ገጂ ይወፅእ ኣለኩ ብዘይ ሓዳር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 179

  • @xoxo6996
    @xoxo6996 หลายเดือนก่อน +20

    በይዛካ ባባ እወይ ናይ ቤተ ክርስትየን አቅስቲ ልለብስዎ ምስ ቆቢዑ ምስ ፅላሉ ናይ ዓሰርተ 2 ቅዳስየ ጠይቀለይ ገዚእካ ንቤተ ክርስትየን ተብፀሓለይ ስለ ዝደለኩ እየዋ❤❤በይዛካ ተገዲስካ መልሰለይ

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe หลายเดือนก่อน +17

    እዚ ናይ ኣቁሑት ገዛ ግን ክኸብር ኣፍቲ ትኸዶ ዘለኻ ዓዲ ድማ መባልዕትኻ ይኹን❤❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน +2

    አብቲ ድኳን ናይ ቅዱሰ ገብሪኤል ሰእሊ ኣድህኖ አሎ ቅዱሰ ገብረኤል ይሓልኩም ይሕልየና❤

  • @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ
    @ነፃነትአርጋዊጎልተዋህዶ หลายเดือนก่อน +7

    ክግምትዶ ዓዲ መቀለ ካ ትከድለካወዶ ❤🎉❤ ድሕሪይ ጎጂ መቀለ ሓዳር ይግበረልካ❤🎉❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 หลายเดือนก่อน +5

    ኣይ ባቡ ፈሊጥካስ😂 እቲ መጻረዪ ማይስ ፈትፊትካ ተትበልዐሉ ያ 😂 ኣነ ዉን ምሳኻ ኣለኹ ብጸባ ፍትፍት😂
    ደስ ትብል እታ ናይ ማይ ❤
    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣጆኻ ኩሉ ሓደ ዩ ሕልፈቱ ፈጣሪ ንዓኻ ዝበላ ፈሪሃ እግዚአብሔር ዘለዋ እንተኾይና እታ ንስኻ እትበልዓ ሓንቲ እንጀራ እያ ትኣኽለኩም ሓዳር እናፈርሐ መንእሰይ ዕልምልም ይተርፍ ኣሎ ጠንካራ ዩ ዝገብረካ ሓዳር ።👍

  • @abrhamesfin7205
    @abrhamesfin7205 หลายเดือนก่อน +10

    ሰናይ ጉዑዞ ይምነየልካ ማአርግ ሓወይ♥️♥️♥️

  • @Seniseniii
    @Seniseniii หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ናብ ዝዘርካዬ ይከተልካ ባቡ ሓወይ

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x หลายเดือนก่อน +2

    ሰናይ ጉዕዞ ይግበረልካ ባየይ ማዓረይ❤❤🎉🎉

  • @lokas1112
    @lokas1112 หลายเดือนก่อน +9

    ማግዋ ካብ ሕዝ ጉጅኻ ኣይወፃእኻይ ድኻ ነይርኻ ግድን ሓዳር ኮ ኣይኮነይ ማግዋይ ብዝኸን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

    • @TesfayFkr-b4w
      @TesfayFkr-b4w หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሓላልይ❤

  • @سارةالحبشة
    @سارةالحبشة 21 วันที่ผ่านมา +1

    ገዛካ ኣርእየና ስፖርትለ ስራሕ ብራዘረይ

  • @hhgg856
    @hhgg856 22 วันที่ผ่านมา +1

    ይሖሸካ ካብናሎሚ ሓዳር ንሮ ከብሩ ማለተይ እየ❤❤😂😂😂😂😂🤣🤣

  • @YirgalemG.tsadik
    @YirgalemG.tsadik หลายเดือนก่อน +2

    እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን መዓርገይ❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 หลายเดือนก่อน +2

    ሰናይ ጉዕዞ ይግበረልካ ባቡ ሓወይ 🙏❤

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh หลายเดือนก่อน +3

    welcome ድሙብሽብሽየ😘😘❤❤❤❤❤የቀንየልና ከዓ

  • @Cgd-l2s
    @Cgd-l2s หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ጉዕዞ ይግበረልካ እመብርሃን ምሳካ ትኩን ዝሓወይ ❤❤❤❤

  • @ናርዶስ
    @ናርዶስ หลายเดือนก่อน +2

    ሰናይ ጉዕዞ ዛሕውና❤❤❤❤❤❤

  • @ኣዛ
    @ኣዛ หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም መንገዲ ይግበረልኻ❤❤❤

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ን ቅሳነትን ጉዕዞ ይግበረልካ ❤❤❤❤❤❤

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm หลายเดือนก่อน +7

    ዋውው ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ ናይ ፍረጂ እውን ኣምፅኣልና
    👉ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ

  • @gabrikonjo5425
    @gabrikonjo5425 หลายเดือนก่อน +2

    ባብዋይ ሰናይ ጉዕዛ💝♥️

  • @Cgd-l2s
    @Cgd-l2s หลายเดือนก่อน +1

    ኣቁሑ ገዛ እኳ ፅዋ የብሉን ኩሉ ከቢሩ ኢዩ ❤❤❤❤

  • @Gezaeit
    @Gezaeit 21 วันที่ผ่านมา +1

    Meargey mearey ❤️❤️❤️❤️❤️😍😍gebuz zgoytaway 🤴🫶

  • @عحك
    @عحك หลายเดือนก่อน +1

    ባቢየ ሓሳብ ልቢኻ የስሚረልኻ ዝያዳይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @OkKo-w4f
    @OkKo-w4f หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም መንገዲ❤❤❤

  • @aaaabbbb3894
    @aaaabbbb3894 28 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ፈጣሪ ኣብ ዙርያኻ ይኹን ሓዊተይ🙏😘

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana 22 วันที่ผ่านมา +1

    ባቡ ሓወይ ቀፅለሉ🥰🥰🥰🥰

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይ ጉዕዛ ይግበረልካ ❤❤❤❤

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይ ገዕዞ ቦባ ሓወይ 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Hffhhhffh
    @Hffhhhffh 29 วันที่ผ่านมา +1

    ባቡ ፅሩይ😘💖

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 หลายเดือนก่อน +2

    ሰናይ መንገድ መዓረይ ❤❤❤❤

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 หลายเดือนก่อน +4

    አነሰ ሰንቢደ ጣውላ 400 ካብ ዝብሉ እረ ዘንድሮ 🤔

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይ ገዕዞ ቦባ ሓወይ❤❤❤❤❤🥰

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl หลายเดือนก่อน +2

    ጉጂ የወፃእካን ዲካ ክሳብ ሐዚ ባቡ ጉጂ ኮ ግድን ሓዳር የኮነይ ናይ ወንዲላጤ ለ ኣሎ እዩ😂😂😂😂😂😊😊😊❤❤

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 26 วันที่ผ่านมา +1

    ባቡዋይ ምስኪን❤🎉

  • @TrhasAlemat
    @TrhasAlemat หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይ ጉዞ ዘሓወይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @JamelahM-w2w
    @JamelahM-w2w หลายเดือนก่อน +1

    ዋይይ እቁሑ ገዛ እዝግየ ጣውላ 400😮😮

  • @DiDu-px3rm
    @DiDu-px3rm หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ ላበይከ ትወፅእ ንገረኒ እስቲ😂💖💖💖💖😘

  • @اثيبويهاثيوبيه
    @اثيبويهاثيوبيه หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ዛን 03🥰

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ብምንታይ ዲኻ አማ ናሰረሕካ ነይርካ አቁሑቲ ከዝ ቲገዝአለካ

  • @abrhamesfin7205
    @abrhamesfin7205 หลายเดือนก่อน +1

    ጣውላ 400 ያዉይይይ እሪይ በል ዘብል ድአ አብዚ እንዶ አሎን😂😂😂🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️

  • @hiwaen
    @hiwaen หลายเดือนก่อน +1

    ቧቡ ኣነይ ባ ባጃጀ ሓደ ዲና ንከፉል 😁😁😁

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ หลายเดือนก่อน +1

    መቀለ አዩ ፍሉጥ

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 หลายเดือนก่อน +1

    Meriaka meaz eu?

  • @hyhy1221
    @hyhy1221 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ግዕዛ ባቡ ወይ ❤❤❤❤❤

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 หลายเดือนก่อน +4

    ጉጂ ዘይኮነ ዝበሃል ወገነይ ጎጆይ እዩ ዝበሃል

    • @GooklFookl-qo1nd
      @GooklFookl-qo1nd หลายเดือนก่อน +1

      ጉጂ እዩ ዝበሃል ዛምበይተይ ከምኡ እዩ ዝፍለጥ ውቕሮ 😂😂😂

    • @ዉዉዋ
      @ዉዉዋ หลายเดือนก่อน

      ኣይ አንካዓ ዉቅሮ ናባዕሉ ላዛ ለይህልወ​@@GooklFookl-qo1nd

    • @liliaregawi-ll5oz
      @liliaregawi-ll5oz หลายเดือนก่อน +1

      ​@@GooklFookl-qo1ndሓቂ ጉጂ

  • @እልሻዳይእካአምላከይ
    @እልሻዳይእካአምላከይ หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ክስብከዚ ጉጂ የወፃእካይ😂😂

  • @ሸዊትጓልውቅሮ
    @ሸዊትጓልውቅሮ หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውፅብቅዚሓወይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 หลายเดือนก่อน +1

    ባቡ ሓወይ ጀበና ከ😁

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @محمد-ل9ت
    @محمد-ل9ت หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 22 วันที่ผ่านมา +1

    🌺🌺🌹❤🌹

  • @IySg
    @IySg หลายเดือนก่อน +2

    መቀለ ኢካ

  • @Salamah-of5gs
    @Salamah-of5gs หลายเดือนก่อน +2

    ደሰ በሃሊ❤❤❤❤❤

  • @etdhgsg3879
    @etdhgsg3879 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie หลายเดือนก่อน +2

    Des bahaliy

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ หลายเดือนก่อน +1

    ብራክ እያ 😂❤❤

  • @Mebrhittnsua
    @Mebrhittnsua 29 วันที่ผ่านมา

    ማኣርገይ መጀመርያ ሰላም መንገዲ ናይ ሰላም ለውጢ ይግበረልካ !!
    ሓደ ነገር ክብለካ ዝደሊ ግን ኣብቲ ናይ ኣቁሑት ዘሎ ዋጋ ኣፀቢቅካ video ተትሰረሐልና ፅቡቅ ነይሩ ልምንታይ ? ካብ ሳኡዲ ብ ካርጎ ኣቁሑ ንልእክ ኢና በተለይ ኮንቦርታ, ምንፃፍ(ኮንፈርት) ከምኡ ውን ናይ ገዛ ኣቁሑ ስለዚ መኒኡ ከም ዘዋፅእ ምእንቲ ክንፈልጥ ናይ ኩሉ ኣቁሑት ዝርዝር ዋጋ ተተቅርበልና ፅቡቅ ነይሩ ተደርዳሪ ስልጣንያ፣ተደርዳሪ ድስቲ፣ናይ ሓደ በጊዕ ዘስርሕ ድስቲ፣ዳብል ፌስ ኮንበርታ ወዘተ.....

  • @MelasuReday
    @MelasuReday หลายเดือนก่อน +1

    ውው ደሰ ባሃሊ ❤❤❤❤❤❤

  • @SarahBaraki
    @SarahBaraki หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @VvVv-ur9wh
    @VvVv-ur9wh หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤ቅፀልሎ❤❤❤

  • @SalamSp-i7g
    @SalamSp-i7g หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @yonasmehari1997
    @yonasmehari1997 หลายเดือนก่อน +1

    Wa kisab lome ke abey xenihka fezaz yala hadarka giber debar

  • @lokas1112
    @lokas1112 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ደስባሃሊ ማግዋ ፍሪጅ እውን አምፀእልና

  • @AminaTigray12
    @AminaTigray12 หลายเดือนก่อน +1

    ልስመር ይኹን ኣብሻ

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @arebtaemieyetenadidenrechr3813
    @arebtaemieyetenadidenrechr3813 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️🙏💞💞💞

  • @bchdydy-dp3qj
    @bchdydy-dp3qj หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @selugaltigray6987
    @selugaltigray6987 หลายเดือนก่อน +1

    ዋጋኣ ክንደይ እያ እታ ናይ ማይ መልሰለይ

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂 ቀላዲ ንዓናለ ከምኡ እዩ ዕዳግኡ

  • @ejbhh-uj5yf
    @ejbhh-uj5yf หลายเดือนก่อน +2

    ያውይ 3000😭😭😭50ሪያል እያ እኮ ይቅረ በልለይ ሳኡዲ

  • @لملم-ب2ط
    @لملم-ب2ط หลายเดือนก่อน +1

    ባብዋይ.❤❤❤

  • @Samri-p4f
    @Samri-p4f หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉

  • @SamriBerhe-m6c
    @SamriBerhe-m6c หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana 8 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉

  • @ተመስገንአምላኬስራኤል
    @ተመስገንአምላኬስራኤል หลายเดือนก่อน +1

    ባብዋይ❤❤❤

  • @drtt2855
    @drtt2855 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤😘

  • @Meri-mv7by
    @Meri-mv7by หลายเดือนก่อน +1

    ግን ጉጂ ድዩ ዝብሃል ሰብ ኮሜንት መልሳለይ

    • @rahealraheal1881
      @rahealraheal1881 หลายเดือนก่อน

      እወ ጉጂ እዩ ዝበሃል ሓዳር ክትወፅእ ከለካ

  • @ejbhh-uj5yf
    @ejbhh-uj5yf หลายเดือนก่อน +1

    ባቡዋኒ

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍

  • @MariamSorry-m6q
    @MariamSorry-m6q หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @Sallam-i5p
    @Sallam-i5p หลายเดือนก่อน +1

    🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🙏🏼🙏🏼

  • @ዛይድ-ጀ4ኰ
    @ዛይድ-ጀ4ኰ หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤😂

  • @QsKn-c9w
    @QsKn-c9w หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤6

  • @HshdEuyr
    @HshdEuyr หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @SmerahHbashe
    @SmerahHbashe หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ሃይሚ.16646
    @ሃይሚ.16646 หลายเดือนก่อน +1

    ትመርዐይ ዶ😂🎉

  • @TuluEnt
    @TuluEnt หลายเดือนก่อน +2

    Knafkeka eye 😞😞😞

  • @mirimiri-w7o
    @mirimiri-w7o หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @GjSs-i6i
    @GjSs-i6i 18 วันที่ผ่านมา

    😂❤❤❤❤

  • @hellodhaka2995
    @hellodhaka2995 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MaryamY-uj3mq
    @MaryamY-uj3mq หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉😂😂

  • @Mesi-d3g
    @Mesi-d3g หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @AsAs-uc2fi
    @AsAs-uc2fi หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኪ
    @ተመስገንኣምላኪ 20 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @JvtDge
    @JvtDge หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KopiKiabd
    @KopiKiabd หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BhdHhjx
    @BhdHhjx หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉