መበል 6ይ ክፋል ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርን ተጋድሎ ሓርነትን ብሓፈሽኡ ኣብ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ዘተኮረ ዕላል ምስ ተጋዳላይ ሞኮነን ዓንደሚካኤል ክህልወና እዩ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 28

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว +5

    Tv meley Thanks go ahead

  • @habtezay650
    @habtezay650 ปีที่แล้ว

    Anbesa eka aboy Mokenen

  • @T.Michael-e1k
    @T.Michael-e1k 4 ปีที่แล้ว +3

    The first

  • @thegreatwall3393
    @thegreatwall3393 4 ปีที่แล้ว +2

    Yes Mesfin is a wise layer and killer!!!!!

  • @keleteasfaha3462
    @keleteasfaha3462 3 ปีที่แล้ว

    ወኒ ሃገራወነትት እዩ ንሜዳ ወጺኤ በሎ።

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    TV MELEY
    እንታይ እዩ ዕላማ ናይዛ TV?

    • @amanokubat8639
      @amanokubat8639 2 ปีที่แล้ว

      Suke eko sebuk eu zeweale ynegreka alo

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    እዚ ሰብኣይ ሓንቲ ዝፈልጦ ነገር የብሉን
    ንባዕሉ ለኽባጥ መትከል ዘይነበሮ ሰብ እዩ ዝመስል
    ንቕሓት የብሉ
    ፍልጠት የብሉ
    ሓቅነት የብሉ

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople2135 3 ปีที่แล้ว

    አስማት ምጥቃስ እሞ እቲ ቀንዲ አድላይነት ናይ ታሪኽ እዩ:: እንተዘኮይኑ እቲ ታሪክ ክትአምኖ ከጠራጥር እዩ::

  • @keleteasfaha3462
    @keleteasfaha3462 3 ปีที่แล้ว

    አንቱም ሰባት ምአስ ኢና ጸላእትና ተረዲእናን ፈሊጥና ብሕብረት ክንምክት ንጅምር?ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ማለት ህዝባዊ ግንባር ባርነት ኤርትራ እዩ። ትካል ስለላ መርብ ሲአይኤይ እዩ።

  • @betielmussie2326
    @betielmussie2326 4 ปีที่แล้ว

    ዝኸበርካ ኣቦና ቀጽሎ

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    Meley
    ኣብ ገዳርፍ ኾንካ ዲኻ ተሌፎን ትቕበል ዘለካ
    ብጀካ ሓደ ካልእ ሰብ ዘይዛርብ ተሌፎን ሒዝካ ቅድሚ ምምጻእካ: ዝበለጸ መስመር ክትሕዝ ኔርካ

  • @haisemshifa4347
    @haisemshifa4347 3 หลายเดือนก่อน

    kulu neza hager waga zekefele credit yegebeo eyu gebha yekunu shaebia abti mesreh nai kalsi gegatat neru entekoinu bekilitiu wegen bahriawi eyu ane ab hezbena zeiteredeani sheger ala arab nai aslam terai koinu eyu zesemeom aserte gize arebawit arebawit quanqua meredadei eyu kalie serah yebelun amena racist aiiitekunu eritrea aslamnan christianan behabar nenebrelan kenebrelan ena tekebabirna kabu halifu gen ab sheger keiteatwena eza waga zetekefletla hagerna.

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 ปีที่แล้ว

    ጀብሃ = መሰረቱ እስላማዊ ዓረባዊ ኤርትራ ።
    ሻዓብያ= ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 8 หลายเดือนก่อน

    ሻዕቢያ እዚ ኹሉ ጭካኔ ካበይ አምፂኦሞ ዞም ጠላማት ጨካናት አታ አታ ንፁሀን ደቂ ሰባት ብማይ ውዑይ ለብሊብኩም ክትቀትሉ ንፁሀን ሰባት እታ ዐዲ ፈፂሙ አይሓልፈላን እዩ አራዊት
    አብ ትግራይ ዝገበርኩሞ ቀሊል እዩ ንዐኹም ጨካናት እዋእእ
    ኢሰያስ ኢሰያስ አይትበሉ ኩሉኹም ሓደ ኤርትራውያን ጨካናት ሾ
    ጃሱሳት ደርጊ አብ ቅድሜ።ኹም ቡሩኽ እዩ በጃ ደርጊ

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    ከመይ ጌርካ ክትፈልጥ
    ንባዕልኻ ናብ ጀብሃ ሃዲምካ ዝኸድካ

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    ንስኻ ድኣ ብኸመይ ክትወጽእ ኪኢልካ

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    ኣታ ሰብኣይ ዘይነበርካሉ ኣይትዛረበሉ
    ሓሶት ትሕሱ ኣለኻ ማለት እዩ::

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    ህዝቢ ኤርትራ
    ንዓኹምን
    ንወያነን ኣጥፍፉ መበል 30 ዓመት ይጽንብል ኣሎ::
    ኣብ ደገ መሪትኩም ኣርግኩም

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    ብጀካ
    ሃለዉ ቀጠዉ
    ሃለዉ ቀጠው
    ሃለዉ ቀጠው
    ሃለዉ ቀጠው
    ሃለዉ ቀጠው
    መልሲ ካልእ ኣይሰማዕናን

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 3 ปีที่แล้ว

    መን ድኣ እዩ ስርዓት ገይርዎ? ብስርዓት ትጽዉዕዎ ዘለኹም: እዚ ስርዓት ዘይኮነ ሓደ ሰብ ዝመርሖ ጉጅለ እዩ:: ቃላትና እንዳ ኣጻፈፍና ክንዛረብ ንጀምር ህግደፍ ዝብሃል ውድብ ወይ ስርዓት እንትርፎ ኣብ ርእስና ብኣካል ነይሩ ኣይፈልጥን እዩ:: እቲ ቁንጮ አቲ ጉጅለ ምስ ጠፍኣ ኩሎም ኣባላት እቲ ጉጅለ ቀንፈዘዉ እንዳበሉ ኢንዳበሉ ንጎረባብቶም ኢዶም ክህቡ እዮም: ብሓቂ እዮም ጠርቋሻትሞ ናብቲ ኣረጊት ዝብኢ መራሒኦም ጥራሕ ነተኩር::

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    ጀብሃ ካካይ መሪሕነት ዝነበራ ውድብ እያ ኔራ
    ጀብሃ ክትጠፍእ እንከላ እዩ ባና ናጽነት ኤርትራ ዝተቐልቀለ
    ጀብሃስ እንቃዕ ድኣ ጠፍአት

  • @merhawisyoum6385
    @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

    ፋሕ ዝበለ መልሲ ጥራይ እዩ ዝምልስ እዚ ሰብኣይ
    ሓንቲ ኣይፈልጥን እዩ

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 3 ปีที่แล้ว

    እዚ ሕልኩስ ልጅ ኢሳያስ መን እዩ ከምዚ ዓይነት ሃገር ናይ ምሻጥን ምልዋጥን መሰል ሂቡዎ? እስከ ካብ ምቑዛም ሓሊፍና ኩሉና "መን ብዝሃበካ ስልጣን ኢኻ ንስኻ ነዚ ኩሉ ህዝቢ ተሳራጥይ ዘለኻ?" ምባል ንጀምርን ንሕተትን:: ልጅ ኢሳያስ ኳ ሓደ ጦርቋሽ ጭራ ፍጥረት እዩ: ዘለዎ የብሉን ጃጃዊ እዩ: ከመይ ገይሩ እዩ ኣብዚ ደረጃ በጺሑ? ኣብ ዉሽጢ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራ ተሓቢኡ ከም ተጋዳላይ ኮይኑ እንዳ ተጋደለ ዘይኮነ እንዳ ተዋሰአ ዝነበረን ዘሎን ጠላም ሕልና ኣልቦ ዝኾነ ፍጥረት እዩ:: ንምኳኑኸ ስለምንታይ ኢና ክሳብ ክንድዚ ነኽብሮን ንፈርሖን ጸኒሕና? ተዋሳኣይ ኢሳያስ ብስስዐ ስልጣንን ዕብለላን ሰኺሩ ብታህዋኽ ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ዕንደራ ምስ ጀመረ ኩነታት ካብ ቁጽጽሩ ወጺኡ ይርከብ:: ግን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣሉታዊ ምዕባለታት ንኣስመራ ገጹ ይቐርብ ስለዘሎ ልጅ ኢሱ ስልጣኑ ንምዕቃብን ምስ'ዞም ሰብ ደምና ዝኾኑ ኣምሓራ ኮሸምሸም ክብል ግድነት ኮይኑዎ ኣሎ::
    ብኻልእ ወገን ከኣ ተጋሩ ካብ ምክልኻል ሓሊፎም ናብ ፍጹም መጥቃዕቲ ይሻባሸቡ ኣለዉ:: ብልጽግና ከኣ ዝነበሮ ሓይሊ ጸንቂቑ ናብ ተጸባይ ሰራዊት ክልል ኣምሓራ ኮይኑን ሓድሽ ሰራዊት ኣብ ምስልጣን እዩ ዝርከብ ኣሎ:: ንግዚኡ ምስ ብልጽግና ደዉ ክብል ዝኽእል ሓይሊ እቲ ገለ ክፋል ናይ ኣምሓራ ጥራሕ እዩ። እንተኾነ ግን ኢሱ መድሓን ገጽ እንተኾነቶ ኢሉ ቅድሚ እቲ ክወርዶ ዝኽእል ወተሃደራዊ ዉርደት ሰራዊቱ ምስ ክብረቱ ከሎ ካብ ኢትዮጵያ ክስሕብ ወይ ካልእ ናዕና መዐሸዊ ዝኸዉን ተዋስኦታት ከም ዝጅምር ኣየጣራጥርን:: ልጅ ኢሱ ዘይተረደኦ ግን ሰራዊት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝኣተዎ ኣትዩ ክሳብ መጨረሽታ ጥፍኣቱ ክፋለሞ ቆሪጹ ከምዘሎን ነዚ ንምትግባር ከኣ ኩሉ ሕጋዊ መሰል ከም ዘለዎን እዩ። ምሽክናይ ልጅ ኢሱ ኣረጊት ዝብኢ ስስዐን ፍቕሪን ስልጣን መጥፊኡኡ ኮይኑ ኣሎ...

    • @merhawisyoum6385
      @merhawisyoum6385 3 ปีที่แล้ว

      ትም በል ከዳዕ
      ናይ ቅብጸት ኢካ ትዛረብ ዘለካ