It's an absolutely that we love our country but their are not right there who live advantages/ disadvantages that's why it's incorrectly so annoying an management there. People are fewer honest & dishonest that's why disappointing that majority of crisis &suffering loyalty people Tigray. GOD BLESS PEOPLE ALL.
You are a real and excellent tigraway. Keep on going
Long live Weyane wudib 🟥🟨💪🏽💪🏽
አነ ዝገርመኒ ንምንታይ እና ንድንቁር ሕዋሐት እቲ ካብህዝቢ ዘይ ሀደመ እዩ ጌታችው ካብ ጉባኤ ዘሐደመ ገበነኛ ስለዝኾነ ኣብሐፋሽ ጉባኤ ኣይሳተፍ ክብልኮሎ ግዜ ተዋህቦም ክመለሱ ኣይካኣሉን ብምንም ሕዋሐት እንትብል ተቀባልነት የብሉን ካብ ህዝብን ውድብን ተስጉጉ እዩ ግን ስጋዕ ካልእ ዝትካእ ንታግዜ ክጥቀመላ ክኢሉ አሎ
ኣለና ኢና ወዲ ዓበይቲ 🙏
Thanks!
🎉🎉🎉🎉❤❤
TIGRAY TSIER ❤️💛
ኣብዚ ሰፍዓቲ program ተትሰር ይላቦሕጂ ለሎ ኩነታት ንሕዝብና ብጥዓሚ የስግዩ ንዕና የለናሉን ኣይንድግፍን ምባል ጥራይ ኣየድነናንዩ ናይ መጀመርታ ትልሞም ብዘይ tdf ባሕሪ ከምለይረክቡ ኣፀቢቆም ይፈልጡዮም ሕዚ ንምግባር ድማ ልተወቕዓካ መሲልካ ናብ ማዕከል ትግራይ ምሻሽ ኣብ ከተማታት ኣብ ማዕከል ሕዝቢ ምዕታው ሕዝብና ብሻቢያ ሰራዊት ክውቓ ምግባር ደሓር ድማ ሕዝቢ ብስምዒት ክዓቱ ብምግባር ደጀንን ተዋጋዒ ሓይሊ ልኮኖ tdf ምርካብ ብደም መንሰይ ትግራይ ኤርትራ ቀጥቂጥካ ባሕሪ ምርካብዩ አብይ ባሕሪ ሕንድዕር ረኪቡ ትግራይ ታይ ትርባ ተበልና ድማ ብናተይ ሪቶ 0*100ዩ ልከውን /ሓደ/ መለስ ልሸጦ ባሕሪ ኣነ ኣምሰልክዎ ይብል /ካልኣይ /ዉሊ ጵሪቶሪያ ናብዜሮ ይኣቱ መንቀሳቀሲ ካርታ ለይብሉ ይተርፍ/ ሳልሳይ/መሬትና ከይተመልሰ ታይ ተምፅዉ ታዳንኩም ይብለና ኣነየ ሓያል ይብል ኩሉ ናይ tdf ዓቅሚ ይደክምዩ ራብዓይ ናይ መጀመርታ ተደማፅነትን ድጋፍን ይረክብ ስለዚህ ትግራይ ምስ ቐታሊ ዓዲ እንድሕር ደጊፋ ምንም ልትረክቦ ረብዓ የለይ ከምናተይ ሪዒቶ ሕዝብ ትግራይ ይኩን መራትና ክገብርዎ ለለዎ ነገር ተሓልዩ ብምሽጥር ንሻቢያ ደጀን ብምኳን ናይ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክውቕዓን ናይ ኣብይ ሕልሚ ክፈሽል ምግባርዩ ታይ መክሰብ ንረክብ ቀዳማይ/ምስ ኤርትራ ክንዕረቅ ዒና ዳግማይ ደም ኣይንቃባዕን/ ካልኣይ/መሬትና ብቐሊሉ ይምለስ ሕዝብና ዕፎይታ ይረክብ ሳልሳይ ንግድን ምትዕስሳርን ወደብ ይዕልወና ብዛባ ባድማ ለይኮነስ ብዛባ ወደብ ሕዝቢ ትግራይ የውግ/ሳልሳይ/ብቀሊሉ ሀገረ ትግራይ ትገሓድ ዕውን ትከውን
ብሕቂ ስበአይ ኢኻ ህዝቢ ትግረይ አዩ ዝዓቢ መረገጺኻ ኩሉ ግዜ ንጽሩ አዩ ብዓል ጽዳቅን ጉጂለ ብሕቂ አዩም ዝሕዝኑካ ንህዝቢ ትግረይ ድቁን አዚ ዲዩ ውዕሎቶም ክምዚ ዓይነት ክድዓት ዝገረም አዩ ህዝቢ ትግረይ ግና ሕጂ ምስ ወድቡ አዩ ዝዓስል ዘሎ ኑሱ አዩ ውን አቲ ፍታሒ
❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤💯👍
ከምዙይ ዝበለ ሓሳዊ መደናገሪ ማፍያ ትግራይ ገጢሙዋ ኣይፈልጥን ከምዙይ ዝበለ ካሓድቲ ናይ ትግራይ ስነልቦና ዘይብሎም ፉጡራን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ህዝቢ ትግራይ ከሽከሞ የብሉን።
❤❤❤
❤ ❤❤❤
🎉
ቀሺ ካቶሊክ ፖለቲከኛ ምኳኑ ዘይፈለጥና እስቲ ዳሐን ንቫቲካን ክንሐትት ክንፍትን ኢና ብስእሊን ብቓልን አደጊፍና ክነቕርባ ኢና መልሲ ከምንረክብ እውን አይጠራጠርን
ግምምትን ኮራኹሮምን ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ካብ 17 ዓመት ህዝቢ ትግራን ናይ ኸዚ TDF ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ደምሲሶም ከጥፍኡ. ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ጀሚሩ ክሻብ ተጋደልቲ TDF. ክፃረፉ ይውዕሉ ትግራይ መቓቒሎም ብኣውራጃ ወረዳ ቁሸት ከጥፍኡ 😳
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
አብ እርጋኑ ናይ ሸዋ ተለአኪ ፈሕፈሪ ተጋሩ ዝመኽሮ ሰብ ደስእኑ።
ሰላም ሓውና ብስሩ ኸ እንጌታቸው መላእ ትግራይ ንህዝቢ ባጫ እዮም ኮ ዝዛረቡ ዘለው ገበነኛታት እናሰደዱ ስ ዝጨፍጨፉ ብስሩ ኸ ሕፍር ይበሉ ጠላማት ካሕዶ ዘወር ይበሉ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪✊
ጨርቃን ዝሰናደወን ሚድያታት ኩለን እተን ሐሰውቲ ዕሱባት ብባጀት ትግራይ ዝተገዝኡ ካዳቸውን ፀይቃምን ዝደለዉዎም ሽዩጣት ንሪኢ አሎና
It's an absolutely that we love our country but their are not right there who live advantages/ disadvantages that's why it's incorrectly so annoying an management there. People are fewer honest & dishonest that's why disappointing that majority of crisis &suffering loyalty people Tigray. GOD BLESS PEOPLE ALL.
ፃድቃን ከዳዕ ጉሒላ ጠቂ ህዝቢ ትግራይ መዋእሉ ብሸርን ተኮልን ዕድሚኡ ዝወደእ ትግራይ ሓሚሱ ክሞት ለይትን ቀትር ይፅዕር ንጥፍኣት 🙉🙄
Better late than never 😅
T.O.
አምራራሓX . . . ኣመራርሓ ወይ መራሕቲ
እቶ ጌታቹው ረዳ ቨእጭሪ እንታይ ልክ አይድለህም ህዝቡን እንደገና ችግር ውስጥ እንዲገባ እያደረክ ነው ትግራይን እልፍ ተርፎም ኢትዮጵያን መምራት የሚችል ህወሖት ብቻ ስለሆነ እባክህ በአባይ የስይጣን ፈረስ ላይ ተቀምጥሃል እና ጥልቅ ብልህ አስብ ሥልጣን ክፈለግህ እብይ ጋ አብረህ ውድቅ
ረሳሕ ዘረባ ጻድቃን መሕዘኒ ሰብ ሰባት ይመስሊና ነይሮም ጉድኩም ተፈሊጡ
🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤