ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዋዉ ምስ ራሄላ ተጓዒዘ ነቢዔ ተሓጊሰ❤ 100% ንተራኺ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታን ልዕሊ ኩሉ ድማ ብሉጽ ኣናብባን❤🇪🇷❤
ዝፈትዋ መጽሓፍ የቐንየልና መምህር!
መምህረይይይ ዕድመን ጥዕናንንን የሃብካ ሓንጎልና ዘሐድስ ድምጽካ ካብ ቡዙሕ ሓሳብን ጽምዋን የገላግለና ኣሎ ሰዉደልና መታን ነዓና ክትጠቅመና ዝያዳ
Nay behaki btaemi xibkti mexihaf N xibuk trekan ❤❤❤❤❤❤
Newehu hawey
Thanks memhr mokie
Xubuk nbabb mehari zanta thanks ❤❤❤❤
Semak enber ezi geze mebakeni eyu hawey so be heser zeble eti kekendi hasabat akreblina please thanks ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ሓያል ሰብ ራሄላ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wawwwww btami xbqti zanta rahiela nay bhaqi ade tesfa
WONDERFUL ❤
Memhr kuburn abye seb tmhrtka wetru ayfeleyen admen tanan yahabka fetari
Very captivating story!Excellent job Habtom.🎉🎉🎉
ኣስገራሚ ዛንታ ❤❤❤ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ
Wawwwww 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 xubuki mezazemi
መምህረይ ማማታቱ ዘይኮነ ዝብሃል ማታቱ እያ Thanks
❤❤❤❤❤
ኣነስ ዝያዳ ድምጽኻ ክሰምዕ እየ ዝሰምዖ 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸
Waw it’s very very interesting , very much and good luck ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Thank you ❤️
❤
👍👍👍🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Kenya ዓደይ❤
ኣዝያ መሳጢትን ናይብሓቂ ተስፋኻ አተሕድስን ዛንታ መምህረይ ምስ ኣዝዩ መሳጢ ኣናብባ,ክቡር ደራሲ ሓው ሃብቶም ድማ ብርዕኻ ይሰስን ናይብሓቂ ብዙሕ ተማሂርና,መምህረይ ኩሉ መደባትካ ይከታተሎ አየ,ኣዝዩ ጽፉፍን ምሃሪ ዝኾነ መደባት ኢኻ ተቕርበልናብፍላይ ኣብዚ ናይ ማሰን ዳህሳስ መጽሓፍቲንአትገብሮ ብሓፈሻ ኩሉ መደባትካ ምሃሪ ኣናቓቓሒን አዩ አሞ ኣዚና ነመስግን ኣብ ስራሓካ ኣሳልጦ ይሃብካ ከም ወትሩ ነመስግነካ, አዛ መጽሓፍ ኣብ ሰማያት ኣላትካ ዶ ?
Thanks ykalo eza mexhaf yelan ab edaga
Btaemi des zebel zanta
Wawwww ተስፋ ሓንቲ ካብተን ኣዝየ ዘድንቀን መጽሓፍቲ እያ ኔራ ኣጀማምረአ ግን ረሲዕያ ግዲ ኮይነ ኣዲስ ምስ ኣተወት ጥራይ ዝጀመርኩማ ኮይኑ ተሰሚዑኒ መም/መኮነን 2003 ከባቢ እየ ኣምብበያ ኔረ.❤❤❤
2006
Azye zfetwa lbi weled xbuk medeb memhr mokonen
Good job❤
Selam amelak mesakum yekunEza zanta des elatene tegeds semeya ab serhey kune hansab mesum nab 🇰🇪 yekeyd hasba sery kem zelku yezker ❤❤❤Anbabe keman des zebel kulu geze ey zektatelka kexelo 1 heto alaten heje rahel yemanen abey alwu?
ማዚዎ ጡዑም እዩ ምስ ለመድካዮ
Full shift semi eya wediaya btaemi mesatit zanta
ሰላም ነዓካ ይኩን ሓውናን ኣያናን መምህር መኮነን፡ኣነ ኣደ ካብቶም ወትሩ ዝከታተሉካን ዘድቁካን እየ። ብእተቅርቦ ትሕዝቶ መደባትካን ብቅዓትካን ከምኡ ውን እቲ ክትሰምዖ ዝዕድመካ ድምጽካን ክእለት ኣቀራርባካን ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን።በዚ ኣጋጣሚ እዛ ልብወለት ተስፋ ተከታቲለ ወዲኤያ ኔረ ቅድሚ ሕጂ፡መሳጢትን ሰሓቢትን እየ ዘይሰማዕኩማ ወይ ዘየንበብኩማ ክትሰምዕዋ ይዕድመኩም።ናተይ ሕቶ ከኣ ንመምህር ሞኬ፡ቅድሚ ሕጂ ዝተከታተልኩዋ ሓደ ፍጥረት ኣብ ክልተ ዓለም ተመሊሰ ክሰምዓ ደልየ ክረክባ ግን ኣይከኣልኩን።
Selam Sami yeqenyeley kibret yhabeley yemesgneka. Hade Fitret Haqika terguamia Eleyuley eluna alinayaa ena. bfqadus tesemamienan ena giernaya nierna gn eleyuley eluna tealya eya newih giera.
❤❤❤❤❤bhaqi xbqti eya gn ???
❤❤❤❤😂😂😂😂😂
Aya Moke kem kulu xbuq srah qexlelna bzkaleka Abi kbri ygbaka
እዛ መጽሓፍ ብዛዕባ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣብ ኢትዮጵያን ኬንያን ዘሕለፈቶ ትገልጽ ድያ እንተዘይ ተጋግየ
selam zemen semieka eti melsi kitrekbo tkeel eka
የቀንየልና mosaic bahli ነዛ መጽሓፍ ክረክብ ዘይፈሓርክዎ የለን. ነዛ መጽሓፍ 2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ማእሰርቲ እየ ረኺበ ኣንቢበያ: ምስ ኣንበብኩዋ ንራሄል ብናተይ ከም ካራክተር ኣብ ሓሳበይ ዘቀመጥዋ ክሳብ ሎሚ ክረክባ ኣይከኣልኩን:: 2018 ጥሪ ኣነ ዉን ጉዕዘይ ጉዕዞ ራሄል ጀመርኩዎ ኣዲስ ሻሸመኒ ሃዋሳ ሓሊፈ ሞያለ ኣተኹ. ሞያለ ዶብ ኢትዮጵያ ኬንያ ምዃና ኣብዛ መጽሓፍ እየ ዝፈለጥኩዋ. መሬት ኬንያ ምስ ኣተኹ ዉን " ራሄል ዝደፈረ ጫካ መሬት" በልኩ:: ግን ደራሲ ብከመይ ክረክቦ ይክእል?
selam weldeab thank you mis Habtom kerakeba ykeel ykeel eye email moka7842@gmail.com wey quxri silki whats up 016162726546 xehafeley haberieta kihbeka
😂😂😂😂😂😂
Galtam kb teshki zaytmhar
ዋዉ ምስ ራሄላ ተጓዒዘ ነቢዔ ተሓጊሰ❤ 100% ንተራኺ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታን ልዕሊ ኩሉ ድማ ብሉጽ ኣናብባን❤🇪🇷❤
ዝፈትዋ መጽሓፍ የቐንየልና መምህር!
መምህረይይይ ዕድመን ጥዕናንንን የሃብካ ሓንጎልና ዘሐድስ ድምጽካ ካብ ቡዙሕ ሓሳብን ጽምዋን የገላግለና ኣሎ ሰዉደልና መታን ነዓና ክትጠቅመና ዝያዳ
Nay behaki btaemi xibkti mexihaf
N xibuk trekan ❤❤❤❤❤❤
Newehu hawey
Thanks memhr mokie
Xubuk nbabb mehari zanta thanks ❤❤❤❤
Semak enber ezi geze mebakeni eyu hawey so be heser zeble eti kekendi hasabat akreblina please thanks ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ሓያል ሰብ ራሄላ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wawwwww btami xbqti zanta rahiela nay bhaqi ade tesfa
WONDERFUL ❤
Memhr kuburn abye seb tmhrtka wetru ayfeleyen admen tanan yahabka fetari
Very captivating story!
Excellent job Habtom.🎉🎉🎉
ኣስገራሚ ዛንታ ❤❤❤ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ
Wawwwww 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 xubuki mezazemi
መምህረይ ማማታቱ ዘይኮነ ዝብሃል ማታቱ እያ Thanks
❤❤❤❤❤
ኣነስ ዝያዳ ድምጽኻ ክሰምዕ እየ ዝሰምዖ 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸
Waw it’s very very interesting , very much and good luck ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Thank you ❤️
❤
👍👍👍🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Kenya ዓደይ❤
ኣዝያ መሳጢትን ናይብሓቂ ተስፋኻ አተሕድስን ዛንታ መምህረይ ምስ ኣዝዩ መሳጢ ኣናብባ,ክቡር ደራሲ ሓው ሃብቶም ድማ ብርዕኻ ይሰስን ናይብሓቂ ብዙሕ ተማሂርና,መምህረይ ኩሉ መደባትካ ይከታተሎ አየ,
ኣዝዩ ጽፉፍን ምሃሪ ዝኾነ መደባት ኢኻ ተቕርበልና
ብፍላይ ኣብዚ ናይ ማሰን ዳህሳስ መጽሓፍቲን
አትገብሮ ብሓፈሻ ኩሉ መደባትካ ምሃሪ ኣናቓቓሒን አዩ አሞ ኣዚና ነመስግን ኣብ ስራሓካ ኣሳልጦ ይሃብካ ከም ወትሩ ነመስግነካ, አዛ መጽሓፍ ኣብ ሰማያት ኣላትካ ዶ ?
Thanks ykalo eza mexhaf yelan ab edaga
Btaemi des zebel zanta
Wawwww ተስፋ ሓንቲ ካብተን ኣዝየ ዘድንቀን መጽሓፍቲ እያ ኔራ ኣጀማምረአ ግን ረሲዕያ ግዲ ኮይነ ኣዲስ ምስ ኣተወት ጥራይ ዝጀመርኩማ ኮይኑ ተሰሚዑኒ መም/መኮነን 2003 ከባቢ እየ ኣምብበያ ኔረ.❤❤❤
2006
Azye zfetwa lbi weled xbuk medeb memhr mokonen
Good job❤
Selam amelak mesakum yekun
Eza zanta des elatene tegeds semeya ab serhey kune hansab mesum nab 🇰🇪 yekeyd hasba sery kem zelku yezker ❤❤❤
Anbabe keman des zebel kulu geze ey zektatelka kexelo
1 heto alaten heje rahel yemanen abey alwu?