ጉድ ስማዕ ደቂ ጋሽ ባርካ ኣብ ኣስመራ ይሕረዱ!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
- #ethiopiantiktok#habesha tiktok #eritreanselmimisgunabraha #abelbirhanuየወይኗልጅ #eritreadrama #ebs #eritreanmovie #Eritrean tiktok#Eritrea music #
@solomedia9376 @AlenaWaltaHager @sebnkunmedia @sahelmedia9702 @Saeyet @Shiroentertainment1 @SubaEntertainment @DiletMedia @Afabet @mikitv123 @ERITREANMEDIANETWORK @EriTVEritreaOfficial @EritreanLove654 @eritreanunityworldwideeplf1 @EritreanCover @HidmonaTelevision@EritreaEmbassyMedia@HimbolMedia1ሂምቦልሜድያ
ፖለቲካ ምኻና ድያ እዛ ትሰርሓ ዘለኻ መሕዘን ዩ
ሀለውለው ትብል አሎኻ ዐወት አንጭዋ ሐለፈት ድሙ ተዐንቀፈት አይትኹን እዋእ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንታይ እዮ ሽግርኩም እባ ሰብ ረብሽኩም ከም ስራሕ ዘይብላ ናብ አንስቲ ተቀይርኩም አብ ሕመትን ተባህለ ወድቅኩም ንዝሰርሕ ክትሓምዮ ትውዕሉ ብጣዕሚ ተሕዝኑ ብስለት ፓሊትካ የብልኩም ነናይ ግልኩም ጽልኢ አብ social media እንዳመጻአኩም ክትሓምዮን ክትጻረፉን ለባም ለባም ክትጻወቱ ዘሕዝን ንስካትኩም ተሪፍትኩም ዘላ ቀምሽ ምክዳን አነ ብደቂ ተባዕትዮ ኤርትራውያን አብ ስደት ዘለኩም ብሕልፊ አቶም አብ ምድያ ትወጹ ተሰተሩ ፓሊትካ ኢሎ ኢላ አይኩነን ዝስራሕ ነሓደ ካባኩም ልዕል ኢሉ ክራአይ ዝጀመረ ከተውድቁ ሑክ ትብሉ ንሕና እዞም አብስደት ዘለና ሕዝቢ ነዛ ሃገር ሰማእታት እንካዕ ወጻእናላ እምበርከ ካንሰር ናይ ሕብረተሰብና ኢና አወል አብ ዓዱ ኩይኑ ግብኡ ዝፍጽም ዘሉ ዘጋ ዓቅሚ የብልካን ንኡ ክትነቅፍ መብዛሕተኩም ትወቅስዎ ክንድኡ ከተድምዑ ክእለት የብልኩምን ገለኩም ሽምኩም ዘይጸዎኦም ሕርቃን ሽሙ የክፍእዎ ከምባዓል ንስካ ከአ ናቶም ሰሚዕካ ትዋራዛይ ብጣዕሚ ሕማቅ አለኩም ዘረባ እንተስእንኩም ዕረፍቲ ውሰዱ ካብ ከምሓሸማ ተአክብኩም ሰብ ከተጸልሙ ትውዕሎ ካብ ሕጂ ንነው ብጀካ ድራር ብሱል ጥርኑፍ ዝኩነ TH-camr ኩሉኩም ሕመይቲን መጣቁስትን ኢኩም
እዋይ ምስኪናይ ትንፋስ ይሓፅረካ አሎ::
ናይ መዓስ ኢካ ንስኻ ሀለውለው ንስኻ ኸአ ብዛዓባ ወዲ ጣባን አተረጓጉማ ክትዛረብ ሕፈር 🧐🧐🧐
From Boston!
አይተወለድካን ነርካ አብ ግዜ ሃይለስላሴን ደርግን የሕዋትና ደቂ መታሕት ን አስመራ ኽመጹ እንከለዉ እወ ብ አምሓሩን ተጋሩን ይሕሩዱ ነሮም ዬም አነ ምስክር አለኹ። 1975 አብ ጎደና ሰላም ጥቃ ዳ sedawo (ሰዳው) ብ ኽዳዉንቶም(ጀለብያ) ስለ ዝለበሱ ብ ሽጉጥ ገርም ቀቲለሞም። ወዲ ጣባ ደቂ ሱገነይቲ ቀቲሎሞም አይበለን
ሰብ አይተጋጊ ኽቡር ሓዉ።
ታሪኽ ይነበብ።
ሓውና 1975 ወንበዴ እንዳተባህለ ክንደይ ዘይተቐተሉ
እዋይ ኣብታ ዝዓበየላ መብዛሕቲ ድኳናትን ገዛውትን ወነንቱ ሰብ ጀለብያ እዮም ኩሉ ከባቢ መስጊድን ክሳብ ጎደና ሓርነት
Bravo Awet
ጽቡቕ ዘረባ ሎቕማጽ ወዲ ጣባ ባዕሉ ተሕብኡ ነኒ ዝጸለኦ ሓብሩ ዘቕትሎም ዝነበረ እዩ በጮቕ ዝብሎ ደሎ ወደስመራ ብልች ኣይዛረብን ማይ መግቢ ልቺ መሰረተዊ ንሰብ ዘድልዮ ስእኑ ከምሰቡ ተሰድዱ እዚ ዓሰርተ መልሓሱ ክሕባእ ዝግበኦ ይግተረልና ለይባ ገጹ ክንርኦ ኣይንደልን ሓላዪ ክመስል ብህዝብና ክዛረብ ዱሁል መስጣ ህዝብና ይውረዶ
ኣብዚ ናይ ወዲ ጣባ ጉዳይ እዚ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ኣርእስቲ ቅኑዕን ህዝቢ ድማ ክፈልጦን ዝግባእን ሓቂ ስለ ዝኾነ። ወዲ ጣባ ሃገር ገዲፉ ክወጽእ ከሎ ኤርትራ ናይ 4 ዓመት ዕድመ ናጽነት ኢዩ ነይሩ። እቲ መንግስቲ ካብ በረኻ ዝኣተወ ጥራሓ ሃገር ዝተረከበ ከምኡ'ውን ናይ መንግስቲ ኣሰራርሓ ዘይፈልጥ ወተሃደራዊ ትካል ናብ ሓደ ሰፊሕ ሲቪላዊ ምሕደራ ምእታው ቀሊል ብድሆ ኣይነበረን። ወዲ ጣብ ግና ካብ ስራሕ መንግስቲ ስለ ዝተጸልጸለ ናብ ኢትዮጵያ ብምኻድ ተቓዋሚ ክኸውን መሪጹ። እቲ ዝወሰዶ ስጉምቲ ብሓቂ ኣብ ኤርትራ ለውጢ የድሊ ኢዩ ሰናይ ምሕደራ የለን ኢሉ ዘይኮነስ ነብሱ ስለ ዝተተንከፈ ናብ ምቅዋም ኣትዩ።እዚ ከኣ ደረጃ ንቕሓቱ ኢዩ ዘመልክት። እሞ ኤርትራ ደኣ ካብቲ 1995 ዝነበረቶ 'ሕጂ ይኸፍእ ብኹሉ መለክዒታት። ኣብቲ ንሱ ዝሃደመሉ እዋን ዳርጋ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ኤርትራ ውዕውዕ ናይ ንግዲ ስራሕ ይኹን ህንጻ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን ኢዩ ነይሩ።
ኣብቲ ወያነ ንኤርትራ ከም ሃገር ንኸይትህሉ ዝወላዓቶ ኲናት ኣብ ጎድኒ ወያነ ኮይኑ ብልሳኑ ንወያነ ደገፉ ዝገልጽ ዝነበረ ከዳዕን ልዕሊ ኹሉ ከኣ መልሓሱ ዘይእዱብ ሃላይ ሰብ ኢዩ። ወዲ ጣባ ወያነ ከም ዝዓረበት ተስፋ ከምዘብላ ምስ ተገንዘበ ድማ ኢዩ ስለ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ሓላይን ዝያዳ ኩሉ ኤርትራዊ ግዱስ መሲሉ ክርአ ፈቲኑ። እዚ ግን ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ወዲ ጣባ እንታይነት ጠፊእዎ ኣይኮነን። ብቐንዱ ህዝባዊ ግንባር ናይ ምሕረት ውድብ ኢዩ። ብኻልኣይ ደረጃ ድማ ኣብዚ እዋን'ዚ መንእሰያትና መኣዝኖም ጠፊእዎም የማን ጸጋም ኣብ ዝብልሉ ዘለዉ እዋን ገለ ኣበርክቶ እንተገበረ ኢሎም ብምሕሳብ ደኣ 'ምበር ናይ ወዲ ጣባ ውዲትን ገበናትን ተሰዊርዎም ኣይኮነን።
ብዛዕባ'ቲ ንመብራህቲ ዝምልከት ዝተዛረቦ ድምጹን ኣገባብ ኣዘራርባኡን ንዝተዓዘበ ሰብ ካብዚ ቀዳድ ግን ከኣ ዓርናስ ድምጺ ከምዘውጽእ ከምኡ ኢዩ ወዲ ጣባ።ንታሪኽን ኣበርክቶን ኣብ ገጠር ዝነብር ህዝብና ካብዘይ ምፍላጥ ዝነቅል ናይ እእምሮ ጸገም ዘለዎ ሰብ ዝወጽእ ከስዐ 'ምበር ዝሓስብን ዘመዛዝንን ልቢ ኮነ ኣእምሮ ዘየብሉ ሰብ ዝዝረብ ድስኩል ሰብ ኢዩ።
ኣስመራ ከኣ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እምበር ንውሱን ሕብረተሰብ ኤርትራ ጥራይ እትምልከት ከተማ ኣይኮነትን። ንሱ ግን ሰኣን ልቦናኡ ነዚ ከስተውዕሎ ኣይኮነሉን ኢዩ።ወዲ ጣባ ማለት ኣብ ሓሶት ዝነብር ሓቅን ክውንነትን ዘይናቱ ንኸብዱ ዝነብር ዕሱብ ኢዩ። ትማሊ ወያነ መቓብር ስውኣትና ክሳብ ምፍሓር ክትገብር ከላ 'ኮ ኣብ ረድዮ ፋና ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ኣንጻር ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝሰርሕ ዝነበረ መደናገርን ወስላትን ኢዩ'ኮ! ኣበይ ደኣ ኣሎ እቲ ኤርትራውነት እንተድኣ ብኤርትራውነቱ ዝኾርዕን ዝሕበንን ነይሩ?
ኣብታ "ኢሰፓ" ኔርካ ዶ ኣይነበርካን ንእትብል ሕቶ 'ኮ ንጹር መልሲ ኣይሃበላን ስለምንታይ፧ ሰራሕተኛ መንግስቲ ነይረ ጥራይ ክብል ኢና ሰሚዕና። ኣበየናይ ስራሕ መንግስቲ ኢዩ ነይሩ? ብዙሓት ትካላት መንግስቲ ኢዩ ዘሎ እንዳ ጸጥታ(ደህንነት) ዲዩ ንግዲ ወይ ካልእ ብንጹር ክግለጽ ኣለዎ። እምበር እቶም ኣብ ከባቢታት ኣስመራ እናወሰዱ ኤርትራውያን ዝርሽኑ ዝነበሩ "ዓፋኝ"ጉጅለ'ውን 'ኮ ናይ 28:05 28:05 መንግስቲ ሰራሕተኛታት ኢዮም። እቲ ንኤርትራውያን ዘሳቕን ዝምርምርን ዝኣስርን ፖሊስ'ውን 'ኮ ሰራሕተኛ መንግስቲ ኢዩ ዝብሃል ነይሩ። ስለዚ ኩልኻ ወዲ ሃገር ነዚ ዕሱብን መደናገርን ሰብ ኣብ ምቅላዕን ህዝቢ ንኽፈልጦን ንቕሓትካ ከተበርኽ ዝያዳ ካልእ ግዜ ሎሚ የድልየና ኣሎ።
The nine ethnic groups that make up the beautiful and peaceful People of ERITREA ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጋሻና ብርጌድ ንሓመዱ ጻሓፎ ኦርኒክ ምልኣዮ ኩሉኹም ሓሰዉቲ ኢኹም ሃዲምካ ኬድካስ ሕጂ ብኣፍካ ጅግና ጅግና ክትጻወት ፋራኻ ደዉር ተገጢምካ ኢኻ
ይቅሬታ ክቡር ሓወይ ነታ ቪድዮ ብምልእታ እንተ ኣምጺእካያ እቲ ምሉእ ሓሳባት ይግለጸልካ'ዩ ከምዚ ነንእሽዮ ቆራሪጽካ ግን ዋላ ነቲ ረኣዪ ውን ይዳናገር ኣሎ
ስለዚ ክቡር ሓወይ እታ ቪድዮ ሪኤያ ይፈልጣ'የ ጌጋ የብላን ነቲ ምሉእ ሓሳባት ኣይተረዳእካዮን ኣሎኻ ክቡር ሓወይ ብዛዕባ ናይ ልቺ እንተኾይኑ ኣነ ዓመት ዓመት ዕርፍተይ ኣብ ኤርትራ'የ ዘሕልፎ ብዛዕባ ልቺ ግን ዋላ ኣብ መንጎ መኣዲ እንዳበላዕኻ እንኮሎኻ ግብ ኢላ እንተ ጠፈኤት ብዙሕ ምምራር የለን ኣብ ዲያስፖራ ግን ከምዛ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘለዎ ወገሔ ጸበሔ ከምርሩ ትሰምዖም
ብዛዕባ ደቂ ጋሽ ባርካ ዝበልካዮም ከኣ እወ ሓቂ ኣብ ግዜ ሃይለስላሰን ኣብ ግዜ ደርግን ካብ መታሕት ጀሚርካ ክሳብ ከበሳ እቶም ብዙሕ ዝህደኑ ዝቅተሉ ዝነበሩ ደቂ መታሕት እዮም
ስለዚ ኣብዚኣ ውን ብጌጋ ተረዲእካዮ ኣሎኻ
ብሓጺሩ ክብለካ ዝደሊ እቲ ተቓዋማይ ኢሉ ናብ ትግራይ ኬይዱ ዝገብሮ ዝነበረ ንመጀመርያ ኣብ 2016 ካብ ኣዚዩ ናይ ባዕዳዊ ሒማቅ ናተይ ናይ ገዛይ ሒማቅ ይሕሸኒ ኢሉ ንህዝቢ ተጋግየ ይቅረ ካብ ሕጂ ንንየው ምስ ህዝበይ ኢሉ ወገሔ ጸበሔ ይዛረብ ብዙሕ ውን ይምዕድ ከምኡ ውን ይማጎት ነይሩ
እነሆ ከኣ ምስ ህዝቡን መንግስቱን ኮይኑ ኣብ መኸተ ይርከብ
ስለዚ ሓደ ሰብ ካብ ጌግኡ ተኣሪሙ ናብ ቦትኡ እንተተመሊሱ
ኣገናዕ ኢልካ ኢኻ ትቅበሎ
ናይ ዝሓለፈ ኣኣምጺእካ ንከተባርሮ ምፍታን ግን ጌጋ'ዩ
ህዝባዊ ግንባር ኣብ ግዜ ገድልስ እቲ መዓልቲ ኣይዝክሮን'የ ኣብ 1976 - 1977 ዓ.ም ገጹ'ዩ ጸሓይ ዓሪባ ጽልምት ክትብል እንኮላ ብብዝሒ ንምሩኻት ኢትዮጵያ ብባርቦሬላ ሞንጎ ማይተመናይን ሓዝሓዝን ኣብጽሕ ኣቢላ ነጻ ለቂቃቶም ኣነ ሽዑ ጽልኢ ኣብ ወተሃደር ኢትዮጵያ ስለ ዝነበረኒ ስለምንታይ ሰሲዶሞም ኢለ ብሕርቃን ኩምትር'የ ኢለ ድሕሪ ሓጺር ግዜ ግን እቶም ጀማሂር ምስ ኣረድኡኑ እቲ መስርሕ እቲ ቅኑዕ ምኻኑ ኣነ ጌጋ ርድኢት ከምዝነበረኒ ክርዳእ ክኢለ
ክቡር ሓወይ
Eritrea for Eritrea thanks you again my dear brother
ሐላዪ መሲልካ አይተጣቍስ እንታ ስምዓዮ ጽቡቅ ጌርካ ምስ ጊዜ ደርጊ አወዳዲሩ እዩ ዝዛረብ ዘሎ :: ቅንኢ ዘይገብሮ ዘይብሉ :: ሐረድቲ ስርዓት ደርጊ እዮም ኔሮም ትፈልጦ ዘይብልካ ሃተፍተፍ አይትበል :: ይቅረ ሐቲቱ ዓዱ አትዩ::😊
ጽብቅ መልሲ ኢብካ ግን ንአደ አይትጻረፍ ክብር ሐወይ
ኣታ ድሓን ትመስለኒ ኔርካ ።
ማለቱ ሓቁ ኣሎ ፡ብደርጊ ጊዜ ኣብ ኣስመራ ስለዘይነበርካ ኣይርድኣካን እዩ እምበር ቀደም ብጀካ እቲ ትግርኛ ዝዛረብ ከልኦት ብሄራት ካብ ቦትኦም ኣይንቀሳቐሱን እዩም ኣይፍቀደሎምን እዩ ኔሩ።
ክክክ እሞ እቲ ትግርኛ ዝዛረብ ሕብረተሰብ ምስ ደርጊ ተጸጊዑ ሓራዲ እዩ ኔሩ ድዩ ዘረባካ በሃም ቁርብተይ ዘይተስተውዕል! ብ 1941 ኣብ ኣስመራ ኣመንቲ ምስልምና ኣይነበሩን ድዮም ኣብ 1947 ኣብ ቤት ጌርግሽ ዋዕላ ባይቶ ዝኸፈቱ ኣመንቲ ምስልምና ኣይነበሩን ድዮም? ታሪኽካ ተማሃር ተቀባሊ ኣይትኩም!
@@lhnentertainment7916 ኖኖ ዞባ ማእከል ማለተይ እዩ።ዞባ ማእከል ኩሉ ትግርኛ እዩ ነተን ካልኦት ዞባታት ግን ኣጸጋሚ እዩ ኔሩ ናብ ኣስመራ ክኣትዉ። ጽልኢ ሕማቕ እዩ ትቓውሞኻ ሃናጺ ክኸውን ኣድማዒ እዩ፡።
Eze deqi eri ybl felitu eyu tewelije eyu
Dahan aykonenn sebab eyu
Haqi abeybemo felitemo beal riesi kubo😅😅😅😅😅
Bravo. Haki tezaribka btaemi xbuk agelalixa !!!!
ንስኻ ንባዕልኻ መኒኻ
ወዲ ጣባ ዝሃቦ መልሲ
ሓቂ እዩ። ንስኻ መርገጺኻ ዘይፍጥ ድሙ
ኢኻ። ብዛዕባ ወዲ ጣባ
ሃሎሎዉ ኣይትበል።
sekit wedi esipa guhaf
ሕብረተሰብ ኤርትራ መናብርቲ
ሑጻን ማይን መታርፍቲ ኢዩሞ
ሓድነትና ይደልድል። ነዞም ደቓሉ
ኔየው ንበርሎም።👍👍👍
እዛ ናይ ሎሚ ዝገለጽካያ የቐንለይ። ደቂሰ ክሃድር‘የ። እዞም ንሕዝቢ ኤርትራ ኣ
ዓባሊዖም ን ከስዖም ጥራይ መንነቶም ዝሸጡ ሰባት (እሞኽኣ ብ 3ተ ባኒ ሻህኒ ፋታ ጥራይ ትጸግ ጨጎራ: ወይ ብኦሞዲታ ዝመሽመሸ ዉርሻ መንደቕ እምበር ዉርሻ መንነትን ሃገርን ዘይርድኦም ምዉታት ተንቀሳቐስቲ ፍጡራት ጉዳዮምን ጉዶምን ኣለልዩዎም ጥራይ። ንሓጺር ጊዜ ንግደፎ። ኤርትራን ኤርትራዉነትን ኣፍሪሶም ሕብዕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ምምስራት"ዩ ተተሓሒዘሞ ዘለዉ መንገዲ። ሓቒ ጥራይ ሕዝ። ኣጆኻ።
ወይ ጉድ ንስካ ድማ ጀምርካ ናይ እያካ አረጋይ ሐጎስ😂 በል አፍ ኩነልና አይበልናካን አፍካ ሐዝ ለካት ኮሜት አብቦ ጌጋ ትዛረብ ምህላዉካ ክትፈልጥ😂
ኣንታ ትጋገ ኣለካ ወዲጣባ ዓዱበጽሑ ዝመጸ እዩ ገጋእንተ ዝነብሮ ኣይምተመልሰን ኒሩ ኣጋባብ ገርካ ተዛረብ
ኣታ እቲ ርእስኻ ቁሩብ ቻርጂ የብሉን ድዩ
@@Huruy-oq5pb ከከከከከ ወዮናታ ነሓማታ ዝብልዎ ኣባካ ይርኦ ኣለኹ ገበንዘለዎ እሞከኣ ኣብርእሽ ኤርትራውያን ኣብዓዲበጽሑ ብሰላም ምስተመልሰ ተሓስብ ሕጁውን ሕሰብ ደቆሮ።
Good job thank you for your time you real ERITREA
እንታይ ኢኻ ነቲ ዘረባ እንዳ ቖረጽካ ንወዲ ጣባ ንምንአስ ሒጊግ ትብል። ውልቃዊ ጽልኢ አብ ልዕሊ ወዲ ጣባ እንድሕር አልዩካ ንገረና ። ወዲ ጣባ ብትብዓት ጌግኡ ተአሚኑ ዝቃለስ ዘሎ እዩ ። ስቅ ኢልካ ዓጀውጀው አይትበል።
ኣቶ ዓወት እቲ ሕማም ጥልመት ንዓኩም ውን ኣረካኪቡልኩም እዩ ዝመስል ሞ ምሕረት የውርድ ካብ ጌጋታቶም ተኣሪሞም ንሃገሮም ንዝሰርሑ ሰባት ኣይትተንክፍ ስንፍናካ ኣብ ውሽጥካ ግበሮ ስራሕ ወይ ንዝሰርሑ ኣስርሕ ዕንቅፋት ኣይትኩን
እንታዩ ባሰሪሑ ስለ ዝሐስወ ድዩ ብጣዕሚዩ ዝገርምዩ
ኣንታ ሰብ ንስካን ንሱን ክልቲኤኩም መፍለይ የብልኩምን እንተ ብዛዕባ እቲ ይሕረዱ ነሮም ዝበሎ ሓቁዩ ሃገርና ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ስለዝነበረት ብግዜ ሃይለስላሰን ደርግን ይሕረዱ ከም ዝነበሩ ኣይትፈልጥን ዲካ እንተ እቲ ሃለውሎው ብዛዕባ ልቺ ዝብሎ ዘሎ ሃገር ጽቡቅ ኣላ ዝብሎ ወዲ ጣው ኣምሰሉነት እዩ ናቱ ከኣ ኣይሓድስካ ካልእ እኮ ክገብር ኣይጸገሞን እዚ ከዳዕ ንስካ ግን እቲ ጌጋ ጌጋ በል ነቲ ዘይኮውን ምውሳክ ዘይከውን ትሰርሕ ካብኡ ትሓይሽ ኣይትመስልን ኢካ
ምሉእ ሐሳባት ናይ ወዲ ጣባ አይኮነን
ምሉእ ሐሳባት አቅርቦ
እዚ ህዝቢ እዚ ህዝቢ እዚ ህዝቢ ድምጺ ኩነልና ኢልናካ ዲና ።
ጸባ ስተይ ዝሐወይ እዚ ወዲ ጣባ ዝባሃል ግን ክንደየናይ ከይ ቅኒ ።
who are you😮መን ኢካ ንስካ መን ፈራዲ ጌሩካ ሐሳድ ናይባዕልካ ስራሕ ሀገር ማዕረ እዮ ንኩሉ።መን ኢካ ንስካ ንስካከ አበይ አለካ።
Ageme eyu
ስቅ በል ሉሕሉሕ ወይ ብብስለት ተረደኣዮ ወይ እዚ ኣገላልጻ ኣብ እዋን ሃይለስላሰን ደርግን ዝነበረ ታሪኽ ምስ ሕጂ ኣነጻጺሩ ዝተዛረቦ ዩ።
መጅላግ ወይ ተማሃር ሙኻን ሰናቲም መእረዪ ትጥቀመሉ ትህሉ
Wedi tana hasawi lomi Eritrea felitkay nay weyane znebere
እዋዕ ተረድካ ድዩ ኣይጥውዮ እቲ ዘረባ ኣይትረብሸና በጃኹም እሱ ዝዛረብ ዘሎ ብግዜ ደርጊ እዩ ደርጊ ከሎ አብ ኣስመራ ዓይንርን ኢና ኔርና ደርጊ ብጣዕሚ ይጭቁኖም እዩ ኔሩ ሕጂ ግን ሳላ ሻዕ ብያ ማለቱ እዩ
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ጽቡቅ መግለጺ❤🎉🎉
Deki haghreseb fara luchi reom zeyfeltu felika ne hbreteseb eretrawi emo eretrawiyan feleliy meftar xelea tiebitin zetezarebo gheben kubul eyu deka tebel zeleka.
ጸማም ኣባሃሉኡ ስለ ዘይተረዳኣካ እኻ ሕልኩስ
Nay behaki xemam ewae yigerm eko eyu difun hangol kab fara dea entay kinxbe always negative
@kebede Niseka eka zay teradaka kkk deki gash barka abzi yiheredu narom kbel kalo men eyom etom zehardiwom naberu, it could be you.
Suk bel hasawi kelbi hulkos
@@Kebede-g2c እዋይ እንታይ ኢና ንገብሮም ዘይርድኡ ሰባት 🤣
መጥቃዕቲ!
ሓርበኛ ይከኣሎ ተጋጋላይ ወዲ ዘርአ ድማ ናብ ሃገረ ጀጋኑ ዋርሳይ ይከኣሎ ኣዳህሊሉ ብምህጃም፡ መንደላይት ጋል ሳዋ ኣጥኒሱ ተመሊሱ ይሕመ ኣሎ፡ ጸጋ ዕድሚኡ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ከም ኣድጊ ትናዳሕ ኣብ ዓራት ጎርዞ ብምካና፡ ካብ መጥቃዕቲ ልቢ ክገላገል፡ ፍትሓዊ ረቢ ኣባደንደን ቁዱስ ጸበሉ ይንጸገሉ፡ ከምቲ ባሃር ስነጥበባዊ ኣብርሃም ፍርሕርሕ ስለዝበለኒ ኢየ፡ ይዋእዩ ዘፍቅሮ ሓፋሽ ህዝቡ ካብ ጎሓሉን ከድዓትን ናጻ ከውጽኦ ንእስነቱ ስለዘይጽገበ፡ ሕጂ ቅልውላው ብዝሒ ዕድመ እንተጋጠሞ ርዱእ ኢዩ ይሕዋት🙏
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
LHN መንነትካ ጥራሕ ትነግረና ዘለኻ:እንታይነት ዝልለየሉ ካኣ ርሑቕ ኣይክኸዉንን ኢዩ።🇪🇷❤👈☝️👌
ሰክት ነጅስ ሰብ መሲልና ግዜና ዘጥፋኣልናልካ ይገድድ ፋራ ዋሒድ ።ብጣዕሚ ኢኻ ተሕዝን ዓባቅ ጤል።
Absolutely 💯
ንበዓል ወድጣባ ኣበስመራ ምትእንጋድ
ህግደፍ ክሳብክንደይ ተስፋቆሪጹ ከምዘሎ
ኢዩ ዝሕብር ። ንኺድ ጥራይ።👍👍👍👍
Stop being funny
If you not have nothing to say good thing just stop::
Good job❤❤
That's true brother thanks you
Anes ከምዚ ኣይፈልጠክን ነይረ
ንምንታይ ቆቆሪጽካ ተምጽእ ገጋ ትገብር ኣለኻ።ንስካ ዳአ ብክልተ ገጽ ትጻወት አለካ ።በጃኩም ሰላም ሃቡና።
ጽቡቕ መግለጺ ሓው ሰብ ኩሉ ግዜ ኣብ ሓቂ ገጥ ክብል ኣለዎ፣እቶም ሓቐኛታት ሰዓቡና ኣከለ 44።
ኣከለ 44 አንታይ ማለት እዩ
"ኣከለ 44።" ማለት "በቃ ኣከለ" ኣከለ ተወደአ ወዘተ ... ኢልካ ክትርገም ይከኣል ክቡር ሓው።
@@abduabubeker ደራግም የብለይን ሐወይ
@@Waytogo-g6l ሓው "ዘራግም" ዘይበልኩ ክትርጎም ይከኣል እየ ዘልኩ፣ ይቅሬታ!
ንሕና ክንሐተካባ ወዲ ጣባ ብዛዕባ መን እዮ ኤረትራዊ ክብል እንከሎ ብጌጋ አይትተርጉሞ አደ እንታ ጌረትካ አደ የብልካን ዲካ
ኤርትራውያን ኣብ ጊዜ መግዛእትን ሕጂን ዩ ዘነጻጽር ኔሩ ዘይኮነ ትርጉም ኣይትሃብዎ
ሱቕ በል ፋራ..
❤❤❤❤❤ thanks 🙏 proud of you 👍
ንስኻ ንባዕልኻ ማሃይም ኢኻ እዚ ዝጎልጾ ዘሎ ኣብ ግዜ ደርጊ እዩ ስለዚ ጌጋ መረዳእታ ሒዝካ ኣለኻ ስለዚ ኣጀዳ ተዋሂቡካ እዩ ባሃማት ትብል ደቆሮ ኢኻ
ዘይበሰለ ገና ብዙሕ ይተርፎ እዩ ንወዲ ጣባ ክወቅሶ ናይ ወዲ ጣባ ኩሉ ባዕሉ ንግሩና እዩ ሓንቲ ከይሃበኤ ሕጂ ተበራቢሩ አስመራ ምስ ከደ ድማ ጥር ኢሉ መጽዩ ዓንና ከንቁረና ብደርጊ ዝሓለፍናዮ ባዕል ኢና ንፈልጦ ኣንትምሕርቲ ኣብቀበልየ ኣብስራሕ እዚ ኣበይ ንሩ እዩ ዝልፍልፍ ሕጂ ቃሕማም
😂
ጽብቅቲ ግብሬ መልሲ እዚ ረሳሕ ኢሰፓ ኦጆካ ስለዝተብሃሌ ኣብዝሒዎ።
እቶም ሎቃምጽ ከምኡ ድሕሪ ባይታ ከምኡ ዘለዎም ውሕዉሕ ክብሉካ,ዮም።
እቶም ቁስልና ይሓኸና ዘሎ ኣብ ጎንካ ኣለና። ኣጆካ በርትዕ ጥራሕ 💪💪💪
ማሕበር ለማኖ ትግራይ እንታይነትኩም (መንነትኩም) ኢኹም ትነግሩና ዘለኹም።🇪🇷❤👈☝️👌
Good job bro
ደይሓፍር ከዳዕ ፡ ኣዝማሪኖ ዝባሃል ሕማም ኣብ አረትራ ሓደገና ዩ ። ሕጂ ኣብ ከተማ ዝነብርን ኣብ ሃገረሰብ ዝነብር ሓዊ ንምእታው ዩ እንበር ንሕና ኩሉና ሓደ ግን ኣብ በቦይኑ ቦታ ንቅመጥ ። ኣዝማሪኖ ልቺ ኣይሓቱን ዩም ፈሪሖም ወደይ እንበር ፈትዩምዶ ። ከዳዕ ዝከነላ ሃገር ።
ሃውቲትካ መስኪን ምሕረት የውርደልካ
ክቡር ኣዳላዊ LHN MEDIA ሎሚ እየ ንሜድያኻ ብሃንደበት ረኺብካያ ንዘቕረብካዮ ትሕዝቶ ብጽሞና ተኸታቲለዮ። ብሓቂ ብዘይቃልዓለም ነዛ መድብካ ምስተተኸታተልኩ ንነብሰይ ከምዚ ዘቕርቡ ተስፋ ዘለዎም ብሱላት መንእሰያት እናሃለዉና ንምንታይ እዩ እዚ ሚድያ ብተጻረፍቲ ተባሒቱ ብምባል ተውኪሰያ። ክቡር ሓው ነዛ ሚድያኻ ስርዓቢ ንምዃን ዓይነይ ኣይሓሰኹን። ስለዚ ኣጆኻ ህጠር ኣብ ደረጃኦም ከውድቚኻ ጥንቃቐ ክሓተካ ምዃኑ ኣይትዘንግዕ ንቕድሚት ጠምት።
ኢሲፓ ህገደፍ ኢኒታይ ኒጺበ ኢኒዳ ሰሪቀ ኻብ አዲኦ ዚዐቢየ
Wide taba Hardy Eritreawyan eyou
ሃሳዊ አንዳ ኮረጽክካ ኣይትዛረብ ሃሳዊ
Kulu video amxaya bejaka
ነሳኻ ከማኻን ካበይ ተመጽእ ሓበረታ ኣወል ካብ ወሺጢ ሻዕቢያ
ነሱ ይሓይሽ ካባኻ ከማኻን
ኣብ ሰደት ተዕፍርካ ተርጉም
ይበለኑ ናዓኻ ።
በየን ዝበረቐ'ዩ እዚ ጀልጃል ከ❓ እቲ ላህጅኡከ እንታይ'ዩ ትግራዋይ ዝጥዕም
Tegagika aleka bgega
atergimkayo aleka
Nsu Akbirwom ember
Kibrom ikenesen
Bzkone abiy gaga aloka ❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ኤርትራዉያን ፖለቲካዊ ብስለትና ድሑራት ኢና
@HOST ኩበር ሓው ነዛ ቪድዮ ኣይወዳእኩዋን ግን ጅምር ምስ ኣበልኩዋ ብዛዕባ ወዲጣባ ዝሃብካዮ ነቐፌታ ምስ ሰማዕኩ ኣይቀጸልኩን። ምክንያቱ ኣባሃህልኡ ዝተረድኣካ ኣይመስለንን። ንዘረባ ቃልብቓል ትርድኦ ዘለኻ ኮይኑ ይስምዓኒ። እቲ context ኣይትሕዞን ዘለኻ። ብዛዕባ ጀለብያ ኮ ቀደም ዕድላት ኣይነበሮምን ሕጂ ግን ነጻ ኮይኖም ኣብ ድላዮም ገዛ ገዚኦም ክነብሩ ኪኢሎም ዩ ዝበለ። ወድሓንካ
ኩቡር ሓዉ መቸም ወዲ ሰብ ክሰርሕ እንከሎ ይጋገ እዩ ንሰኻ ድማ ንቲ ጌጋ ዓገብ ኢልካ ክንደ ትእርም ኣብዘይደሊ ሃልወሳን ጸርፍን ብዝያዳ ተጋጊኻ ኣለኻ።
ንኽገርመካ ኣነ ወዲ ኣስመራ ኣይኮንኩን ግን ብኤርትራ እየ ዝሓስብ ስለዚ ኤርትራ ንኽትዕወት ብምድግጋፍን ምትእርራምን ይቕሬታን ተኸድና ይሓይሽ።
ኮመንት ኢኻ ደሊኻ ንመልስኻ ግን ክጽሕፍ ኢየ።ከማኻ ጸጉሪ በጊዕ ተኸዲኖም ኣብ ውሽጥና ዘለዉ ተዃሉ ከነለሊ ኢኻ ትቕስበና ዘለኻ። You're lucky because you took the coment.
ወዲ ጣባ ናይ ደርጊ ስላይ ኢዮ ኔሩ ስረቂ ስኽራም ኢሠፓ ኢዮ
ካብ ንሓድሕድና እዚ በለ እንዳበልና ንፋለስ እቲ ጽቡቅ ነገር ናይቲ ሰብ እንዳራኣና ንኪድ ምቁንጻብ ንሰብ ኣብ ንሓድሕድና ምብላዕ ግና ንግዳማዊ ሓይልታት መፍቶ ኢና ንከውን ካብ ምኒን ሕሜታን ወጺና ንሃገርና ዝጠቅም ነገር ንሕሰብ። ወዲ ጣባ ሃገሩ በጺሑ ኣምላክ ረዲኡዎ ነዚ ትዛረብ ዘለካን ንኩሉናን ከኣ ከማኡ የማስለና ዓድና ንምለሱ።
ትክክል አለካ ሳአን ፍልጠቱ እዩ እሞበር ታሪክ አስመራ ዝፈልጥ ኔሩ ተትከውን ነዚ ጽዩፍ ዘረባ እምበይምተዛረበን ስለዚ ዓቅሙዩ ተዛሪቡ አስመራ ብግቡእ አይፈልጣንዩ
አታ ወዲ ካብ ስብዝገበሮን ዝብሎን ፈፈንጭልካ ምምጻእናትካ ግበር ጥዕና ኣለካ ድዩ
Hager ab awel seid mswedeqet, beal wedi taba dma kem seb kiquxeru jemirom. Btami iyu zehezn..
Awetina wedi ere jegna anbes
❤❤❤❤❤❤❤
Hakka. Zhawey
ዩቱብ ይብላዕ ኣሎ ኢልካ ክትበልዕ ዝኣተካዮ ይመስል እንዶ ናይ ፖሎቲካ ዘይብልካ ናይ ወዲ ጣባ ፖለቲካ ክትንትን ብቅዓት የብልካን:: እዚኣስ ሕሜት ሕሜት ...ድሕራይ ክኣ ብጊዜ ደርጊ ኣበይ ኔርካ ኣስመራ እንተ ድኣ ኔርካ ኩሉ ሓቁ እዪ ዝዛረብ ዘሎ። ዓገብ ይሰርሕ ኣሎ ኣስርሕዎ
Anbesa ❤❤❤❤❤❤
Bravo hawey qunuie aleka eritra hgereseb ykun wedi ketema eritrawi koynom eyom eritra fetiroma kemzi nay aninet ziebeyo hji kitefalna aykilin eu wedi taba ageb kinbleka nifetu
God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏
Nobody can control your interpretation of ideas or thoughts of him. However His ideas disappeared or twisted under your personal interpretation.
ወድ ጣባ'ኮ ሓያልን ንፉዕን ፕሮፖጋንዲስት እየ ብዘይ ምግናን ኢሉ ዝዛረብ ኢሰፓ እዩ።ኤርትራዊ ሙዃን ኣዝማሪኖ ጥራይ እዩ ።ኩላትና ፍርያትና ናብ ኣስመራ ከይኣቱ ብ4 መኣዝን እንተ ዓጺናያ ኣስመራ ዓባስ እያ።እቲ ኤለክትሪክ ንባዕሉ ካብ ባጽዕ እዩ ዝምንጩ።ሕጂ ዕላምኡ ምስ ኣወል ኮይኑ ህዝቢ ከይሓብር ንምብትታን ህዝቢ ኤርትራ ንኽነብዕ ዕድል ዝተዋህበ እዩ።
Anbesa anbesa
ኤርትራ ብከተማ ኣስመራ ኣይኮነትን ትልካዕ ወይ ትግመት
tebae wedi bat ezi tesah esepa kihibae tray eyu nerwo awel sied bi dollat gebenu kishfinin nieket eyu tihit kibil kea ni mekiro silet majority nibrzih zeyrebihu nai genzeb uttubers aletawian kikelakelilu ni wedi taba wielom ab solo media bi mintay ytehahazu kea rinayom alona 🐍
Ajoka qexlo hawna qnue mergexi
ሓቂ ስለ ዝተዛረብካ ሳብስክራይብ ገረካ ኣልኩ ❤ብራቮ
Yes right our brother thank you going on to saying the true 🇪🇷 the true is true however....
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍👍👍
ኣታ ሐወይ ወዲ ጣባ ተጋግዩ ትብል ኣሎካ ንባዕልካ ካብቲ ናይ ወዲ ጣባ ዝገደደ ትጋገ ኣሎካ. ።ቀንእካ እካ መስለኒ ሀገሩ በጽሑ ምምጽኡ።በጃኩም ኣይትቅንኡ።
።
ኤርትራውንትካ ሕጂውን ኣይበራሃለይን።እቲ ዝሓሸ መንግስቲ ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራዩ ዘሎ ዝፍጸም ጌጋታት ስለዘቃላዕካ ሓቀኛን ሃገራው ከብለካ ኣይክእልንዩ ስለዚ ትዓዚብናካ ክንዕዘበካ ኢና ጌና።
ረሳሕ ኢኻ ኣደ ትሰርፍ ኣደ አብዓለም ክብርቲ ኢያ 🙏ተጠቀቅ ኣደ አይተልዕል ዓሻ ኣይትኹን ብሒወት ዝየለ ሰብ አይተልዕል ናይ ውዲ ጣባ ጌጋታት ነርዎ እዩ ባዕሉ እዩ ድዛረቦ ሕጂ ግን ካብ ጌግኡ ተማሕሩስ ይምህርም አሎ ልች ድማ ሕቁ ባዓል ውፍይ ሰልጠነ ድዮም ልች የለን ክብሉና ዝውዕሉ ብግዜ ገርጊ እዩ ዝብለካ ዘሎ ኣይተወለድካን ኔርካ ኢሰፓን ዘይሰፓን ክትፈሊ ኣይትኽእልን ኢኻ ::🙏
አብ ጊዜ ደርጊ ዝብላዕ ተሳኢኑ ህዝቢ ንመቦቀል ዓዱ ይስደድ ኔሩ : ንሻሂ
አብ ክንዲ ሽኮር ከረሜላ : አብ ክንዲ ቡን ስገም ንቆሉ ኔርና :;
ስክ በል ንመን አና ክናኣምን አስካ ውን ይታሐዋውሰካ ኣሎ ንባዕልካ ከዳዕ
Gigna eritrawi nhaki zubuk dew bel agalizkayo klu seb kfelto alewo I am proud to be Eritrean love you for good job ❤❤❤❤😮🎉🎉
Good Job Awet, ezi wedi taba zbal bkebdu zhasib xbuk gerka migsamu eyu kalie ente terefes sik zeybil
Ajoka Agalixom ezom Keda’at.
Hi awet selam..okay mejemeriya tigage endika zeleku.anes eza wedi hidieti mestewealit yibleka nera gin dinsh eka eti zeybesele eba...hade milue hasabat nayta video ayemxakayan nimntay kemu elu wedi taba korixka kab temxa milue hasab ketekirba neruka ata hizbi kea kokorixom nizemxulka..niwsane kiltuf aytkun denakur baelkum reayiwo milue video awet gin forma kef aleka gin..riesi dinsh eka
እዋይ ድርባሸ! ዛዕባ ኣንቂድካ ክትዛረብ ዘይትኽእል ምዃንካ ተኸሺሕካ!
Yehzin hager ab aewel siad wedika abyet mxat alem bexhina ahi ahi
ሓወይ እታ ሓሳብ ቅድሚ ባዕዳዊ ግዝኣት ዝነበረ ምፍልያይ እዩ ከም ዝርድኣኒ ኣብዚ ሕጂ ግን 9 ቢሄራት ከም ደስትኡ ዝራኸበሉ ማኣዲ ከተማ ኮነ ገጠር ዝዋሳሉ መድረክ ስለ ዝተፈጠረ። ብመን ብሰማእታት ኤርትራ
Good job keep it up brother
ሓቀይ ኣንፈትካ ዶ ትስሕት ኣለኻ
Eritrawnet kubur meninet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አታ ኺድ ንስኻ ኢኻ ተጣቕዕን ተሳብብን ዘለኻ።
Thank you so much
Brother
God bless you
ኤሪትራ ናይ 9ብሄራት ህዝቢ እያ ✝️❤️☪️