ሰበር ዜና ተቓውሞ ሰልፊ አብ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 14

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye8277 8 หลายเดือนก่อน +3

    ዘይማኣድኻ ምጥማት እዚኣ እያ ትርፋ!!!ኣስመራ እንተዘይ ኣቴ ኣይሰምዕንየ!!! ሃየ ትግራይ ትዕወት ሃየ..,.. ሕጂ ውን ተኾነ ተማሃሩ ካብኡ ዝኸፍአ እውን ኣሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Undaunted.
      @Undaunted. 8 หลายเดือนก่อน

      men nekika, ye anhhinadina litewererna. men asmara kiked hasibu? wedza guhaf

  • @NazrietKbreab
    @NazrietKbreab 8 หลายเดือนก่อน

    ኣርእስትካ ብትግርኛ ግበርዎ ኣምላክ ሰላም የውርደልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Tigrayadey123
    @Tigrayadey123 8 หลายเดือนก่อน +2

    Ata entay eina nigebro nizi eyu ashehat tekefilu way ane 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @amanabdulsamed3171
    @amanabdulsamed3171 8 หลายเดือนก่อน +2

    መንእሰይ ትግራይ፡ መንእሰይ ኤርትራ ፡መንእሰይ ኣምሓራ፡ መንእሰይ ኢትዮጵያ ብሓባር፡ ኣስተውዕል፡ ደጊም እምቢ ንዉግእ፡ እምቢ፡ ንጽልእን ቅርሕንትን፡ እምቢ ንሓሶት ፕሮፖጋንዳን ሸርሕን፡ !!!! ሕራይ ን ሰላም፡ ሕራይንፍትሒ፡ ሕራይ ንሕውንነት ፡ ሕራይ ንሓድሕዳዊ ምክብባር በል,,፡። እቶም ዝሓለፉ ክዝከሩ፡ ክኽበሩ፡ እቶም ዝሰንከሉ ክፍወሱ፡ ክከሓሱ እቶም ዘይተተንከፉ ሽግ ናይ ሰላም ፡ሽግ ናይ ልምዓት ንደቆም ድቅደቆም ከውርሱ፡ ካብዚ ናይዝሓለፈ 3ዓመታት ታሪኽ ክመሃር ይግባእ።

  • @amanabdulsamed3171
    @amanabdulsamed3171 8 หลายเดือนก่อน

    ወያነ ኢድኩም እይትስእኑ፡ ናብ እራት ኪሎ ክትምለሱ ብምሕላም ነዚ ኩሉ መንእሰይ ኣብ ሓዊ ጠቢስኩም ንወላዲት ትግራይ ናይ ወላድ መኻን ገቢርኩማ። መስጣዚ ኩሉ ዝሓለቐን ዝሰንከለን መንእሰይ ይውረድኩም።

  • @Alice-kr5op
    @Alice-kr5op 8 หลายเดือนก่อน

    ብድኤ ይአክለኩም አይእትወኩምን ንደብረፅዮን ወይ ንጌተቸዉ አይኮነን ዋጋከፊሉ እዙመንእሰይ ናይምንባርን ዘይምነባርን ዝወረዶም ጀኖሳይ አዲኡ ሐፍቱ ብግፍኢ ክርሸኑ ዝራአየ ዳአበር ንመራሕቲ ከድሕን ዝታቃለሰ መንእሰይ የለን አይንፍረድ ከይፍረደና😢😢😢

  • @SamuelGhidey-e1e
    @SamuelGhidey-e1e 8 หลายเดือนก่อน

    መንእሰይ ትግራይ ንምንታይ ይቃለስ ብፍጹም ኣይፈልጥን ኢዩ እዚ ኩሉ በጽሒ መንእሰይ ሓደ ሚልየን ዝመተ ንደብረጼን ፡ንጌታቸው ፡ንካልኦት መራሕትን ኢዮም መይቶም መሳኪን
    ኣስመራ ተዘይኣትየ ከኣ ይብሃለለይ
    ሕጂዶ ይሓይሽ ድምጽና ይሰማዕ ምባል 😢😢😢😢😢😢😢😢 ንትግራዋይ ግን እዚ ከማን ክውሕዶ

  • @Alice-kr5op
    @Alice-kr5op 8 หลายเดือนก่อน

    ዋይ አሕዋተይ እዙኹሉ አካልኩም ጎዲልኩም ደምኩም አፍሲስኩም ተሰዊእኩምስ ንዚአ እረ ፈጣሪ ፍርሑ አቱም መራሕቲ ድምፆም ስምእዎ 😢😢😢😢😢

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 8 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢

  • @RobilRobil-t9w
    @RobilRobil-t9w 8 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭

  • @tesfaigerezgher1720
    @tesfaigerezgher1720 8 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኢዩ ምልክቱ ናይ ሓደ ዲሞክራሲያዊ ዘይኮነ መሪሕነት። ናይ ሕዝቢ ጸገም ይኹን ናይ ኣካለ ስንኩላቱ ክንዲ ዝፈትሕ ሕጂ ድማ ካልእ ኲናት ክጅምር ይለዓዓል ኣሎ። ኣነ ዘተሓሳስበኒ መዓስ ኢዩ ሕዝቢ ትግራይ ሰላም ረኺቡ፡ ካብ መጋበርያ ኣጀንዳ ናይ ካልኦት ሃገራት ነጻ ኮይኑ እፎይ ኢሉ ዝነብረሉ?

  • @temesgentewelde6198
    @temesgentewelde6198 8 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂. Teref oasa 🐠 ko gidefu selam giberu Elekum. Hiji do yihayish kkkkkk
    Gena gena ezi hixe iyu tegaru