ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
መምህር ሓወይ እቲ ድምጺ ኣዝዩ ትሕቱ እንዳ ፈተናዮ ግን ባዕልኻ ተትደግመልና ክንደይ ሰናይ ነይሩ
ጹቡቅ ስራህ መኮነን ሓወይይ ናይ ኩቡር ኣቦና ጣዓመ ደስታ ኣቦ ወደከለ ኣቦ ስመጃና ደስ እልና ዓለም ባዓለማ
Yes I am so happy more
ጽቡቅ ስራሕ ተቅርበልና ኣለካ መም መኮነን የቀንየልና ወስከና ቡዙሕ ኣይጸገብናን
ኣባና ኣብ ተካታተልትካ ዘለካ ክብሪ ካየምስገንኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን ኣቦና ውን ናይብሓቂ ከምቲ ዝበልዎ ግልጽልጽ ኣቢሎሞ እዩም ኣብ ዘለውዎ ይጥዓሞም ግን እቲ ድምጺ ብኣካ እንተዝከውን ጹቡቅ ምድመቀ
ሎጎ ዓዲ ጀገኑ ዓዲ ሓጊ ዓዲ ኣዝማች ጨፈና
eri media adi amenay adi turkay adi zeriesnay💪🏽💪🏽
Ya bahri negasi amenay bahri negasi turkay and zeraseney
Xbuk aleka wedi logo sarda dika
@@joniwedi3438 yes
Thanks mekonen
Aseyyyy memhr mekonen abaka zeloni adnakotey meglexi ybleyn edmen tenan yhabka
Thanks nay abona teame desta kal bkal zgabzkumna ❤❤❤
ሎምስ ምረሸንክምዋዊ ጥልያን ይጭክነልና ኣይነበረን
❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍👍👍👍
ትሰምዑ ዶ ኣለኩም ኣከለጉዛይ ኒሕ ድራሮም
Aboy bahragas tsefena ni abahagom nebahagoy hawom bimukanom baal logosarda zantuom bimismiey des yibl zisemo zineberku kab weledeyu ezi tarikom.silezi hakiyu ezi tarik wedi bahregas debena eyom deki logosarda eyom akele.
Memhir xubuk alo dmxi, tesfa ygebir bnatom dmxi 3 kfal ktsedelna
🎓✍👑👑👑👑💎
Akrbo place
Thanks ሓዉና ሞኬ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ዋላ ድምጺ part 3 ዋላ ከምዚ ጌርካ ኣቅርበልና
ab logosarda buzuh tarikat neruyu emo fetushuwo .komuwin nezom abotatn,adetatn biedme difie zebelu hiji tetekemulom tarikat nay eritra buzuh zifeltu kabatom aysanunyom emo tarikat eritrae tihaki kab afom ziwetsieyumo tehababeruwom.yilabow
Mekonen naytom kalotkaa gele belena,nay bahregas tsefena family eyom eziomkaa bahregas fantay abaati anbesa zisefru zineberu ,bahregas turkay ,bahregas,amenay,bahregas,zeresenay,bahregasreday,bahregas zeratsen,bahregas bokretsen, eziom tom zizikiromyom gin buzuhatyom nerom.tarikatom teserikuyu emo baelika fetisho.
እተን ካብ 2፡45 ተመራሪሐን ዘለዋ "እንክሰትያ ቀላይ ዘማስና፡ ከውሒ ዘዳሩና"' ዝብላ ነግሒታት፡ ኣብ ደርፊ ርምዴት ኣለም "ክኸውን'ዩ ከመይ ዘይከውን" ተሰዂዐን ኣለዋ።እዚ ማሰ'ዚ ናይ ጥንቲ ካብ ኮነ ከኣ፡ ንሓዳሚ እዛ ደርፊ ከሕምዮ ግድን ይከውን። መልሲኻ ክጽበ'የ መም/ መኮነን! ኣድናቒ መደብካ እየ።
ነዚኣ ደኣሞ እንታይ ሕቶ ደሊኻሉ? ናይ ርምዴት እታ ግጥሚ ኣይዝክራንየ እንተኾነ ባሻይ ጠዓመ ካብ ናይ ርምዴት ደርፊ ሰሚዖም ናብዚ ናይ ኣዝማች ጨፈና ክሕውስዎ ይኽእሉዮም ዝብል ርእይቶ የብለን። ሓያሎ ደርፍታት ሃገርና ግን እንተስ ካብ ናይ ቀደም ማሰ እንተስ ካብ ጋዜጣታት ካብ ዝወጹ ግጥምታት ይወስዱዮም። ጸሊም ንፋስ ዘርእስታ ንዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ዝጸሓፍኩሉ ግጥሚ ከይወዓሉ ከይሓደሩ ጎዛዝዮም ደርፊ ጌሮማ። ስለዝስ ከምዚ የጋጥምዩ ናይ ርምዴት ከኣ መማቕርቲ ጌሩዋሎ ገጣማይ ንመልቀስ ኣዝማች ጨፈና።
@@MosaicBahli ሓቅኻ! ኣነ'ውን ተጠራጢረ ኣይኮንኩን፤ የግዳስ፡ እዚ ከም'ዚ ዓይነት ስርቂ ("ስርቂ" እየ ዝብሎ ኣነ) ኣብ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ዘውርዶ ዘሎ ዕንወት ቀሊል ዘይምዃኑን፡ ክስትብሃለሉ ከም ዘለዎን ክንግንዘቦን ክንሰርሓሉ ንምዝኽኻር'የ። ከም'ቲ ወለድና ነዚ ጥበብ ዘውረሱና፡ "ናትና" ንብሎ ጥበብ ንዝመጽእ ወለዶ ክንሓድግ ይግብኣና። ካብ'ትን ካብ'ትን ቀናጢብካ ግን. .....

ሎጎ ዓዲ ጀገኑ ዓዲ ሓጊ
ዓዲ ኣዝማች ጨፈና