ ❤
ናትና ናይ ደቂ ተባዓትዮን ዝብልኪያ
በፉጹም ከም ተራ ነገር ዝራኣያ ግን ከኣ ድንቁርና ወረ ኣብ ብዙሕ ወዲ ኣሎ 2ይቲ ዉሽማ ሰበይቲ ምዉሳክ ጅግንነት ዝመስሎ ኣሎ።
1ይ ኣብ ልዕሊ ሰበይቲካ ምስ ካልእ ምዛር ድንቁርና ኢዩ ክጽየፍ ዘለዎ ኢዩ።
2ይ እዚ ምህራም ዉን ግን እዚ ማለት ተጋራጪካ ኣይተሃርማን ማለት ኣይኮኑን ሓሪቁ ተማላሊሳቶ ክጸፍዓ ይክእል ኢዩ።
እቲ ኩነታት ዝፈጥሮ ኣሎ ምባል ኢየ።
ብ ደወል ግበሩሉና በጃኩም 🙏🏿
Thank you so much
ከመይ ይቐፅል ብመዳይ ኮመንት ካብ በልኪ ብጣዕሚ ፅቡቕ ዛዕባ መደብ ኣልዒልኪ ምስ ፅቡቕ ኣቀራርባ ❤ግን እዚ ማንም ዝጠልቦን ፈትዩዎ ዝከታተሎም መደብ ክሳብ ዝኾነ ንሚድያኽን ንባዕልኽን ዘሸማቕቕ ተዘይኮይኑ ማ ዕ ተ ብ ግበሪ❤
ሕማቕ ካራክተር ተዋሂቡካ ዘይንሰኻ መሲልካ ትዋስኦ ተኾይኑ ኣብ ምስ ሃይማኖት ዘይውክል ስራሕ ኮይነ ሃይማኖተይ ከፅርፍ ኣይደልን ይበሃል እዩ so
ሓንቲ ድማ ክሓተኪ ምስቲ እዚ ኹሉ መደብ ክተቕርቢ ዝደፋፍአክን ኣብ ሂወትኪ ኣጓኒፍኒ ትብልዮ ነገር ኣለኪ ዶ ወይስ ኮንፊደንስ ብቻ እዩ 😊ኣብ ዝቕፅል መደብ መልሲ ክንፀበ ኢለ እየ ምስ ይቅርታ❤
ብጣዕሚ እየ ዘድንቐክን ዘኽብረክን ክዓ እዚ መደብ ከይመፀ ምስ ኣዕርኽተይ ልቡዙሕ ግዜ ንሓስቦ ዝነበርና መደብ እዩ ሞ ኣብ ጎንኺ ኢና አጆኺ❤❤❤
Thank you so much
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you so much
ትዛረቢ እንከሎኺ፡ ምንቅዕራር ኣየድልየኪን'ዩ።
ብተፈጥሮ ብልሒ ተዓዲልኪ እንተበልኩ ኣየጋነንኩን እዚ ማልት ግን ማዕከን ፍልጠትኪ ምሉእዩ ማለት ኣይኮነን፡ ክኒኡ ንምኻድ ንባብ ኣዘውትሪ።
Thank you so much
አረ ናይ ባዕልኪ ቻነል ክፈቲ ናብቲ ናብቲ ኣይትበልዋ
Thank you so much
Hi from NY nay ezi kulu miebale deki anstyo side effects natu ewn azyu Ni sine migbar nay hbreteseb abalashiwo eyu 👈👈👈👈
Thank you so much
" ከይብሉኒ ዝበለስ ካብ ምባል ነይሓልፍ" ዝበህል ብሂል ኣሎ።
Thank you so much
Alpha prodaction ነዚ ዘመን ዝምጥን፣ኣዝዩ መሃሪን ኣንቃሕን መደብ እዩ ሒዙ ቀሪቡ ዘሎ።ብፍላይ ንደቀንስትዮ መሰረታዊ ሱር-በተኽ ለውጢ ኣተሓሳስባ ዝፈጥር ነጥቢ መቐይሮ መደብ እዩ።
ብፍላይ ድማ ኣብ ሞንጎ እቲ መደብ ሕልፍ-ሕልፍ እናበልኩም ነቲ ሓሳብ ኣጉሊሁ ዝገልፅን ዘራጉድን ብፎቶ ወይ ብ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝተሰነየ ኣቀራርባ እንተዝኸውን ድማ ዝያዳ ፅባቐን ሰሓብነትን ምወሰኸ።
I really appreciate your program
Thank you so much❤❤❤
Thank you so much
ህድእ'ልኪ ተዛረብ፡
ንምቕራፍ ዘይኮነስ ንምእላይ፡ ንምርሓቕ፡ ንምጉሓፍ።
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Nski fthti diki wala ab hadar aleki caralo kfelt delye
Thank you so much
ከማኺ ጌሩ ዝዛረብ ካብ ዝሰምዕ መዋእል እንዲዩ ኾይኒኒ አብ ጸግዒ መገዲ መኪናይ ደው አቢለ እየ እዚ ዝጽሕፈልኪ ዘለኹ ። እዘን ሰብአየይ እንተ ዘይጸፊዕኒ አይፈትወንን ማለት እዩ ዝብላ ብመትሉኡ ጌሩ አብቲ ጉቡኡ ቦትኡ ጹቡቕ ጌሩ እንተ ዝቕጥቅጣ ሰብአይ ምበለቶ ኔራ ። ሰብአይ እንተ ኾይኑ በቲ ኹርማጅእቲ (መትልኡ) ጌሩ ይህረማ ሹዑ ሰብአይ ሰብኡት ክትብሎ እያ። 😂😂😂😅😅😅
Thank you so much
ግን ግራ የእቱ እዩ እዚ ኣርእስቲ"ኣይንገርን" እንታይ እዩ ዘይንገር እስቲ ኣብ ቀፃላይ ክፋል ክከታተሎ እየ!
Thank you so much
Xegem gal mftha malet bli ztasret kelbi mftaha malet EU abzia asteweli eki
Thank you so much
Aytekalkin waro behakie nfitie
Thank you so much
ከምዛ ዝሪአኪ ዘለኹ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ነጸልአን ደርብየን ደገ ክወጻ ኢዩ መደብኪ: ስለዚ ባህልና ኣዝዩ ተመራጺ ስለዝኾነ ደ/ኣንስትዮ ካብ ባህልን ልምድን ከይወጻ ተጠንቂቐን ዩ ክኸዳ ዘለወን:እንተኽኢልኪ ነቶም ደቆምን የሕዋቶምን ዝዕምጹ ክተረድኢ ፈትኒ ድህልቲ።
Thank you so much
ይርጉ ይፈትወኪ እየ ብማዕርነት ደቂ ኣነስትዮ ደሞ ኣይደራደርን እኳ ደኣስ ማዕረ ዘይኮንክንስ ሕልፍታት ኢክን ።ዋ ደቂ ኣነስትዮና ግን ማዕርነትክን ንካሊእ ኢክን ተጠቂምክንኡ።
ንምብራዝ ባህልን ክብርክንን ኢክን ተጠቂምክናሉ።
ንመስተን ስክራንን ንጥራሕ ነብስካ ምካድን ዘይውርዙይነት ዘይንስካ ምኳን እስኪ
ደቂ ኣነስትዮ ምልዓል ማሕበረሰብ ምልዓል ተኮይኑስ ኣብ ዓድና ዝብረዝ ዘሎ ባህልን ንውርነትን ጉልባብ ምዕራባውያንን ኣዕራባውያንን ተቀሪፉ ንሕና ኮና ክነብር ፃዕርታት ግበሪ
Thank you so much