ስለምንታይ ጠፊአ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024
  • ስለምንታይ ጠፊአ፧
    Support Mahder-production
    Patreon: www.patreon.co...
    Paypal: www.paypal.me/...
    Mahder-production social media links፡
    Facebook- / mahderproduction
    TH-cam- / mahderproduction
    Instagram- / mahder_production
    Tiktok- www.tiktok.com...
    ዳኒ ወዲመምህር
    www.facebook.c...
    / wedi__memhr

ความคิดเห็น • 425

  • @MahderPro
    @MahderPro  8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +27

    Support Mahder-production
    TH-cam: th-cam.com/channels/prlpGG3Fagk89mYPdrssMw.htmljoin
    Patreon: www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true
    Paypal: www.paypal.me/MahderPro

    • @Godolyas657
      @Godolyas657 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዳኒ ዝክሪ ትብል ናይ ናሆም ፕሪማ ሃይሰልና ግጥማ ዜማ ክሊባ። ዋላ ኣሕጽር ኣቢልካ።

    • @tesfiewelday2923
      @tesfiewelday2923 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Bkemy knrekbeka dani

    • @man-yi5nd
      @man-yi5nd ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Bro your editing, template, graphic design is🔥ነዓ ብውሽጢ ንሰልጠነ መዓዶ ፡ሓግዞ ከኣ ነዛ ሰብ ንሱን እዚ ሶሎ ሜድያን ብ hooking. ተጻዊተምሉዮም ሰልጠነ ከኣ ካብቲ ንህግደፍ ዝሃስዮ ንbn ዝሃስዮ በዚሑ ዓንጃል ኮይኑ

    • @MussieAfewerki-f9i
      @MussieAfewerki-f9i 55 นาทีที่ผ่านมา

      እታ ጆይን ትብል ነገር ድሕሪ ግዜ እቲ ጆይን ዘይበለ ፈጺሙ ክርኢ ከምዘይክእል ክገብርዎ ይኽእሉ ኢዮም ሕጂ ኸኣ ኩሉ ዓለም ወልፊ ናይ ማስሜድያ ኣለዎ ኣብ ወልፊ ምስ ኣተወ ኸኣ ገንዘቡ ክኸስር ኢዩ

  • @Selammedia9385
    @Selammedia9385 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +51

    ❤❤ሕድርኻ ሕድሪ'ቦኻ ወዲ መምህር! ነዚ ብበዓል ኣዱ ብሌናን ሞኒካን ብቀሊሉ ዝዝወር ወለዶ ከተድሕኖ ክብል ይላበዎካ😢😢!!

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ይገርምዩ ብበዓል ሞኒካ ዝዝወር መንእሰይ 😢😢😢😢

    • @ማምየዓለመይ
      @ማምየዓለመይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ብሓቅ

    • @habtomgebray
      @habtomgebray 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናይ ሰልጠነ ናይ ውፉይ ክኣ በል mis information ባዕልካ ኣይተናሓላልፍ

  • @miittttty
    @miittttty 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    I was really excited when I came from Eritrea, thinking I'd finally have access to your videos on TH-cam instead of relying on downloads in Eritrea. But It turns out I have watched most of the videos back home. Your content means a lot to us, and I appreciate your return! It's inspiring to see you back, sharing your insights and creativity. Thank you for continuing to create and connect with us!

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንቋዕ ብደሓን መጻእካ ብሓቂ
    ወድመምህር ብጣዕሚ ብሉጽ
    ኣስተምህሮ መንእሰያትና ከኣ
    ኣብ ልቦም የሕድሮ ። ከምኡውን
    ነቶም ዕሩባት ሕልና ናብልቦም
    ክምለሱ ሓጋዚ ኢዩ'ሞ ኣብርቲዕካ
    ቀጽሎ፡🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kabralhabteab2291
    @kabralhabteab2291 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ኣጆኻ በርትዕ፡ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
    ካብቶም ውሑዳት ንኾርዓሎም ኢኻ ሞ።
    ዓወት ንምነየልካ።

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Of course we gonna support you Dan the great ክንደይ ቆሎ ጥጥቆ ዝሰርሑ ከማን ይድገፍ ኣለው ኣይኮነን ናትካ ንዓና ንዝጠቅም ናይ ምግቢ ኣእምሮ ትሰርሕ 🤝 i will join number one from January

  • @dehabamine2322
    @dehabamine2322 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Dani hawey, your contribution is special; intellectual, scientific, reflective.... You showed our community a stanard that they had never seen. Your potentials are huge and I believe you can reach any goals your desire. I hope to see you reaching a level that once again inspires our community/people. Much respect Dani 🙏

  • @FnanNuguse
    @FnanNuguse 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ከም ስርዓት'የ ተሻቂለልካን ናፊቀካን ቐኔ ዳኒ ሓወይ! ካብ ሜዳ ክኣ ንስኻ ጥራይ ኣይኮንካን ጠፊእካ ኣነ ንባዕለይ ኩሉ ገዲፈ ትምህርተይን ካልእ ዕማመይን ጥራይ ምስራሕ ካብ ዝጅምር ከምቲ ዝበልካዮ ሰላመይ እየ ረኺበ!!!❤❤❤ ግን ኣነ ሓደ ነገር ከራጋግጸልካ ንዓይ ልዕሊ እቲ ትሰርሖ ቪድዮታት እቲ ትዉንኖ ነብሰ ኽብሪ እዩ ዘደንቐኒ ዋላ ብጌጋ እየ ሃተዉተዉ ክትብል ሰሚዐካ ዘይፈልጥ ❤❤ብዕድመ ምንኣስካ እየ! ንስኻ ክኣ ንዓይ ናይ ንቕሓት ኣርኣያ ናይ ትብዓት ኣርኣያ ናይ ሓቂ ምዝራብ ኣርኣያይ ኢኻ!!! ሓንቲ ማዓልቲ ኣምላኽ ፈቂድዎ ን UK ተተዛዊረ ክረኽባ ካብ ማዓሙቅ ልበይ እየ ዝምነ!!! ጉዳይ ኣባልነት ክኣ ንዓና ክሕሸና ኣባላት ክንኸዉን ኢና።እንኳዕ ብድሓን ተመለስካ ዳኒ☺️

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ሜድያ√√√ሜዳ×××××

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ዳኒ ኣርኣያ ወሎዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @habenhadish938
    @habenhadish938 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣብዛ ነጥቢ ምሉእ ብምሉእ ምሳካ ይሰማማዕ"የ ዳኒ። ኣብ ሚዲያ ካብ ዝከታተሎም፡ ካብ ዝድግፎምን ዝቃወሞምን ሰባት ሓደ ኢካ፡ ግን መደባትካ ኩሉዓይነት ጥበብን ግዜ ዝተከፍሎ ምኳኑ ይምስክር"ዩ። ስለዚ ደገፍ ረኪብካ ተረባሕካሉ ጻማካ"ዩ። ኣነ ኣፍሪቃ የ ዝነብር፡ ክንከፍለካ ስለዘይንክእል ግን፡ መደባትካ ንዓና ውን ኣገዳሲ ምኳኑ ኣብ ግምት የእትዎ ኢካ። like share subscribe ናትና ከይትጎስዮ ሓደራ 😊

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ብጣሚ ጽፉፍን መሃርን ፕሮግራም
    ነበርክቶኻ ልዑል ምስጋና ይብጻሕካ
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kidanetewelde147
    @kidanetewelde147 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዕድመን ጥዕናን አምላኽ ይዓድልካ

  • @betfqri3748
    @betfqri3748 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ጽቡቅ ቢዝነስ እዩ፡ በቲ ተቃላሳይ ይበሃል በቲ ሓደ ከኣ ገንዘብ ተአቱ። እቲ ንቃልሲ ዝኽፈል ዋጋ ዓሻ ይኽፈሎ።

  • @zrqrzsfcnppwjlzwfxe
    @zrqrzsfcnppwjlzwfxe ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome wedi memhir Baal abi hlnan , tibatin, jigna menesay eka❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉. You have a bright future and tons of necessary information…God Bless you….

  • @shewasium1294
    @shewasium1294 50 นาทีที่ผ่านมา

    መርሓባ ብርሃን ዓይኒ።ድሃይካ ኣይትሓባእ ብሩኽ ዘርኢ።❤

  • @senaytesfay6655
    @senaytesfay6655 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    So happy to support u , and thank u for ur endless effort 👌

  • @almazghaber9632
    @almazghaber9632 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    I don't have any word to say you just can I say you 💯 % brilliant 👌

  • @tekleweiniokubamichael2545
    @tekleweiniokubamichael2545 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    As you have stated it, in a world where information shapes perspectives and decisions, your responsibility and integrity shine through. Whether it's through thoughtful reporting, creative storytelling, or the ethical way you handle sensitive topics, you play a vital role in keeping people informed and inspired. I would like to thank you for upholding the principles of integrity in an industry that constantly evolves. እንኳዕ ከኣ ብሰላም መጽኣካና።

  • @YosefYemane-rr5pz
    @YosefYemane-rr5pz 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እንቃዕ ደሓን መጻካ ዳኒ ሓወይ ጅግና ቀጽለሉ 🎉

  • @Tedros-k9q
    @Tedros-k9q 46 นาทีที่ผ่านมา

    My God, you are so clever and impressive. I just love you when you speak Tigrigna and your smart ideas. Hopefully one day you will be as famous as you should be and become some type of a leader. I am very proud of you. Keep it up

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 55 นาทีที่ผ่านมา

    ዕድመ ይሃብካ ብሉጽ ሰብ❤ ንፍትወካ ብሓቂ ካብ ትግራወቲ❤❤❤

  • @HenokHabtom-ev5vd
    @HenokHabtom-ev5vd 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    Danke! ዳኒ

  • @Shgey70
    @Shgey70 6 นาทีที่ผ่านมา

    ወዲ መምህር ነብሲ ኣጆኻ 3 ኣይኮነን ካልእ ከማን እንተኸፈልና ንዓና እዩ እቲ ጠቕሚ ስለዚ ኣብሽርካ❤

  • @robir0ket489
    @robir0ket489 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ክብረት ይሃበልና ወዲ መምህር ዓቢ ሰብ ብዝሕ ተማሂርና

  • @kishinemama7387
    @kishinemama7387 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንኻዕ ብዳሓን መጻኻ ዳኒ ቡሩኽ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @Miki-rd3zi
    @Miki-rd3zi ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Dani smart keep going my brother we’re with you 🥰

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ጠፊእካ እንቆዕ ድሓን መጻካ 💐💐💐💐💐💐💐

  • @hani165
    @hani165 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙መርሓባ ወዲ መምህር ሓሶት መሪሩና ኣሎ ፎርሳ ምስ ሓቂ ተጋጢምካ ከም ሙሴ ንህዝብኻ ሓራ ኣውጽእ💙💙💙💙💙😊

  • @haileberhane1805
    @haileberhane1805 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ፍቑር ወደይ ወዲ መምህር፡

  • @maebelteklay4435
    @maebelteklay4435 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አንኻዕ ብሰላም መጻካ ኩቡር ሓዉ❤

  • @GoitshGoitsh
    @GoitshGoitsh 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ብሰላም መጻኻ ዳኒ ወዲ መምህር ❤❤🎉

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ተረካቢ ሃገር እንኳዕ ብሰላም መጻኻ🎉🎉🎉🎉

  • @BergedNhameduFthawi
    @BergedNhameduFthawi 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰላም ነዓካ ዳኒ፡ እንቃዕ ተመለስካና'ሞ በዓል ንስካ ስለዝጠፋእኩም መንእሰይ ጠፊኡ ኣሎ'ሞ ምለስዎ ናብ ንቡሩ ኣጆካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!

  • @tomiomega2614
    @tomiomega2614 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ንዓኻ ንምርኣይ ኣባልነት ምእታው ፉሉይ ህያብ ዩ ንዓና ኣጆዃ ዳኒ ብሰላም ምጸና

  • @DawitNegassi
    @DawitNegassi ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Keep it up for your opinion it will help to somebody stay bless

  • @goiteomgezaei9066
    @goiteomgezaei9066 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome Danu the architect of politics and humanity. Such a young critical thinker, keep the good work and we are happy you are back on job.

  • @tsegaykidane2110
    @tsegaykidane2110 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መጻካ ወዲ መምህር ኣይትጥፋኣና ብዙሕ ኢና ንምሃር ካብ መደባትካ

  • @KflomGereziher
    @KflomGereziher 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኻዕ ብደሓን መፃእካ ዳኒ ብሉፅ ናይዚ ወለዶ🥰🥰🥰🙏

  • @Ymesgeno
    @Ymesgeno 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dani hawey, timali mishet eta ጥበብ ኣብ ደርፊ tbil playlist endareaku tkis ele dekise. Gin etay dea tefiu dihan dyu enda belku yhasib nere... Thank you for coming back and I'm glad you're doing OK. Aytishefit...

  • @weiniabrha3232
    @weiniabrha3232 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    I appreciate u

  • @nahomyemane1832
    @nahomyemane1832 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Bwegi kab lomi Abal mahder Production🫶🏾 ajoka Dani hawna beti tgebro btami eye zmsetn medebatka zfetwomn qexlo💙🌿

  • @fishalehadera56
    @fishalehadera56 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome back, wedi memhr .Super brilliant.

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Welcome Dane 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾Good to see you 💙

  • @ረጋለምን4528
    @ረጋለምን4528 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Ezi wedi kfetwo ❤❤💙💙💙💙

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 22 นาทีที่ผ่านมา

    Welcome! Daniel wrdey 👍💙🌿💙

  • @BekTesfa
    @BekTesfa 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I agree with you wedi memhir. Please take a good care of yourself. It can be like fire 🔥 fighter job …

  • @admas-d7e
    @admas-d7e 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ኩሉ ሰብ እንግልዝ welcome back ይብል ኣሎ።
    እንቓዕ ብድሓን መጻካ ስለምንታይ ትግርኛ ዘይንጽሕፍ።

    • @Fotoghide
      @Fotoghide 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      because our keyboard is english

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኢንግልሽ ተዛረቡ ተዝበሃሉ ካኣ ኮ ጠጠው ምበሉ ።

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንጅምራ እዝጊ ብላዕ።

  • @EsromMekonen
    @EsromMekonen 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Bravo 👏 👏 bravo 👏 🙌 👍 nska antivirus eka ❤❤❤

  • @mulietsegay313
    @mulietsegay313 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወዲ መምህር ብሉጽ ሰብ ካብዚ ዝመሽመሸ ሓበሬታ ወጽና ጽፉፍን ሓቃኛን መድብካ ክንከታተል ሃንቀው እና ንብል እሞ ብዝተከኣለካ ቀጽል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤

  • @almazmehari4321
    @almazmehari4321 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሽምካ ይረኸብ ዝወደይ
    እዚ ንእሽተይ ወሎዶ ስ ኣብዚ ዝያዳ ገልጠምጠም ወጊሑ ዝሓድር ወሎዶ እዩ መጺኡ ዘሎ ይገርመምንኒ እዩ
    ትምህርቲ ምምሃር ኣይትግደፍ ቀጽል ቀጽሎ ሁርኩት ጅግና እየ ዝብለካ
    ዕድመን ጥዕናን ይምልኣልካ ተባረኽ ❤️🙏🙏🙏

  • @nebiatghebre6574
    @nebiatghebre6574 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egziabher hasibkayo zeleka yesaltelka

  • @AmanuelAdhanom
    @AmanuelAdhanom 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መአከቢ ዝመሽመሸ ሓበሬታ is right.
    እቲ ጸጺቃ ተቕርቦ ኣብ ዝጣዓመካ ዩ ዘድልየኒ።
    keep it up!

  • @filmonhagostekie3452
    @filmonhagostekie3452 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome back Dani❤🎉😊

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደሃይካ ኣይተሓባእ ብርኽ ሓወይ።

  • @hbahta
    @hbahta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Welcome my smart brother!❤❤❤❤❤

  • @MikalhyleHayle
    @MikalhyleHayle 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቓዕ ብሰላም መጻኻ ደኒ ካፒታለይ ❤

  • @ወዲመሬት-በ7ወ
    @ወዲመሬት-በ7ወ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome back Dani!! We miss you so much!!!

  • @haneber7369
    @haneber7369 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    💙Welcome ወዲ-መምህር💙

  • @Mierch...
    @Mierch... 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Kemzi kemay znafeko alo do 👍👍👍

  • @nebiatghebre6574
    @nebiatghebre6574 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nskas egziabher zbarekeka, bruk ika❤

  • @ksanetgrmay-cx3rl
    @ksanetgrmay-cx3rl 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yes, of course we will join Dani nska trah ajoka brother keep going

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ ኩቡር ሓዉና ሓፍትኻ ጓል ራያ ራዩሟ ❤️💛💙

  • @AbedomweldeabYemaneab-m1x
    @AbedomweldeabYemaneab-m1x 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቃዕ ብድሓ መጻኻ ዳኒ ጅግና ❤❤❤

  • @ግዜመምህር-ጰ5ጨ
    @ግዜመምህር-ጰ5ጨ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    welcome ወዲ መምህር ብባዓል ጀርጆ ድራር ጆሆ ተታሒዙ ዘሎ መንእሰይ ካብ ባርነት ክትገላግሎ ተስፋይ ይግብር ዝኸእሎ ክሕግዝ ምካነይ ከኣ በዚ ኣጋጣሚ ክነግረካ ይፈቱ❤❤❤❤❤

    • @alenalkieritrea3862
      @alenalkieritrea3862 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጆርጆ ድራር አምበ ኢዩ በቃ ኤርትራ ሀገረይ ስለዝበለ ዲካ ድርባያት

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Welcome 💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿👍🏿

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዳኒ አምበሳ ድምጽኻ አይተሐባእ ዝወደይ መልእኽትኻ ዕብይ ምኽሪ ነዞም መንእሰያት ❤

  • @habtekidane477
    @habtekidane477 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መጻኻ ዳኒ

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ዳኒ ወዲ መ ምህር አዚና ኢና ንመሃር ካባኻ,ስለዚ አይትጥፋአና.

  • @SamuelZeremariam
    @SamuelZeremariam 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you brother, you are a treasure.

  • @ክልልል
    @ክልልል 13 นาทีที่ผ่านมา

    Welcome 🙏 😊

  • @MilenAsres
    @MilenAsres 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቃዕ ብሰላም መጻካ ዳኒተይ❤❤❤

  • @Yownas-yz8ku
    @Yownas-yz8ku 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቃዕ ብሰላም መጻኻን ዳኒ ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hassufshiktay
    @hassufshiktay ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dani welcome back ❤❤❤❤contains dani boy❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fekaduyemane8740
    @fekaduyemane8740 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደሃይካ ኣይትሓባእ።

  • @ambesajirhabte8393
    @ambesajirhabte8393 2 นาทีที่ผ่านมา

    Ajoka dani bro

  • @MahdereHabte
    @MahdereHabte 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bsul menesey eika thanks

  • @nohnoh5563
    @nohnoh5563 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Welcome back Wedi memhr nafinaka.

  • @yosiefgebru3798
    @yosiefgebru3798 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መርሓባ ወዲ መምህር

  • @ghirmaymeasho5029
    @ghirmaymeasho5029 35 นาทีที่ผ่านมา

    Welcome back Dani

  • @oqubagebraelkelati2181
    @oqubagebraelkelati2181 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well came bro

  • @BerheDce
    @BerheDce 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቋዕ ብሰላም መጻእካና ሊቅን ለባምን ክቡርን ሓውና ወዲ መምህር፡፡ሰውድ መንጉድ

  • @hiyableomessi2020
    @hiyableomessi2020 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ዳኒ በሊሕ❤

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሉጽ ሓሳብ በርትዕ.

  • @NahomTesfamariam-e5m
    @NahomTesfamariam-e5m 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dani haweyyy ayttfeana ika eske❤❤❤

  • @berhanefre1846
    @berhanefre1846 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    welcome back an intelligent person i am proud of you young brother.

  • @solyanahagos-ql9nz
    @solyanahagos-ql9nz 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dani hawey anka baselam mexeka hayesa aba jemarelna bejaka ❤❤💙🌿💙🌿💙🌿🌎

  • @Johnhabtom-f4s
    @Johnhabtom-f4s 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    All right good idea

  • @milliontareke6728
    @milliontareke6728 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉 just came back I'll be number one member ❤❤❤

  • @philiposyonas744
    @philiposyonas744 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብራቮ ዳኒ ኣምላክ ይባርካን ይሓልካን

  • @gebregziabherkidane3395
    @gebregziabherkidane3395 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome wedi Memher You are very intelligent keep up stay strong ❤❤❤❤❤❤

  • @DinoEntertainment22
    @DinoEntertainment22 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    my generation pride! keep going..✅

  • @gabrielalem8161
    @gabrielalem8161 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Always over smart brother

  • @hanamussie8187
    @hanamussie8187 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome back dani ❤

  • @futsumtesfay5137
    @futsumtesfay5137 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well come Dani🙏👍

  • @helenyahwe5072
    @helenyahwe5072 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome back ❤❤

  • @amanueltekeste6618
    @amanueltekeste6618 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wellcome

  • @robeltekleab8412
    @robeltekleab8412 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I misss your product I checked yesterday because u give food our 🧠

  • @Tewelde-gp7pc
    @Tewelde-gp7pc 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክቡር ሰብ 💙 welcome back

  • @زمزمدسته
    @زمزمدسته 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍👍👍🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💕💕💕💕