HDMONA - በርሀ + ሽደብ ብ Z_D | Berhe + Shdeb by Z_D - New Eritrean Comedy 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • HDMONA - በርሀ + ሽደብ ብ Z_D | Berhe + Shdeb by Z_D New Eritrean Comedy 2019
    Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. HDMONA NEBARIT brings New Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy!
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    TH-cam : / hdmonanebarit
    Facebook : / hdmona-nebarit-2149397...
    Instagram - / hdmonanebarit
    Twitter / hdmonanebarit
    Website hdmonanebarit.com/
    © HDMONA NEBARIT LLC 2018. All Rights Reserved.
    #hdmonanebarit #EritreaComedy

ความคิดเห็น • 522

  • @HDMONANEBARIT
    @HDMONANEBARIT  5 ปีที่แล้ว +159

    thank you so much everyone. ሃኒ ንጽባሕ ማ ትካቦ ተታሓሒዘን ይመጻ ኣሎዋ ሞ ንሎሚ በዚኣ አንዳ ተዛናጋዕና ንውዓል፤፤ for all updates do not forget to share and subscribe. Thanks

    • @banaappbanaapp828
      @banaappbanaapp828 5 ปีที่แล้ว +7

      ታንክ ህድሞን ቲቪ ኮምኡ ገርኩም ኣዘናጉዕና እምበር ኤሮባስ ሕማም ዓሶ ኮይንና ኣሎ

    • @smonsmon2498
      @smonsmon2498 5 ปีที่แล้ว +2

      Part two nay eseyas ke maes eya kitizirgah tifeltiwe gele yebilkumn

    • @majorselam5137
      @majorselam5137 5 ปีที่แล้ว +2

      HDMONA NEBARIT hdmona btaemi tsbuq medeb deqi eri qetslwo

    • @habeshatiktokers4678
      @habeshatiktokers4678 5 ปีที่แล้ว +2

      Bejakum Hani lomanti zerghulna betami thante eye zeleku

    • @sebetayzeybele8527
      @sebetayzeybele8527 5 ปีที่แล้ว +2

      aytidegu gen

  • @user-ri4xf3rd6o
    @user-ri4xf3rd6o 5 ปีที่แล้ว +345

    እቲ ዘይረአን ዘይድህሰስን መሎኮታዊ መንፈስ ፍቅሪ ኣምላኽ ምስ ኩላትኩም ይኹን ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ድማ ይገበረልና

  • @user-rd8vw4yv5g
    @user-rd8vw4yv5g 5 ปีที่แล้ว +14

    Hdmona nebarit ወዲ ገጠር ከምዚ ኣይገብርን ኢዩ ሓፋርን ክርዑን እንበር ዓው ዓው ኣይብልን ኢዩ ኣብ ከተማ ከይዱ። ሓደ ሓደ ግዜስ እቲ ፊልም ከይመርመርኩም ኢኩም ተውርድዎ ሶ ጥንቅቅ በሉ ሕብረተሰብ ዝገልጽ እንበር ሕብረተሰብ ዘቃልል ኣብዚ ገዛኩም ኣይትዘርግሑ ለበዋ ኢዩ ካብ ዝፈትወኩም ሓውኩም
    ዕባይ ገጠር
    ካልእ ስርሓኩም ግን ኣዝየ ዝፈትዎን ደስ ኢሉኒ ዝርእዮን ኢዩ ቀጽልዎ ኣጆኩም💓

  • @akbayaray5869
    @akbayaray5869 5 ปีที่แล้ว +14

    ኣታ እዛ ዓብዪ ንእሽቶ ዓርከይ መጽያ ንበሎም እስከ፡ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና፡ስደትና የሐጽረልና፡ኣሜን

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 ปีที่แล้ว +34

    ዘወንጌል ናይ ሕማመይ ዝፍትዎ እሰከ Like ኣዱኒ

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 5 ปีที่แล้ว +11

    ክክክክክ ዘወንጌል & ዳዊት ብጣዕሚ ብሉጻት ከመይ ደስ ይበልኩም ኣስሒቅኩሙና ክክክክክ

  • @nab9427
    @nab9427 5 ปีที่แล้ว +84

    ትካቦ ዝፈቱ like ኣግሮጭዎ

  • @user-lv5iu5jk7k
    @user-lv5iu5jk7k 5 ปีที่แล้ว +2

    Well come ደቂ ኤረይ ጽብቅ ስራሕ ኣጆኹም ቀጽልዎ
    ሩሕስ ሓድሺ ዓመት ከኣ ይግበርልና
    ዓመተ ሰላም
    ዓመተ ፍቅርን
    ዓመተ ምትሑቁቃፍ
    ሰደትና ዝውደኣሉ
    ገጽ እቶም ንፈትዎም ወለድና
    ንርኤሉ ይግበረልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ichhabemichichhabeauch9619
    @ichhabemichichhabeauch9619 5 ปีที่แล้ว +3

    ምጅመሪ ሰልም
    ሰል ምነታይ አኩም
    ነዙም ናየ ገትረ
    ትክፈና አንት ኪልኩም ሓቅኛ
    ወይ መሃሪ ብጃኩም። happy now years

  • @menyeane5289
    @menyeane5289 5 ปีที่แล้ว +37

    Dawit shikor n dawit zfetu kemta nfelta happy new years deki erey shekakurrr

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 5 ปีที่แล้ว +2

    Omg that voice kills me 😂😂😂😂😂

  • @user-dt6yj7bb7q
    @user-dt6yj7bb7q 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ንሱኩም እኮ 💖💖💖👈

  • @meronmebrahtu4976
    @meronmebrahtu4976 5 ปีที่แล้ว +2

    Ja jama shiden wedi shuk koynu ziwasalu Film eko nafikna kulu gze fara 😂❤️💪

  • @user-nu4fi9dq2t
    @user-nu4fi9dq2t 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣቦይ ዳኣዊት እንቃዕ ብድሓንጻኩም ብሩኽ ቀደመ ሰንበት ይግበረልና የሕዋተይ።

  • @bereketkflom2236
    @bereketkflom2236 5 ปีที่แล้ว +28

    happy new year all my eritrean ppl 💞💞💞💕💓

  • @feruzshwedenawity1410
    @feruzshwedenawity1410 5 ปีที่แล้ว +20

    ህድሞና ካብተን ዝፈትወን ቻነል ቀዳመይቲ ኢያ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ኣብ ስራሕላ ድማ ኣሳልጦን ዓወትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ በርትዕ ብዝተረፈ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ፈቀዶ በረካታት ዝርከቡ ሰራዊትና ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ዮሃና ህድሞና ሽኮር

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 5 ปีที่แล้ว +1

      ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity ንኢሰያስ ዓምካ ከ

    • @robi-gu3gu
      @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว +1

      ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity ። ንፍዕ እለካ ኣለኩ ከምዚ እልካ ንህድሞና ጽቡቅ ትምንቲካ ምግላጽካ መክንያቱ ኣብዚ ግዜ ዝበለጸት ቻናል እዛ ህድሞና እያ ጎድን ጎድኑ ግን ክንቀፉ ይግቦኦም እዩ ቡዙሕ ኣሎ ስራሓት ጀምሮም ዘይመሊእዎ ሞ ስለዚ ጽቡቅ ኣይኮነን ስሚዕት ታዓዘብቲ ናይዛ ቻነል ካይጸልእዎም መታን ብዝተረፈ ግን ንዓካን ንህድሞናን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ኣምላክ ዘመንኩም ይበለና ዓመጽትና የጥፋኣልና።

    • @feruzshwedenawity1410
      @feruzshwedenawity1410 5 ปีที่แล้ว

      @@user-pn7sj1hp6w kkkkk nebilo argit ደይ ንሱ መን ዶ ለኪሙና ኣሎ ኢዩ

    • @feruzshwedenawity1410
      @feruzshwedenawity1410 5 ปีที่แล้ว

      @@robi-gu3gu ኣሜን ሮቢ ሓወይ ንዓካ ውን ኣብ ስደት ንዘለካ ውጹዕ ህዝቢ ሮቢተይ ክብረት ይሃበለይ

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 5 ปีที่แล้ว +1

      ፊሩዘይ ኣግዲዕክኒ feruz shwedenawity Hhhhh ንዕኡ ረሲዕካ መንግስትናንን ወተሃደራትናን ስለ ዝብሉ እየ ኣሚን ከኣ

  • @user-yh8lu5cd7j
    @user-yh8lu5cd7j 5 ปีที่แล้ว +27

    ያስላም ዴቭ እድናቂህነኝ ስውድህህህህህህ ብዴቭ ስም ስላም ሳይሉኝ እንዳታልፊ

  • @asuteymehari9190
    @asuteymehari9190 5 ปีที่แล้ว +2

    😂😂😂 zete is my favorite 🇪🇷actor

  • @lifetv8048
    @lifetv8048 5 ปีที่แล้ว +46

    እስከ ኣብ ካንቢ ዘሎኩም ጥራይ ላይክ ኣዱዩኒ።

  • @du_huchichawi
    @du_huchichawi 5 ปีที่แล้ว +3

    በዚኣ ከኣ ናይ ኣደይ ክክክክክ

  • @nadyaibrahim3751
    @nadyaibrahim3751 5 ปีที่แล้ว +3

    Aya sedn shikorrrr kokah ekwa eya 😂😂😂😂😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @isaiahmg
    @isaiahmg 5 ปีที่แล้ว +14

    እንታይ ዳኣ እታ 1ይቲ ናይ መንሰያት ሰላምታ ኣፋሪቚም ፋሪግኲማ?0:53 ዝሸየፍኲማ ኣብዚኣ LIKE ኣአዲዩና !

  • @beletse3
    @beletse3 5 ปีที่แล้ว +37

    *ኣየ ደቂ ከተማ ኢና ብሃልቲ ኣግዲድኩም እኮ ወዲ ገጠር ከምዚ ኣይኮነን በጃኩም መልስሉ*

    • @meharibrhane7935
      @meharibrhane7935 5 ปีที่แล้ว +2

      Ya wegnay akfimo

    • @semirzeinu6103
      @semirzeinu6103 5 ปีที่แล้ว +1

      Really my pro

    • @nahomtv3059
      @nahomtv3059 5 ปีที่แล้ว +5

      dey bieal niskum ekum disilik tigeburu hasewiti

    • @beletse3
      @beletse3 5 ปีที่แล้ว +5

      @@nahomtv3059 እንታይ ገድሰካ ትጻረፍ ኣብ ጸርፊ ሲ ምርድዳእ ምሓሸካ ለባም ሓወይ

    • @yonastsegay4380
      @yonastsegay4380 5 ปีที่แล้ว +1

      Genzeb kblu zserhwo Comedy tefiewon entay kgebru elkayom

  • @user-dy4bq2it8k
    @user-dy4bq2it8k 2 หลายเดือนก่อน

    Hagereseb xaeda ufffff ❤

  • @dejenrueson8938
    @dejenrueson8938 5 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክ ሰብኣይ ሓራይ ገበርካያ ሰቢሩዋታ ነዛ መኪና
    ኩሉ ሰብ ከም ሃገረ ሰብ ተዝኸውን እዛ ግናይ ዓለም ገነት ምተቐየረት
    ቀጽልዎ ወገናተይ ጽብቕቲ ስራሕ እያ ርሑስ ብዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና
    ንዝሓመ ምሕረት ንዝትኣስረ ፍጥሓት ንኹሉ ዝጸበቦ ክኣ ራህውኡ የውርደሉ ፈጣሪ ኣሜን(((3)))

  • @nadyaibrahim3751
    @nadyaibrahim3751 5 ปีที่แล้ว +3

    Bejakom kiltekom.des kitblo kexlwa Kilkenny❤❤❤❤❤❤❤

  • @Bereket_Mehari
    @Bereket_Mehari 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣበናይ ዘመን እዩ ካብ ገጠር ናብ ከተማ ዝኣተወ ከምዚ ባህሪ ዘንጸባርቅ ዝነበረ።
    ዘየለ ኣመና ምግናንን ጽብቅ ኣይኮነንን።

  • @Wegihu0753
    @Wegihu0753 5 ปีที่แล้ว +6

    ላይክ እስከ ኣድዩና ሩሑስ ሓዱሽ ዓምትን ልደትን ይግበረልና ሰናይ ቅስነትን የዉርደልና ኣብ ሃገርና።

  • @lucasnegashfine5084
    @lucasnegashfine5084 5 ปีที่แล้ว +1

    Viva wezero berhe. Keep it up guys 😂🤣😂🤣😂🤣😂

  • @danisuper9675
    @danisuper9675 5 ปีที่แล้ว +8

    ክክክክክ ኣታ ኣነ ነዞም ደቂ ከተማ ኢና ባሃልቲ ነዛ ገጠር ኣጋፊዖም ወዲኦማ ደቅዛ ጋሓፋት

  • @Eritrea32
    @Eritrea32 5 ปีที่แล้ว +1

    መቸም ልብና ብዘይ ምምርማር ንነብስና ጥበብ ኢልና ሰይምና ነታ መሰረታዊት ዝኮነት ጥበብ ከነንኣእሳስ ዘገርም'ዩ፡
    ነቲ ብጥበብ ንዓለም ዝከዳ
    ነቲ ንዓለም ብዓቅሊ ዝከዳ
    ነቲ ንግዜ ብርዲኢት ዝከዳ
    ነቲ ንወዲ ሰብ ብትሕትና ዝከዶ
    ነቲ ንዓለም ጽላል ዝኮና
    እሞ ጽላል ዓለም ክንሶም
    ኩሉ ልበናዊ ጥበብ ኣብ ልቦም ክንሶም
    ባኖ ዘይከድን ጥበብ ልቦም
    እወ እዞም ባኖ ጥበብ ዝልቦም
    ግዲ ዕድል ረኪቦም
    ከንኣእስዎ ነቲ ጎጆ ልቦም
    ይግረም፡ ከመይ ከ ዘይትግረም
    ብሰንኪ ዘይምስትውዓል ንሕርያ ልቦም
    ልቢ ግበሩ
    ኣብ ሓንቲ ምኣዲ የለን
    በበይኑ ጸሎቱ
    ኣንቱም ሰብ ንእሾቶ ጥበብ
    ከመይ ድኣ ትፈጥሩሎም ሰበብ
    ንሶም'ዶ ኣይኮኑን ናይ'ዛ ዓለም ጥበብ
    ኣለዎም ቀዲሕካ ዘይውዳእ ጥጁእ ጥበብ፡
    ዳዊታ ምስ ዘወጌል ነቲ ኣብ ሞንጎ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ በቶም ብድኩም ልቦም ዘቅርብዎን ዘንኣእሱዎን ንትምህርቲ ኢልኩም ከም ዘቅረብኩሞ ርዲኢተይ ኢዩ፡
    ክብሩ ዝፈልጥ ሰብ
    ክብሪ ሰብ ኣየናኣእስን'ዩ
    ብናቱ ባህሉን ትዕድልትን ዝሕበን
    ዘይናቱ'ውን ኣይዝልፍን ኣየርክስን
    ኣብ ሓንቲ ስድራ
    ሓደራኩም ኣይትፍጠሩ መጋርያ
    ህዝቢ ካብ ዘይቅበሎ ነገራት ዉጹ
    ንጥበብካ ጥበብ ንክወልድ
    ንኩሉ ብሓደ ጥበብ ንኪዶ
    ሓደራ
    ሓደራ
    ነዛ ቀይናን ዓለም ብፍቅሪ ኢና ንስዕራ፡
    ሰላም ትብለኩም ልበይ ንኩሉም ብሓበራ፡

  • @afeworkitesfay4119
    @afeworkitesfay4119 5 ปีที่แล้ว +1

    ምስ ሃወቦይ ቅጭን እየ ዝቅኒ ኢለ እየ መጽየ ክክክክክክክ

  • @jonasjonas9734
    @jonasjonas9734 5 ปีที่แล้ว +212

    ኡፍፍፍ! ኣስመራ ተወሊደ ኣብ ኣስመራ ድማ ዓብየ። ወላ'ኳ ነቲ ገጠራዊ ህይወት ጥልቕ ኢለ ዘይፈልጦ እንተኾንኩ፡ ብዙሓት ካብ ገጠር ዝመጽኡ ኣዝማደይ ይኹኑ ካልኦት ግን እፈልጥ ኢየ። እንትርፎ ጭውነትን ትሕትናን ከም'ዚ ዓይነት ዓው-ዓውን ዘየድልየካ ምግባርን ግን ፈጺመ ኣይረኣኹሎምን። ንምንታይ ደኣ ኢዩ'ሞ፡ ኣብ ፊልም ይኹን ኮሜዲ ዘይናቶም ገጸ-ባህሪ ሂብካ ንምንሻዎም (እቕሬታ ኣነ ምንሻው ኢየ ዝብሎ) ብብዝሒ ዝድከም። እዛ ኮሜዲ ድማ ካብ'ዚ ዝጠቐስኩዎ ዓንኬል ስለ ዘይወጽአት ጀሚረ ገዲፈያ ኣለኹ። ፊልም ይኹን ኮሜዲ ሓቀኛ ምስሊ ሕብረተ-ሰብ ኢዩ ዘንጸባርቕ። እሞ ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ደኣ መዓስ ኢዮም ነዚ ብስራሓቶም ዘይናቱ ምስሊ ዝህብዎ ገጠራዊ ማሕበረ-ሰብ ሓቀኛ መልክዑ ክገልጹዎ፧

    • @tesfausnkey6705
      @tesfausnkey6705 5 ปีที่แล้ว +4

      Be Onest ልክዕ ኣከካ ኩቡር ሓው

    • @yonastadese412
      @yonastadese412 5 ปีที่แล้ว +7

      ጽቡቕ ኣለኻ ኽብረተይ ብዘይ መጽንዓቲ ስለ ዝሰርሕዎ፡ ባህሪ ሕብረተ ሰብና ኣይፈልጥዎን አዮም ፡

    • @mamashikor9029
      @mamashikor9029 5 ปีที่แล้ว +7

      እንጀራ ዓለም ብላዕ ኣበይ እሎሞ ሞ ሕሕማቁ ክሰርሑ ኣዋሪደሙና ሓንሳብ ናይ ሕማመይ እንዳ በልካ ሓንሳብ ናይ ሃገረሰብ ዘይ ናቱ እንዳ ኣምጻእካ ዝገርም እዩ

    • @robi-gu3gu
      @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว +6

      ኣበይ እሎሞ እምበር እቲ ቀንዲ መንነትና ኮ ናብራ ሃገረሰብ እዩ .

    • @yosieftesfasillaie4275
      @yosieftesfasillaie4275 5 ปีที่แล้ว +3

      ezom hagereseb yehmimatkum msh kkkkkkk seb geter kixeli meat eye fooo

  • @yohanasamsonandetsion4675
    @yohanasamsonandetsion4675 5 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዘብል ድራማ

  • @petergebrat2144
    @petergebrat2144 5 ปีที่แล้ว +2

    Away zeben nfetwo SEB temelisena Zewit shikor❤️💕👌

  • @saratomas3902
    @saratomas3902 5 ปีที่แล้ว +1

    It was funny. Please do part two. 💖💞💞💘

  • @segenbrhane4831
    @segenbrhane4831 4 ปีที่แล้ว +1

    Ezi eko comedy eu ezi zgebrwo zelewu wn deki ketema aygebrwon eyom

  • @user-ib2ni1oe5n
    @user-ib2ni1oe5n 5 ปีที่แล้ว +3

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ

  • @user-mn1ss2gs6o
    @user-mn1ss2gs6o 11 หลายเดือนก่อน +1

    Merhab 💖👈🏽

  • @Daniel59828
    @Daniel59828 ปีที่แล้ว

    Ay Qoqah endye😂😂

  • @kidankeren215
    @kidankeren215 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኮመድያን i like

  • @Progressive2468
    @Progressive2468 5 ปีที่แล้ว +1

    Zewengiel kab dawit nlaieli nfu tewasay tblu like xketu.

  • @meharit3701
    @meharit3701 5 ปีที่แล้ว +6

    ቆላዓ ገጠር እያ ትባሀልየ ብቅምነገር እያ ትላዓልየ ገጠርስ ያሓፍር እምበር አይቃልልን ይቅርታ ዳአ እምበር

    • @akulove17
      @akulove17 5 ปีที่แล้ว

      Ya good 👍👍

  • @ybrahwelday3156
    @ybrahwelday3156 5 ปีที่แล้ว +7

    ዘወንጌል ንፉዕ አካ ሎሚ ግን ኣይግድንን ምክንያቱ ወዲ ሃገረሰብ ኮምዚ ትጎብሮ ዘለካ ዋዕ የብሎን

  • @azebmezegobo8270
    @azebmezegobo8270 3 ปีที่แล้ว

    Hdmona qetiselulu betam gobezat ekom

  • @user-dq9uh1fw8q
    @user-dq9uh1fw8q 5 ปีที่แล้ว +25

    ኣነ ወዲ ዕባይ ገጠር ሕብረተሰብ ኢርትራ እየ ። ኣብ ስደት ከኣ ይነብር ። ዓድና ንምለሰሉ እዋን ጥራሕ ይሃሉ ጠበቓ መስሪተ ብሕጊ ክሓተኩምየ ። እንበር ን ምስሊ ሕብረተሰብና ንምድዋን ኮመዲዩ እዚ ። ዮናስ ማይ ናስ ምስ ሕጉሻ ዝገብሮ ኮመዲ ዘይምስልና ሱዚኒኖ ወዘተ ኮመዲያን ዘለኩም ንስኻትኩም ከኣ ሕጂ መጺኹምና ዘሕንኽ ኮመዲ ። ዝባን ባህሊን ምስሊን ሕብረተሰብና ኣይትደዉኑና ዓገብ እብለኩም ኣብ ስደት ዝነብር ዕባይ ገጠር ሕብረተሰብ ኤርትራ።

    • @OneLove-li4me
      @OneLove-li4me 5 ปีที่แล้ว +1

      yes yes yes bro ❤ i love you

    • @israelloveisraellove125
      @israelloveisraellove125 5 ปีที่แล้ว

      ክላ ስቅ በለ መጀመርይስ ንነብስዝካ ጠበቃ ኩን ሕልኩስ

    • @samiasfah9219
      @samiasfah9219 3 ปีที่แล้ว

      Naybhaki tsbuk aleka

  • @rahelalula2928
    @rahelalula2928 5 ปีที่แล้ว +1

    betami xebekti zewit Hawey enka mexakna ajokum kexelwo ezia part 2 ewn serehula selam nekulu hezebi etitrea

  • @user-xb9yk7pb5t
    @user-xb9yk7pb5t 5 ปีที่แล้ว

    Zewit habibna enquae bdehan mexaekana thank you blux srah

  • @saidahmedhash7528
    @saidahmedhash7528 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ እዝዮም እዚ ናይ ዓዲ ሰብ ኣካፍኦሞ'እንበር ዋእ

  • @banasweet2607
    @banasweet2607 5 ปีที่แล้ว +8

    Bejakum kuluna ahwat kab like habuni enda belna tergum zeybulu comment kab netsef netom artist hagzi zikowun nekefeta wey reyto ententsef hagazi koynu yesemaka thanks

  • @benitoapp7085
    @benitoapp7085 5 ปีที่แล้ว +20

    Amharu kefiomna kab etom hgdef teblu like arkebeni

    • @yemane5789
      @yemane5789 5 ปีที่แล้ว

      Neay alewu amharu zkefuni

    • @maharenagebreslasie5596
      @maharenagebreslasie5596 5 ปีที่แล้ว +1

      Atum ab Adom zelewu Amharu da nana n Eritrea beyen rekibekumka zkefaka .... welas kanza tegaru eyu zehmeka zelo .

    • @abrahamghebrethus567
      @abrahamghebrethus567 5 ปีที่แล้ว

      yoyo man

    • @arfil5587
      @arfil5587 5 ปีที่แล้ว

      yo man, u got irrelevant opinion. we aren't in political comment section. ente terdiuka u, Hatewtew tew tew...

    • @benitoapp7085
      @benitoapp7085 5 ปีที่แล้ว

      Ar fil b Internet ente zexfae naka mis tsefakuka nere ,it's not u r Business Resi tsaheli

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ኤረና

  • @user-rd2do7rk9j
    @user-rd2do7rk9j 5 ปีที่แล้ว +3

    ሩሑስ ሓድሽ ዓወት ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ዓመተ ሰላም ራህዋን ቅሳነትን ይኩነልና

  • @tegsitiamare8684
    @tegsitiamare8684 5 ปีที่แล้ว

    ውይ በስምአም ከክንዱኡስ አነ ተቃፅለ ብሓቂ ታልቡ ተቃፅላ ሕዝስ ክትነትዕ እያ እናበልኩስ ብህወቱ እንከለኩስ ብህወቱእንከሎ ተወድአ ዛፍልሚ ሱቁ በል ብምባል ተወድኦ ውይ ግን ደስ ትብል እያ

  • @sweetlifewithgod6758
    @sweetlifewithgod6758 5 ปีที่แล้ว

    Btaimi xbuq Job qexlwo absrhakum awetn asalton ymneyelkum nice Job

  • @moskotawet7593
    @moskotawet7593 4 ปีที่แล้ว +1

    Zewngel zewengel zewenhel

  • @filimonmahari5736
    @filimonmahari5736 5 ปีที่แล้ว +7

    ዳዊት ናይ ሕሜኪስ እንካዕ ዳሓን መጸካ።

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 5 ปีที่แล้ว

    ብሀቂ ምዝሻጥ ይሀይሽ

  • @user-cu8he3hy5h
    @user-cu8he3hy5h 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk ከይ ረኣኩዋ ሲሒቀ
    ተስሕቅ ዲያ ጀምዓ ዳሓር ኪርያ መልሲ ግድፋለያ

  • @haydihaydi7609
    @haydihaydi7609 5 ปีที่แล้ว

    Asey dik za halal merit nberuley wedi eri zkonka amete selam fkri ygberlkum abzelekumo

  • @herugaltigray8634
    @herugaltigray8634 5 ปีที่แล้ว +2

    መፂኩም ኣቱም መቅሰናት ብሩክ ቀዳም ሰምበት ይግበርና

  • @hagerinoentertainment4868
    @hagerinoentertainment4868 4 ปีที่แล้ว +1

    kkkk, 😂😂😂💚👏🏾👏🏾

  • @bin5644
    @bin5644 5 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome abey dawit shkor

  • @semeremadhna1111
    @semeremadhna1111 5 ปีที่แล้ว

    Das zebel srh qaxlaw daqe Eritrea shaken🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @afeworkitesfay4119
    @afeworkitesfay4119 5 ปีที่แล้ว

    Mebel rabayey yrieya aleku wedieni sehak ezi zewinkieal ( shiden)🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @danielhayle1026
    @danielhayle1026 5 ปีที่แล้ว

    Schnell alla aza sebay🤣🙏💪👍

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 5 ปีที่แล้ว

    ዴቭ ኣስሊ ጽቡቅ ስራሕ

  • @abrahamluelkebede7491
    @abrahamluelkebede7491 5 ปีที่แล้ว +1

    Thanks hdmona ❤

  • @hatey7434
    @hatey7434 5 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሰላም ኣብ ርሑቕ ኣብ ቀረባ ዘለኩም ሓላላት ኩሉኩ ም

  • @taflisadi342
    @taflisadi342 5 ปีที่แล้ว

    Dawe is the best

  • @kunamawedisheraro7115
    @kunamawedisheraro7115 2 ปีที่แล้ว

    Merhab 💖 👈

  • @asmeromtekle2764
    @asmeromtekle2764 5 ปีที่แล้ว +5

    ብመጀመርታ ሰላምታይ የቀድም ፡ ቀጽለ ካኣ ስነጥበብ ሓደ ኣካል ሕብረተ ስብ ኮይኑ ባህልን መንነትን ሕብረተ ስብ ዝገልጽ እዩ።
    ኣብዛ ድርሰት ግን ብልክዕ ነቲ ገጠራዊ ሂወት ትገልጽ ኣይኮነትን ፡ ምክንያቱ ካኣ ገጠራዊ ሂወት መብዛሕቶም ትሑታትን ሓፍራትን እዮም።

    • @tarzan3453
      @tarzan3453 4 ปีที่แล้ว +1

      Asmerim/ ሀገሬ ሰብ ዶ አይኮኑን ብቤትሪ ሰብ ዝድስቁ ሀገሬ ሳባት ዶ አይኮኑን ደም ተሐለብ ዝብሉ ን ሰብ ?

  • @danielhayle1026
    @danielhayle1026 5 ปีที่แล้ว

    Hanbise aye mexe kkk away gud 🤣🤣😎

  • @robibahabelom9443
    @robibahabelom9443 5 ปีที่แล้ว

    willkommen deki eriyy amte selam feqri yegbrilena

  • @sprinklesyaysup3650
    @sprinklesyaysup3650 5 ปีที่แล้ว

    Lol so funny I loved

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว

    ዖዲ ሃሎ ደረቃ ዲያ ክክክክ

  • @amorawedigashhalal2371
    @amorawedigashhalal2371 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk kusu wedi kusu eleiyo abini ane kea twuwae abileyom

  • @reshantadesa1561
    @reshantadesa1561 5 ปีที่แล้ว

    betaemi tsibuk derama eya 😂

  • @gerehaile8848
    @gerehaile8848 5 ปีที่แล้ว +5

    Waww kedamay tsihife Like Eski habuni higdef zitseli

    • @banasweet2607
      @banasweet2607 5 ปีที่แล้ว +1

      Ata kurub aytehafrin dika like habuni kab elka tetsehef comment hagaze n art zeytetsehef

    • @yemane5789
      @yemane5789 5 ปีที่แล้ว

      Entay elka xihfka

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt7817 5 ปีที่แล้ว +3

    *ሕጂ ክኣ በርሀን+ሽደን ጀሚረኩም እወይ ንሰኩም እሰኩም ሲ ከመይ ደኩም ፈውሲ ኮሜድ*

  • @user-rc5cr4gr5z
    @user-rc5cr4gr5z 5 ปีที่แล้ว

    Ata Aya kindey tcheken 😂

  • @kahsubahtayosef4136
    @kahsubahtayosef4136 5 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome hdmona

  • @samuelalem3452
    @samuelalem3452 5 ปีที่แล้ว

    great comedy

  • @OneLove-li4me
    @OneLove-li4me 5 ปีที่แล้ว +1

    bejaka kemzi aynet sirah aytisrah. but we love you so much❤

  • @eriloveonelove1099
    @eriloveonelove1099 5 ปีที่แล้ว

    Hji grm kelte zfetwom komediyan bmrkabkum am Happy

  • @adhanomkifle2240
    @adhanomkifle2240 4 ปีที่แล้ว

    Eyoba wesab man

  • @user-pc6dp8kc5f
    @user-pc6dp8kc5f 5 ปีที่แล้ว

    Waw Bella ashikumna lomanti

  • @filimongoytom491
    @filimongoytom491 5 ปีที่แล้ว +1

    dawit nice

  • @berhenhabte891
    @berhenhabte891 5 ปีที่แล้ว +1

    Wow ilke comade 😂😂🤣😂😂🤣🤣😃😃🤣🤣

  • @tsehayyebio976
    @tsehayyebio976 4 ปีที่แล้ว

    Ufffffffff Kkkkkkkkkkkk o my God

  • @abrahaleykelete1676
    @abrahaleykelete1676 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ተኮርሜን ኣብዚሒካዮ

  • @daniboy8749
    @daniboy8749 5 ปีที่แล้ว

    Wel come guys keff alekum ruhus hadish amet

  • @tomasmehary7007
    @tomasmehary7007 4 ปีที่แล้ว

    እዚአስ ዖዲሃሎ እያ ክክክ አይ አስመራ ሸካረ

  • @abrahamluelkebede7491
    @abrahamluelkebede7491 5 ปีที่แล้ว

    Tigtigtigtigtigtigtig😂😂😂

  • @shakazulu2763
    @shakazulu2763 5 ปีที่แล้ว

    Excellent brother

  • @user-zo6ww5pw5k
    @user-zo6ww5pw5k 5 ปีที่แล้ว +4

    Anta gelekums abzi yutub ekum geza tekarikum mesleni

  • @yenastesfahiwot6240
    @yenastesfahiwot6240 5 ปีที่แล้ว +2

    Baley 1y berk mjemar

  • @biniwedimama3484
    @biniwedimama3484 5 ปีที่แล้ว

    ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ ፊሊም ፍሕ ኣብልክማ ኣብ መንጎ፡

  • @user-lv7qt7ry6e
    @user-lv7qt7ry6e 5 ปีที่แล้ว +2

    Ich auch

  • @akberettella4773
    @akberettella4773 5 ปีที่แล้ว

    😂😂😂 hhhhh oh man