Hagos Gebrehiwot--መስቀልና--Meskelna-Tigrigna Music Video

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 27

  • @haftomkahsay7076
    @haftomkahsay7076 4 หลายเดือนก่อน +1

    ነብስኻ ኣብ ገነት ትንበር ኩርዓት ዓጋመና

  • @21-dz7te
    @21-dz7te ปีที่แล้ว +2

    ክቡር አያና ኩሉ ግዜ አብ ልብና አብ ገነት የንብርካ❤😢

  • @user-pn2sv4sf7j
    @user-pn2sv4sf7j 4 หลายเดือนก่อน +2

    መስቀል ብዝመፀ ቁፅሪ ክቡር ኣያ ክንዝክረካ ኢና። ታሪኽካ ህያው እዩ። ንህዝቢ ዓጋመ ኣክቢርካዮ ኢካሞ ክብሪ ተወንዘፍ። ብኩሉ ተጋዲልካ መስዋእቲ ከፊልካላ ንትግራይ። ትግራይ ብዙሕ ናይ ጥበብ ሰብ ኣፍርያ እያ። ከማኻ ጥበብን social activismን ብሓደ ኣጣሚሩ ዝተቓለሰ ግና ውሑድ እዩ። ንስካ ኣብ ቅድሚት ኣለኻ። ህዝቢ ዓጋመ ናይ ቀደም ክብሩን መንነቱን ክለዓል እዩ። ድንበር ዓጋመ ቀይሕ ባሕሪ ምዃኑ ወለድና ብተግባር ኣርእዮምና ንሕና ድማ ክብርና ክንምልስ ክንቃለስ ኢና። ሓጎስ ግና ትፍለ ኢኻ። ቃልካ ኣይነዕብርን። ኣሰርካ ዝክተል መንእሰይ ስለዘፍረካ ካብ ልቢ ነመስግን። ባህልን ታሪኽን ዓጋመ ከም ሽግ መስቀል ክኹላዕ እዩ።
    ፍርያት ሓጎስ ዝኾንኩም ደቁ ድማ ከም ኣቦኹም ኩኑ፣ ከም ሓጎስ ኣብ ልቢ ትግራዋይ ዓሸራ ግደፉ።

  • @jordanyordanos1282
    @jordanyordanos1282 ปีที่แล้ว +3

    😢❤❤❤ you are missed.

  • @ወጋሕታ
    @ወጋሕታ 4 หลายเดือนก่อน

    ነብርይ ጎይታ ህዝቡ ነይርካ ግን እታይ ይግበር ዓለም ሓያል ..ነብስካ ኣብ ኣጸደ ገነት ትንበር

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዘኢትምኖ ዘኢትምኖ የ
    ትግራይ ዓደይ ዘኢትምኖ
    💛❤

  • @YemaneTsegay-ou1eg
    @YemaneTsegay-ou1eg 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረት ይሃበልና ኩቢር አያና❤

  • @leakeameha340
    @leakeameha340 4 หลายเดือนก่อน +1

    መስቀል በኣኻ እያ ትዕምብር እምበር ሓደ ደስ ዝብል ናይ መስቀል ደርፊ እኳ ዘየለ! 😢 ነብስኻ ኣብ ገነት ትዕረፍ ኣያ! ❤😍❤

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 4 หลายเดือนก่อน

      🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @samaisam9871
    @samaisam9871 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር አያና ኩርዓትና አቦ ሓቂ ባዓል ሕልና መምህር ና

  • @tesshi5628
    @tesshi5628 ปีที่แล้ว +2

    True legend

  • @jordanasabrahambayru4703
    @jordanasabrahambayru4703 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 አብ ገነት የንብርካ አያና

  • @Tesfayteklay-t2u
    @Tesfayteklay-t2u 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ellllllllllllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤hagosey

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 5 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ዘይትምኖ

  • @Amr-g9s
    @Amr-g9s 4 หลายเดือนก่อน

    Kurue sle adu zhben fenan artist hagos gebrehiwet neb sher
    Abo tigrgna wala hade yelen kulu bnatka haki ybeges alena miszom jeganu dekika

  • @MeazaTehaye
    @MeazaTehaye 11 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @agamawit
    @agamawit ปีที่แล้ว

    ሓጉሻ ብሉፅ ደራፋይ 😢❤

  • @AkliluRedai-nl6rc
    @AkliluRedai-nl6rc ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonatangebrekidan
    @yonatangebrekidan ปีที่แล้ว

    Respect hagos 😭😭

  • @AkliluRedai-nl6rc
    @AkliluRedai-nl6rc ปีที่แล้ว

    Ata jgna ekae aytsenahka zkebede hmam neyrika hagushay

  • @MulugataBerhe
    @MulugataBerhe 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንበሳ ህዝብ በለ

  • @eyerusalemgebru
    @eyerusalemgebru 4 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️🙏

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haylushgebrexadk6889
    @haylushgebrexadk6889 ปีที่แล้ว

    ❤❤፡❤

  • @safieasofy-gc9nv
    @safieasofy-gc9nv 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤😢

  • @mdsaudi3306
    @mdsaudi3306 ปีที่แล้ว

    💝💖💝💖💝💖💝💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💪💪🙏🙏👍👍🥰🥰🥰🥰