ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก
#ቴሌቪዥን_ትግራይ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 เม.ย. 2024
- #ተዘክሮ ወዲ ቡሩ - ቀዳማይ ክፋል
------------
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
/ tigrai.tv1
Instagram: / tigrai.tv
TH-cam: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV
በጃኹ፣ ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ናይ ወዲ ብሩ ኣድራሻ ኣብዚ ጸሓፉ ፣ ብጣዕሚ ጥዕይ ሰብ ሓላል ኢዩ ኔሩ ካብ ደቂ ኣስመራ ተፈልዩ ኣብዚ ደረጃ ምውዳቑ የሕዝን ኣነ ብቐረባየ ዝፈልጦ ኣዲኡ ማማ ጸሃይቱ ደቁን ፣ ኣብ ስድሩኡ ዉን ጽቡቕ ሌላ ኔሩና ሓላል ሰብ ብሓቂ ብሓቂ ሓንቲ ሓጥያት ዘይብሉ ጽሩይ ወዲ ኣስመራ ኔሩ በጃኹም ስልኩ ጸሓፉለይ ።
መን ሽምካ?
ቡዙሕ ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ነባራት ስነጥበባዊያን ብቕራብኹም ነመስግነኩም:: ትግራይ ቲቪ!
Waw nay bekahi tume gize halifu azekirkani wedi biru Azmarino bless you.
ኣየ መጄ ብሩ ኣታ ጃና።
Azmarino wedi asmera ❤❤❤❤
Wedi buru asli
❤❤❤❤❤
Azmarina
Asmarino wedi bru
Azmarino ❤🎉
የቐንየልና ትግራይ ቲቪ ከምዚኦም ዝመሰሉ ሑቡባት ስነጥበባውያ ምቕርብኹም ነመስግን::
Where is part 2
ኣድራሽኡ ጸሓፉልና ንሕና ደቂ ኣስመራ ኣዝማሪኖ ኣለና ንደልዬ ክንረክቦ🇪🇷👍🇪🇷
Wedi Bru Azmarino asli ,,,,,,,,ab Tigray abzey botaka atika. Nska Ab asmara wey Italy Roma eu ktnebr zmneyelka Elsa ahikor gobizki abay gal kienki ane si gal 10 eye zfelteku
2ይ ክፋል ዳኣ የለን ድዩ ሎሚ
Azmarino
ኣስሊ ኣዝማሪኖ ክዛረብ ክጅምር ከሎ ይርዳካ 🎉
Ezi sebeay wedi asmera kkewun alewo
1:37
ወዲ ብሩ ኣስሊ አዝማሪኖ🫡
ብሓቂ ዘሕዝን እዩ ተጋሩ ጀጋኑና አይነክብርን አነጀግንን።ከምዙይ ዓይነት ወናማት አርቲስትታት ድምፆም ተቀቢሩ ክተርፍ ሓጢያት እዩ።
Geganu Bezihom!😊
ውድ ብሩ ኣስሊ ኣዝማሪኖ ኣሕ ኣዝማሪኖ ኣይጥዕሞን ዩ በቃ ዞም ምድረፋራ ከክፉኡ ኽሓስቡ ድሕሪት መሊሶምና
ወዲ ቡሩ አምበሳ እንታይሞ እዛ ለዓም እዚአ ዘይትእመን ጠላም ከዳዕ ከም አመላ።
ብሽትኡ ናትና ናይ ኤርትራውያን ሙኻኑ
ፈለሊጠ ሽሕ ግዜ ትግራዋይ ይኹን ምስ ኤርትራዊ ኣብ ኣስመራ ዝዓቢ ኸምዚ እዩ ናይ ብሓቂ በዓል ጥበብ...
ንንባዓል እዚኦም ኣሊሸን ዘይረኽባ ሚድያታት ትግራይ እንታይ ዝባሃል ስም እንተወፀአን ይሓይሽ?
ብዝኾነ የቀንየልና ትግ ቲቪ
ኣነ ዘይርስዖ ኣብ ሓድሽዓዲ ንባዓልቲ ቤቱ ካዝና ምሉእ ጥይት ኣብ ሰምበል ተኣሲሩ ኔሩ
እወ ሓቅካ ኣደ ደቁ ብጥይት ቀቲልዋ ሓድሽ ሓዲ እንዳሸገግ እንዳስዋ ወደን እዩ እታ ዝቀተላ ኣደ ደቁ ጋል ሓድሽ ዓዲ እያ ኔራ ደቃ መሳኪን ምስ ዓባዮም ዓብዮም
Useless media hizbna na mote ni Eritreanss platform tihubu. Tehzunu ekum
yes
Azmarino