🚨እንዳተፋቀርካ ምፍልላይ ክኸፍእ! 26 January 2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025
  • ตลก

ความคิดเห็น • 276

  • @abisaru9994
    @abisaru9994 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብማሪያም ኢለካ መሓረና ኣታ ሰብ ጉዳይና ኣይኮነን ወላ ፋሕ ዘይትብሉ ኣስልችወካን ዲዩ

  • @selamabraha5834
    @selamabraha5834 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +54

    እምኑኒ ሰብ ዝዘሮኦ እዩ ዝዓጽድ እዚ ኹሉ ትገብርዎ ዘለኹም 100% ርግጸኛ እየ ሓሶት ድራማ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ንምንታይ ንመጻኢ ህይወትኩም ሕማቅ ትዘርኡ ንገንዘብ ክትብሉ ዝሕዝን እዩ ።

    • @WintaGrmay
      @WintaGrmay 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      Egermeki eyu

    • @jothan8886
      @jothan8886 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      እዚስ ዓንጃል ልቢ ዘይብሉ ኢዩ። ሓደ ሓው አሎ ልብም ዝበለ። ተዝምዕዶ እንታይ ይዝረብ ጽቡቕ ነይሩ። እታ ጓል ትሓይሽ ጸሊኡላ ነዚ ምርካባ።

    • @kisanet4715
      @kisanet4715 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      👍👍👍💯💯💯

    • @Tsgenay
      @Tsgenay 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Haki

    • @Belan-x1d
      @Belan-x1d 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ❤ንቅሕቲ

  • @lovelysfamily-p4q
    @lovelysfamily-p4q 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +21

    እዛ ጋል ሓያል ያ ትመስል ትሕሰም ትጸብቅ ጋል ዓድኻን ሓፍትኻን ትሕሸካ ምስ ኦርጂና ኣብ ውላድን ገለን ከይበጻሕካ ከለኻ ሕሰበላ ሂወትካ ኪትዘርግ ከይትነብር😢😢 ፍናን

    • @brikitytesfazghi2904
      @brikitytesfazghi2904 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      አነውን ሕይል ዝበለት፡ማእዳድ ከምዝዀነት ገሚተያ።ድዋዘይፀዘለው መስሊኒፀእምበርፀከምዜ ዐይነት ነቃጽ መልሲ ከቢድ እዩ።
      እምበር ናይ ዐድስ ዕባይ አውኡ አርትራዊት ክትከውን ትኽል እያ ጸገም የብሉን ጠባይ እዩ ዋና።

    • @MogosTesfay-po8vn
      @MogosTesfay-po8vn 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣምሓሩ ንኤርትራውያን ንረብሓ ኢለን እንተዘይ ኮይኑ ብፍጹም ንፍቅሪ ኒለን ኣይቀርብኦምን እየን ናይዚ ከኣ ቀጻልነት የብሉን

    • @n-cj3db
      @n-cj3db 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Nay ewn tonkelega koina eya tsmani kmu ele ewn xhfelu nire dsamae ewn aimesln eu

    • @MerryHaile-j3b
      @MerryHaile-j3b 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Balu zelewo eskas entay koyne ketebl eka esu zemecho geru alo ab nay seb hiwet atikum ketwusu medlaykum germ eyu zbleka

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@MogosTesfay-po8vn #_መጎስ ኢትዮጵያዊት ጓል ኣንስተይቲ ምስ ሓደ ኣካዳሚያዊ ድሕረ ባይታ ዘይብሉ ኤርትራዊ ስደተኛ ፍቕራዊ ርክብ ምምስራት ከምዘይጠቕማ 100% ዝተረጋገጸ እዩ። ኣብ ርእሲኡ ድማ ንሱ እዩ ናብኣ ዝመጽእ: ልክዕ ከምታ ናይጀርያዊ ወዲ ክትምርዖ ናብ ናይጀርያ ዝኸደት ተስፋ ዝቖረጸት #_ኤርትራዊት_ሓፍትኻ ማለተይ እየ።

  • @nfreefqr9657
    @nfreefqr9657 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ፍናን እዚ ዳኣ ደይጠቅም ቆዮቓ እዩ ኣብ ሓዳር ክትፈልጥዎ ከይትስምብዱ ብዙሕ ጭቅጭቅ ኣሎ ዕድሜና ሙሉእ ኩላ ግዜ ፍቕሪ ድብሃል የለን ጽልኡ ይበዝሕ ምክንያቱ ሰይጣን ሓዳር ብፍጹም ኣብ ሂወት ደቂ ሰብ ደይደልያ እያ ምክንያቱ ካብሰብ ሓዳር ካብ ቕ ዱስ ሓዳር ጳጳስ ድያቆን መነኮስ ብዙሕ ድውለዱ ስለ ዝኾኑ በፍጹም ሰይጣን የሰው ትዳር አይደልም ባንዴ መለያየን በትንሽ ጸርፊ በዚ እሞ ዓለም ምሉእ ተፋቲሑ ይውል ምርድዳእ ምጽውዋር እዩ ሓዳር ተረድዋ እዚኣ ካልኣይ ካኣ ሰብኣይን ሰበይትን ተባዕሶም ድግ ድበለ ክሳብ ምፍታሕ በጺሖም መልሶም ብሽማግለ ይረቑ ድሕሪ ግዜ ከምኡ ባእስ ይመጽእ እቲ ጠንቂ ለውጥ ደይ ምህላ ው ኣብ ገዛ ናይ ጸሎት ቦታ ኣብ ፍልይ ድበለ ካብ ዓራትና ወጻኢ ቦታ ንፍለ ኩላግዜ ንስልየሉ ደቅና ሰብኣይና ነብስና ከምዚ እንተ ኮይኑ እቲ ንዓና ደባእስ ሰይጣን እንተዋሓደ ናይ ክልቴና ይሰር እዩ ሰላምና ድማ ንረክብ ወላ ክልቴና ኢ ዳ ጸለና ውን ይፍትነና ጸሎት ንኸነቃርጾ ንሕናግን ክሳብ ንመውት ክንበልዕ ክንድቅስ ክንሰቲ ክንጽል ኣለና ኣደ ይጽሊ ኣደ ይድቅስ ኣብዚ ሰላም ድብሃል ፍጹም የለን ክንፈልጦ ህጂ ንባስ ህጂ ንረቕ ወይ ወርሒ ሙሉእ ዲግ ንባሃ እዚ ጸላእ ሰናይ እዩ ደባእሰና ደሎ ሓቢርና ንጸሊ ሓደራ ቤተክርስትያን ኪዱ ጸልዩ ብስጋ ጥራሕ ቀወይርና ሙቸት ኣምላኽናን ጸሎትናን የረሳዓና እዩ ኣብ ሙቸት ብዙሕ ፈተና የለ ኦረድ ትሑዝ ናቱ ስለ ድኾና ጸሎት ጅምር ምስ ኣበልና ግአን ገዛና እሳት ይቕየር ምክንያቱ ጸሎት ናትና ንሰይጣን እሳት ሓዊ እዩ ንከነቃርሶ ናተይ ትሑዛት ድነበሩ መጹኒ ጠፋእኩ ስለ ዝብል ብዙሕ ፈተና ይበዝሓና ክሳብ ንድልድል ካዉ ኡ ይርብርብ ተስፋ ይቖርጽ ናትና ሰላም ይበዝሕ መጀመርታ ጸሎት ግአን ብዙሕ ፈተና ኣሎ ካዉ ይቀብጽ እዩ ናትና ጽንዓትብጸሎት ርእዩ ጸልዩ ሓደራ ✝️✝️✝️

  • @WintaAraya
    @WintaAraya 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጽቡቃት ❤❤❤❤

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ከይትፈላለዩ ድንግል ማርያም ኣሚንኩም ቀጽሉ❤❤

  • @mehretsolomon6562
    @mehretsolomon6562 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    አየ ድራማ ንዩቱፕ ክትብሉ ድራማታት ትሰርሑልና አለኹም ፡፡ ዩቱፕ ቢዝነስ እዩሞ ድራማኹም ቀጽልዎ፡፡

  • @Lili-se1rc
    @Lili-se1rc 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ዓቢ ትምህረቲ እዩ ፋኒ ሓወይ እግዜኣብሔር ፍቅርኹም የብዘሐዬ ❤

  • @HuruyMebrahtom-l6o
    @HuruyMebrahtom-l6o 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ንሓመዱ ኣብኡ ኣለዉ ኣብኡ ከለኻ ኪድ እንበር ኣብኡ ካብ በጻሕካ ድኣ 😂😂😂

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣምላክ ፍቅርኹም ይባርኸልኩም ንዓና ዓቢ ትምህርቲ እዩ ኣጆኹም❤❤❤❤❤

  • @سارا-ف4ي
    @سارا-ف4ي 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዋይ፡አት፡ስብ፡መሐገሲ፡አይቱኽና፡ዛሓው፡ማዓርይ፡ስልዝ፡ዋአ፡ዳባሩ፡እይ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Filimongerey
    @Filimongerey 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Amlak fkirkum ydarklkum nana abi tmhrti yu ajokum brother and sister Ilove you

  • @eluzai-g1j
    @eluzai-g1j 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ስይይይይ ድርኡኸ ማዓዝ ተፃሊእኹም ፍቅርኹም የብዘሐዬ❤❤❤

  • @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
    @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም እንዳ ፍናን ❤ሑቡሽ ዓይነይ ከይትሽወዱ እዚ ቀልዲ እየ ሓቂ ከይመስለኩም ሑቡሽ ምስሓቅ ሸራፋት ከይንኾን ከይትኣምኑ😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YoditYebio
    @YoditYebio 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    God bless you my brother and sister

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እጆኩም ደንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን እደዳ ፅላእቲ እትኩኑ ሓዳርኩም ይባረከ 🙏❤️❤️❤️

  • @WintaAraya
    @WintaAraya 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደስ ክትብሉ ኣነስ ክፈትወኩም ጉድ እየ ኣይትበኣሱ ተዓረቁ😍😍😍😍😍😍

  • @salamas2118
    @salamas2118 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ፅሩያተይ ኣነስ ክፈትወኩም❤

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ልቦናኹም መግለጺ የብለይን ቀጽልዎ❤❤❤❤

  • @سارا-ف4ي
    @سارا-ف4ي 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፋናን፡ብጣዕሚ፡እይዝፋትውካ፡አይቲ፡ባአሱ፡ማኛታት፡ፍቅርኩመ፡ይቢዛሐ፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @daniwedihager7708
    @daniwedihager7708 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤😢

  • @SalamSalam-e3t
    @SalamSalam-e3t 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ፍናን ሓወይ ፈለማ ፍቕርኹም ሓዳርኹም ይባርኽ እግዚአብሔር
    ቀፂለ ምግርጫው የጋጥም እዩ ክቡራተይ
    ግንንን ጉዳይኩም ናብ ሜድያ ክተውፅእዎ ግን ኣይተፀበኹን
    ፍቁራተይ ፍናን ሓወይ መምህር ፍቕሪ ኢኹም ዝሓወይ
    ትግረወይቲ ደላይት ፅቡቕኩም❤

    • @Belan-x1d
      @Belan-x1d 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብራኪ😂

    • @Kdmikuluabkulu
      @Kdmikuluabkulu 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🙏🏾🙏🏾🙏🏾😢

  • @Helenberhe1
    @Helenberhe1 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣጆኩም ድንግል ማርያም ምሳኹም ትኹን ❤❤❤❤

    • @sabaamanuel8501
      @sabaamanuel8501 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Dawit aleka do

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣባይኩም ሓላላተይ ከይትፈላለዩ ከምዚ ምሕሳብኩም ንባዕሉ ናይ ለባማት ኣዩ ኣጆኹም❤❤❤❤

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8po 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ብሓቂ እንዳተፋቀርካ ክትፈላለ ኣዝዩ ከቢድ እዩ💎💎💎❤❤

    • @Bil-q7c
      @Bil-q7c 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Tnkk belu please

  • @SelamTesfalassi
    @SelamTesfalassi ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Temesgen amlak❤

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ንፉዓት ዓቢ ትምህርቲ እዩ ንዓና ተረዳዲእኩም ፍትሕዎ😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ድንግል ማርያም ትሓልኹም ዞም የሕዋተይ😍😍😍😍

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕደግ ግን 😢ስብ ብ ስለስተ ነገር ሕጥያት ይስርሕ ብሕስብ ብምዝራብ ብምትግባር ፣አይትፍረድ ከይፍረደካ ዝባሃል አሎ ንሕና ንአ ሓያል እያ ትመስል ናበልና ንፍርድ አለና አብ ሕጥያትና ንእትዉ አለና አይትሕሽይ እዝይ ተማክርኩም ድራም እዩ ።

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8po 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፋኒ ሓወይ ንፉዓት ዓባይ ትምርቲ እያ ንዓና ዉን

  • @MeronRisom
    @MeronRisom 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሓበሻ ብጽልኢ ኢና ንፈላለ ንስኹም ግን ኣድኒቀኩም ኣባይ ትምርቲ እያ ኣጆኹም ኣምላኽ ፍቅርኹም ሪኡ ኣይፈላልየኩምን እዩ😍😍😍😍😍😍😍😇😇😇😇😇

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፍቅርኹም ከም ሳዕሪ ሮማዲ የስፋሕፍሕ😇😇😇😇😇😇😇

  • @MerhawiAmanuel-r5t
    @MerhawiAmanuel-r5t 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፈኒ prank ደዩ ኔሩ እቱም ህዝቢ ግድፍ ብስብ እይትልግጽ ❤❤

  • @AbrahamTekel
    @AbrahamTekel 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gn zeytgdfena kale shger zeyakilena ewae😢😢😢😢

  • @FthiMj
    @FthiMj 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Bejaka elenaka kemezi video ayeteserahu humake fale

  • @Hadguasgedom4
    @Hadguasgedom4 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Betami keldi mesiluni ember haki entekoynus ezi kulu meeswati kefilkum tsebuk aykonen selam giberu 🎉

  • @WintaAraya
    @WintaAraya 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኦርጂናል ለባም ፋኒ መኽበሪ ሰበይቱ ❤❤❤

  • @Tsige-xv9rf
    @Tsige-xv9rf 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሚሒር ቀሊል ኮይነካ ኩርዕ በል ከም ነሸነሸ ፍቅር ኹም ናብ ሚድያ አይትዘርጉሑ

  • @aberashYohanestesfay
    @aberashYohanestesfay 47 นาทีที่ผ่านมา

    ሞሲባ ይብሉ አዕራብ ባእስኩም ናይ ሓቂ ድዩ ነይሩ መከረኛ ፕራንክ መሲሉና ነይሩ ብዝኮነ እንኳዕ ናብ ልብኩም ተመለስኪም ሓዳር ተመስሪትካ ተካአኢልካ ምንባር ዩ ዝሕሽ ተዘይኮይኑ ብዘይጠቅም ተባኢስካ ንስካ ናብ ካልእ ንሳ ውን ከምኡ ዝሙት ይበዝሕ ታትመፅእ ጓል ካፍታ ፀባያ ሓሚቁኒ ኢልካ ዝፈታሕካያ ዝባአሰት ክትኮን ትክእል ትወዲ ውን ከምኡ ስለዚ ምክእአል ይሃሉ

  • @MuluAbhara
    @MuluAbhara 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣይኮነን ሰብ ሲ እምኒ ንእምኒ ከማን ይጋራጮ ይብሉ ወለድና ስለዚ ምግርጫው ዘሎ እዩ ክትጋረራጨዉ ከለኹም ግን ናብ ደገ ከይተውጹኡዎ ሓደራኹም ዞም ደቀይ::

    • @zebibkesete1734
      @zebibkesete1734 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Bhaki fnaney, kab seb tnkkk

  • @MogosTesfay-po8vn
    @MogosTesfay-po8vn 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ሜድያ ዝወጸ ፍቅሪ ቀጻልነት የብሉን

  • @aheatjars9993
    @aheatjars9993 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፍናን ሓወይ ኣብ ሓዳር ምግርጫው ዘሎ እዩ ዋና ነገሩ ምክእኣል እዩ ስለዚ እናተኻኣእልኩም ሓዳርኩም ብውላድኩም ይባርኸልኩም እግዛቢሄር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HamadSalim-b2n
    @HamadSalim-b2n 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰላም ወንድሜ እህቴ መረዳዳት መተሣሰብ አለባችሁ ተሣሰብ ትልቅ ደረጃ ለመድረስ ፈጣሪ አድ ያርጋችሁ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wedimelake9436
    @wedimelake9436 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንተተባሪርካ ጹቡቅ ኔሩ ጉሓፍ ድርባይ

  • @brikitytesfazghi2904
    @brikitytesfazghi2904 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Fani and orginal
    ፍቅራቹህ በጧም ነበር የሜማርከው።
    ፕራንክ ነበር የመሰለኝ።
    በጣም ያሳዝናል ሁለታቹህ ልክ አልነበራቹሁም=አንድም የምያቀዘቅዝ አልነበረም።እና አሁንም ከልባቹህ ቅሬታው ይውጣ፡በተለይ original ትንሽ ቅር ያለሽ ትመስያለሽ።
    ፍቅራቹህ ይለምልም፡አብራቹህ ጸልዩ🙏💕

  • @yes6292
    @yes6292 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፋኒ ኣጥንሳ እንዶ ዓይነይ

  • @yordaabraha269
    @yordaabraha269 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂Temerawa that's it every thing will be good and take her to Germany 🇩🇪

  • @zebibkesete1734
    @zebibkesete1734 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wellcome xbukat 🫶

  • @asterghidey2625
    @asterghidey2625 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉edmen tenan yhabkum fetari shikornatat yehwatey

  • @TemesgenFetari-ld4sv
    @TemesgenFetari-ld4sv 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ከም ናትኩም ፍቅሪ ይሃበና ክፈትወኩም ማዓት እየ😘😘

  • @estifanoseritrea3423
    @estifanoseritrea3423 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወርሓዊ ጽድያ ተመጺዋ ወይ ተደንጊዋ ቀጨዉጨዉ ይብለን እዩ ኣዋልድ ተረደኣለን❤ ሓደራ ሰብ ኣይ ትበድል እታ ትመጸካ ጋል እሲ እንታይ ሒዝካላ ጥዒቲ ድያ ርግምቲ ትፈልጦ የለን ምዚኣ ይሕሸካ ሕማቅ ናብራ እበር ሕማቅ ሰብ የለን

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray9656 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፍናን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ካብ ቀደመይ❤
    ሎሚ ቁሩብ ፍኹስ እናበልካ እምበር😒😌

  • @EdenZeray-ei8po
    @EdenZeray-ei8po 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፈታዊትኩም እየ ከይትብኣሱ😍😍😍😍

  • @nebutewelde681
    @nebutewelde681 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስቅ በል የሕዋትካ ገዲፍካስ ናብ አምሓሩ መሕፈር ንዩቱብካ መሳርሒ አይትግበሮ ንሰብ

  • @דניאלהיגס
    @דניאלהיגס 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተዋረድና ማስ አካ ከ ክትምለስ ዋይ ካብ ሎሚ ኢንተርነት ኣይጥቀምን የ

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy8829 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እመስገን እንቃእ ተረዳደኩም ❤❤❤❤ ከምዚ እዩ ዘጸብቀልኩም

  • @TedrosHailemariam
    @TedrosHailemariam 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህደገና ያከ

  • @yoseabsulomon7344
    @yoseabsulomon7344 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ዩቱብ ገንዘን ክትበልዕ ኢልካስ ሓዳርካ ፋሕምባል ሲ ኣምላክ ከ ይቅበሎዶ

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ከይትፈላለዩ ንፈትወኩም ኢና❤

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንስኹም ን 80 ዓመት ከይትበኣሱ ውዕል ኣለኩም... ነቶም ዝበኣሱ... ኽትምህሩ ኢልኩም ኢኹም ትኾኑ... ቅነ 🤣🤣

  • @sededtihesm7800
    @sededtihesm7800 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፉናን ሓወይ ንምንታይ ኢኽም ፉቅርክም ኣብ ሜስሜድያ ተዉጽእዋ በጃኻ ኣብዚ ኣይተምጻኣዮ እንታይ እዩ መክሰብካ ንገዘብ ክትበልዕ ክትብል ፉቅሪኻ ከይትክስር ኣብ ገዛክም ኬንኩም ፉትሕዋ እንታይ ኢና ክንማሃር ሕጂ ካብዚ 🤔

  • @kesiehope1627
    @kesiehope1627 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    We hope, that you are both continuing your love

  • @waslagebremeskel5485
    @waslagebremeskel5485 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mis saron zeabekayo channel mis eza amhareyti tibelalu aleka😢

  • @NiyatBereket
    @NiyatBereket 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋውውውው ክልቴኹም ለባማት ኢኹም👍👍👍👍👍👍

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክልቴኹም ፍቅሪ ከምዘለኩም ተፍልጡ ኢኹም❤❤❤

  • @samiyemane-r6h
    @samiyemane-r6h 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Alwo do nay wedi ke 😂😂😂😂😂😂😂

  • @azmera7161
    @azmera7161 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Asesey fkrkum ybzah ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @ቃልክዳን-ዠ6ፈ
    @ቃልክዳን-ዠ6ፈ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አጆኹም ሸኮራተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞👍

  • @סלמויטממו
    @סלמויטממו 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብደንብይ ሐዝዮ ንምንታይ ንሰበየትይ ዘክብር ፍቅርይ ዝፈልጥ ሰብአይኪ እዮ አክብርዮ ያክብርኪ ተከባበሩ ተዋደድ

  • @habishsyodit5837
    @habishsyodit5837 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Yes ❤ desylal

  • @testtester7867
    @testtester7867 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Felem mesrah moytatka eya kale faten

  • @HayaaAbazzu
    @HayaaAbazzu 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅሩያተ ኣነስ ክፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MeronRisom
    @MeronRisom 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኢኹም😍😍😍

  • @LetinaAlemseged
    @LetinaAlemseged 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amhrna lmdka dadi ❤❤🎉

  • @HuXh-zf6xo
    @HuXh-zf6xo 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤💐💐💐💐💐konju yehwatey

  • @sunsun466
    @sunsun466 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዙ,ነገሮች,ናጋጥማል,እሱ,ሀይ,ሲሆን,አች,ውሀ,መሆንአለብሽ,እሱም,እሱም,እደዛው,እና,ችግሩን,ውስጥ,ጨርሳችሁ,❤❤❤❤

  • @tsedaltekie2127
    @tsedaltekie2127 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኩሉ ፡ ፍለጡለይ ፡ አንታ ተሰተር ልቢ ግበር ቆልአ አይትኩን ለብም ዋእ

  • @tirhasandemicael9909
    @tirhasandemicael9909 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤🙏🏾❤️

  • @MeronRisom
    @MeronRisom 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጽቡቃተይ❤❤❤

  • @Dembena
    @Dembena 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤wellcome fnaney

  • @BiniamAlay
    @BiniamAlay 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ እዚኣ ኦርጅናል ዝይኮነት ሮጅናል እያ ምሓረና መሃሪ ሓሳብ እንተሊካ ሓሳብካ ኣፍስስ እንተዘየለ ምሓረና ቀምሽ ኣደይ የሐንኪልኒ ፈናጅል ደገመኒ እናበልካ ኣይትረብሸና ጡሻይ፡ምላውስ፡ምሽቲ፡ኡቶናይ፡ጡስጡስ፡ልሓሲ፡በዳን፡ነታሕ፡ብጥብጥ፡መጣምዒ፡ኣንጭዋ 2 ዓንዲል እዚ ክብለካ ከለኩ ግን ከም ሓወይ ኣቅሪበ'የ እንተዘይ ተማሓይሽካ ግን ክጸርፈካ' ምክሪ ሓውካ ብደውካ ዩ ተጠቀመሉ😅😅😅😅😅

  • @almazhadgu5704
    @almazhadgu5704 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፍናነን አምላክ ናይ አፍካ ይሰምዕ ከይትፍላለዬ ተጠንቁ

  • @mendelayerey9224
    @mendelayerey9224 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Felaekum ybas tareku atehasasbakum gn des kbleka lebamat ekum 👍👍👍👍👍🥰🥰

  • @teklittsegay1817
    @teklittsegay1817 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good comedy keep it np.

  • @sabrnatey9080
    @sabrnatey9080 31 นาทีที่ผ่านมา

    Viw nemrkab mekanu teredini neru 😂😂

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዉይ ተመስገን በጃኹም ኣይትባኣሱ ❤❤❤❤

  • @Lemlem_Beyene
    @Lemlem_Beyene 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Asey lebamatey🥰🥰🥰

  • @soligualagame
    @soligualagame 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዛ ቆልዓ ዝክነ ደስ ዝብለካ ዘፍቱ ባህሪ ኣለዋ ግን ኣምሓሩ ስለዘይፈትዎም ተከሊሉ ኣይረኣየንን ነይሩ ኣዲስ ኣበባ ዕባይ ትግራወይቲ ኢያ ምስ ሰማዕኩ ትኩን ኣይትኩን ፅቡቁነታ ተራእዩኒ😁🤭

    • @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ
      @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ትግራወይቲ ምኾና መን ነጊርኪ😂😂😂😂

    • @soligualagame
      @soligualagame 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ ብፌስቡክ ኣብ ኮሜንት ሓንቲ ቆልዓ 😁😁

  • @ትርሓስፀጋይ
    @ትርሓስፀጋይ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምስ ይቅርታ ትግራወይቲ ትሕሸካ ውላድ ከይወለድካ ንሓለፍካ ዘይትዕብዮም ቀልዑ ኣይትድቀል ግዝያዊ ኣይትሕሰብ ቀፃሊ ሂወትካከ ትሓስብ ዶ

  • @MilenMili-g2b
    @MilenMili-g2b 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    First❤🎉

  • @elyasabdulkadr4688
    @elyasabdulkadr4688 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hasawi guhafe leba komal

  • @daniwedihager7708
    @daniwedihager7708 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @WintaAraya
    @WintaAraya 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😍😍😍😍😍😍

  • @SamrawitDesta-pv7fp
    @SamrawitDesta-pv7fp 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፍቅሪ እዩ ጥዑም ሽኮሪናታት

  • @rahelalmsged794
    @rahelalmsged794 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አነስ ፕራኖክዮ መሲሉን ናይ ብሓቂ ድዩ ኔሩ ባእሲ አብ ላይቭ

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu6781 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሕጂ ኤርትራዊት ሓዝ

  • @merigaltigray1814
    @merigaltigray1814 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉

  • @RobilRobil-t9w
    @RobilRobil-t9w 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Congratulations🎉❤️

  • @RastaRasta-eo6fg
    @RastaRasta-eo6fg 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዝኾነ ንዓኣ ጓል ያ የጸብቐላ ማለት ከምታ ቅድሚ ሕጂ ዝገደፍካያ ከይትግደፍ ሞ ግዳይ ከይትኸውን ንስኻ ኩሉ ኣሰራርሓኻ ሓያል ጥንኩር ፍቕሪ ክትምስርት ትኽእል ሰብ ኣይኮንካን

  • @FevenTekle-dd7ml
    @FevenTekle-dd7ml 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክልተ ለባማት ኢኹም ኣጆኹም