ሎዛ ትግራወይቲ ምስ ድምፃዊት መዓዛ ዮሃንስ ፉሉይ ምድላው ኣሸንዳ ኣብ ALMO TUBE

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 432

  • @XgHc-zp2rl
    @XgHc-zp2rl 2 หลายเดือนก่อน +251

    ኣድነቅቲ ሎዛ እስኪ ላይክ ግጨውና❤❤❤❤

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน +1

      ምቅርተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ

    • @HaniBani-ol8sq
      @HaniBani-ol8sq 2 หลายเดือนก่อน +1

      Emo nay loza tekoynna dea nloza ngechya ember ane gn natki adnakit eye🤪

    • @XgHc-zp2rl
      @XgHc-zp2rl 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@MarabanaMarabana-v4l ጌረልኪ ማዓረይ

    • @XgHc-zp2rl
      @XgHc-zp2rl 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@HaniBani-ol8sq ክክክ ኣነ ውን ናትኪ ኣድናቂት እየ

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      @@XgHc-zp2rl ክብረት የሀበለይ ጋልነይ

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 หลายเดือนก่อน +69

    ሎዛዮ ዋዕሮ ትግራወይቲ ሕብንትን ኩርዕትን ሰጉሚ ንቅድሚት 💎💙💖
    ሰናይ ቅንያት አሸንዳ ንኩለክን አፍቀርቲ አሸንዳና ዳመዳም እየ ከሕልፎ አነለ❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      አሜን ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu 2 หลายเดือนก่อน +107

    ሎዚየ ኣነስ ክፈቲዋ የዋህ መስላ ትስመዐኒ😢❤❤❤

    • @Haregte
      @Haregte 2 หลายเดือนก่อน +5

      ለዋህስ ትኾን ዊ እንተ እዙ መቐለ ከይዳ ናትና ወለዶ ዝሰርሖ ጅግንነት ኢላ ንሕና ኩናት ከምዝጀመርናዮ ግን ጌጋ❌ ናብ ሚድያ ዝወፅእ እናፈለጥና?

    • @arddgtyhu
      @arddgtyhu 2 หลายเดือนก่อน +6

      @@Haregte እወ ኣለዋ እዩ ግን ብሓንቲ ጌጋ ኣይንዉቀሳያ ሓፍቲና ስለ ድኸነት ሎዛ ብዙሕ ብዓቅማ ንህዝብ ትግራይ ድምፅ ኾይና እያ ተጋሩ ረሰዕቲ እና እመበይ እንኾነ ለዛ ፀለእቲና ኣብ ዓዲና ኮይዶም ድላዮም ይገብሩ ኣሎዉ ብሐዚ ስዓት😥👌

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ማዓሪተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ ዛወለላይ

    • @Haregte
      @Haregte 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@arddgtyhu ብዘይ ፀርፊ ንነቃቐፍ እየ ዝበልኩ እንተ ዓድና ዝግበር ዘሎስ ታይ ክንፀውየሉ ዊ😥

    • @Marry12-f1g
      @Marry12-f1g 2 หลายเดือนก่อน

      wala ane gn yewahi eya

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 2 หลายเดือนก่อน +21

    ሎዛ ጅግና እስከ ኣደነቅቲ ናይ ሎዛ ላይክ ጠውቁ👍❤🎉

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በሉለይ ማዓረይ❤🙏

  • @hailayasmelash5216
    @hailayasmelash5216 2 หลายเดือนก่อน +31

    ሎዛ ጀግና ትግራወይቲ እንኳዕ ናብዛ ቅድስቲ መሬት ብሰላም ኣብፀሐኪ

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 2 หลายเดือนก่อน +22

    ዋውው ሮዚየ ክንደይ ትግብዚ ኢኪ ጓለይ ሕምባሻ ሕዝኪ መፂኪ ለለ ❤😍ካብቶ ኣለውና ንብሎም ብትግራውነቶም ዘይዳራደሩ ጀጋኑ ሓንቲ ኢኪ ሰላመን ፍቅርን ንዛ ንሃርፋ ዓድና ትግራይ ሓሳዳ የጥፈአልና ኣሕዋተይ❤💛😍

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ዞም አሕዋተይ❤❤❤

  • @ትግዓደይምልባማ
    @ትግዓደይምልባማ 2 หลายเดือนก่อน +40

    ደቂ ኣንስትዮ ንኣሽንዳ ብጸጉርክን ተቆነና. ❤ብጸጉርካ ዩ ደስ ባሃል😊

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน +3

      ሳብክራይብ በልለይ ሓላለይ🙏💓

    • @user-ve6sc6fj5x
      @user-ve6sc6fj5x 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ኣስኮልኣነ ኢለኪ አሱካለይ

    • @Sma-lo7jq
      @Sma-lo7jq 2 หลายเดือนก่อน +1

      ደስ ይብልኪ ገይረልኪ ውዴ ​@@ኣስኮል

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሎዝየ ምጭውቲ ፈታዊት ዓዳን ህዝባን እንቋዕ ናብታ ተፍቅርያ መሬት ዓድኺ ረገፅኺ ዛምበይተይ💝❤️💛👏

  • @AaAa-b8s5z
    @AaAa-b8s5z 2 หลายเดือนก่อน +17

    ሎዛየ ጂግና ዋዕሮ ብዓዳ ዘይትደራደር ዕንኳዕ ብሰላም መርየት ዓድኪ ኣርገፀኪ ዋዕሮታትና ኩለክን ሽኮራት ርሑስ ቅንያት ኣሸንዳ ይግበረልክን ይግበረልክን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 2 หลายเดือนก่อน +10

    እግዚአብሔር ይመስገን ሎዚየይ እንኳዕ መሬት ዓድኪ አርገፀኪ❤❤❤❤

  • @ቤቲጓልጅግና
    @ቤቲጓልጅግና 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋዉ❤👌ኩሉ ግዜ ብልፅ እኺ ተቅሪቢ ኣልሚየይ ቀፅልሉ ማዓዛ&ሎዚ ዋዕሮታት❤❤❤

  • @LILIEGALHAYIKO
    @LILIEGALHAYIKO 2 หลายเดือนก่อน +31

    ኣሜን ደቂ ትግራይ ዋዕሮታት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ሰላም ንሪምና😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤

  • @BanaLoveHabesha
    @BanaLoveHabesha 2 หลายเดือนก่อน +9

    ሎዝየ እንካዕ መሬት ዓድኺ ብሰላም ኣተኺ ብሰላም ክትምለስና ተስፋ ንገብር
    እታ ኣብ ሰሜን እዝ ከይድኪ ዝገበርክያ ግን ጌጋ ገይርኪ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓🙏

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 2 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣሚ ኢኺን ቆናጆ ደስ ክትብላ።አልሚ ሚድያ ሽኮሪና ጵብቕቲ ንፍዕቲ ባህልና ብጣዕሚ ተታሒዝክዮ አለኺ በአኺ ብጣዕሚ ንኾርዕ።ፕሮግራም ናትኪ ብጣዕሚ ኢና ንከታተሎ ብህልና ብጣዕሚ ስለተፋልጥና ዓቢ ኽብሪ አለና።
    ማአዚና ድማ ብጣዕሚ ንፍዕቲ አርቲስት ኢያ ጵቡቕ ድምጲ አለዋ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊት እያ።
    ሉዚ ጅግና ተቓላሲት ሓንቲ ምዓልቲ ሰልችዩኒ ከይበለት ዝነበራ ወኒ ዝገርም እዩ።ዋዕሮ እያ ሕጂ ድማ አብ መርየት ዓዳ መጲአ እቲ ዝነበራ ስምዒት ሕጂ ምስ ህዝባ ኾይና ንዚ ደሎ ናይ ደስ ዝብል አሸንዳ ተሳፊት ብምኻና ሓጎሰይ ወሰን የብሉን።እቲ ዝነበራ ስሚዒት ኮላትና ስለ ንፈልጦ
    ሉዝየ እንካዕ አብዛ ሓላል መርየት ንምረአይ አብቅዓኪ እንካዕ ንዚ ትፈትውዮ ትሕበንሉ ህዝብኺ አራኸበኪ።
    ሎዝየ ምነው መሓመድ(ማሜ) እና ደሩ ዘሃረሩ ትተሽ መጣሽ? እነሱንም አንድ ቀን እናመጣቸዋን።
    በተረፈ የደስታ የፍቅር የሰላም አሸንዳ ይሁንልን።በእውነት በጣም ነው የምታምሩ
    እንካዕ ካብዚ ወርቂ ጅግና ዝኾነ ህዝቢ ተፈጠርና።
    Beautiful ❤🧡👍👍👍🌹🌹🌹💋💋💋

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 2 หลายเดือนก่อน +9

    Wowww grattis min syter Loza. Du är so bra ትግራወይቲ😘💖😘
    ርሑስ ብዓል ቅንያት ኣሸንዳ!!
    ክብርን ናፅነትን ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይይይ

  • @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
    @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz 2 หลายเดือนก่อน +7

    ሎዛ ጅግና ኣነ ስ ብጣዕሚ አየ ፍትውውውውውው ዘብለኺ so ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🥰🥰🥰👏👏👏

    • @SelamSelam-b9d
      @SelamSelam-b9d 2 หลายเดือนก่อน

      ዋላ እነ❤❤

  • @CelFie-dp5wg
    @CelFie-dp5wg 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ እንኩዓ ኣብፀሐና ናዓመታ ዓድና ክንዉዕል ተስፋ ኣለና ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ🙏🙏💖💖💖😊

  • @zedigidey-qm8xu
    @zedigidey-qm8xu 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሎዚ ምቅርቲ ትግራይ ዘይትፈልጥያ ክንስኪ ንትግራይ ዘለኪ ኣራኣእያ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ቀፅልሉ👌♥💖♥

  • @تالينتالين-د6ي
    @تالينتالين-د6ي 2 หลายเดือนก่อน +7

    ማዓዛዋይ ጋል ሰፈረይ ❤❤❤ ሎዝተይ ጀግና ተቃላስት❤❤❤❤❤❤ ኣለመይ የቅንየልና ንፈትወን ደቅ ኣሸንዳ ስለ ዛምፃክልና ሩሑስ ባዓል ኣሸንዳ ይኩነልክን ደቃ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏

    • @تالينتالين-د6ي
      @تالينتالين-د6ي 2 หลายเดือนก่อน

      @@ኣስኮል እሺ ማዓረይ

  • @አሰኻል
    @አሰኻል 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሎዛየይ ምጭውቲ ብዓዳ ዘይትደራደር ፅሪይቲ ትግራዋይቲ እንኳዕ ብሰላም መርየት ዓድኪ ኣርገፀኪ ኩለክን ርሑሰ ቅንያት ኣሸንዳ ይግበረልክን ይግበረልና አብ ሰደት ዘለና ለ ሰደትና የሕፅረልና🙏❤❤❤❤

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሎዛይ❤ ኩልክን ደስ ክትብላ ኮባክብቲ ትግራይና❤❤❤ሰናይ ቅንያት ኣሸዳ ተጋሩዋይ❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 2 หลายเดือนก่อน +15

    ሎዚ❤ መኣዚ❤❤ ጀጋኑ

  • @RomanGebergiwergis
    @RomanGebergiwergis 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሽኮርርር ተፈታዊት ኢኺ መዓረይ 😘🌷🌷🌷😘😘 ርሑሰ በዓል

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በሉኒ ቡሩካተይ❤❤❤

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 2 หลายเดือนก่อน +4

    ንመላእ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ እንካእ ንበዓል ኣሽንዳ ኣብጸሓክን
    ሎዝየ ድማ እንካእ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣተኺ ❤️❤️❤️

  • @AgzitAraya
    @AgzitAraya 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሎዛ ብልፅቲ ኢኺ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኪ ለክብረኪ ❤❤❤❤❤❤

  • @aexum1597
    @aexum1597 2 หลายเดือนก่อน +4

    Abeyet des ketbla deky hagere tgray adey mearey enqowae ahbyru absehana 🙏🏾🤗❤💊💊💊

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi 2 หลายเดือนก่อน

    ተመሰግን አንካን ናብ ሓደሻ አሸንዱ አብፅሐና አበፅኩም💞🙏

  • @zenemchanne
    @zenemchanne 2 หลายเดือนก่อน +7

    ንቀጻሊ ተስፋአለም ገብረስላሴ (ለሚንየ ለሚንየ) አቅርብልና አሉ ሽኮር

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓🙏

  • @ኣስኮል
    @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน +12

    ደቂ ኣሸዳ እንኮዓ ኣብፀሐክን🙏💓

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      እሺ መልሲ

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ አብፀሐክን ደቅ አሸንዳ ፅሩያት ተጋሩ ሎዛየ ሸኮር እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ አተውኺ❤❤❤

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 2 หลายเดือนก่อน +12

    ሎዛየ ብልፅት ትግራወይት

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน +1

      በጃኩም ሳብሰክራይብ በሉኒ ደቅነዋይ

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 2 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኽን ዋዕሮታትና🙏❤💛

  • @yousfYousf-bq1ns
    @yousfYousf-bq1ns 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሎዛ ጀግና አብቲ ፀልማት ሰዓት ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ዓው እላ ዘስመዐት ዋዕሮ ትግራይ ብምእታይኺ ሓጎስና ወሰን የቡሉን❤❤❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 2 หลายเดือนก่อน

    ጋዘጠኛ ኣምበሲት ነዚ ትግርኛ ስፍይ እናበልኪ ከተውጽዬ ከለኺ ኣቤት ዘለዎ መቀረት። ንመኣዛ ከማን ትሕግዝያ ኔርኪ ኣብ ደርፊ ኢያ እምበር ኣብ ዘረባስ ኣይከኣለትን ።ብሓፈሻ ወራዙ ሽኮሪናታት ርሑስ በዓል ናይ አሸንዳ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ህያብ
    @ህያብ 2 หลายเดือนก่อน

    ደስ ብሃሎ ጎራዙ ትግራይ ሎዛዬ ማኣዛ ዓለም ፅባቃተይ❤❤❤

  • @EleniGidey-v5u
    @EleniGidey-v5u 2 หลายเดือนก่อน +14

    ሎዚየ ድምቀት ተጋሩ ክፈትወኺ ኣነስ ንኩለን ይፈትወክን እየ❤❤❤

  • @tsigewelay5203
    @tsigewelay5203 2 หลายเดือนก่อน +1

    selam tesfay akrblna tblu 👍

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ዓይኒ ፋሮ ብጣዕሚ ልፈትያ ጓል ብእነት ኣላ ድያ ላበይ ጠፊኣ ይብል ነይረ

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 2 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ቅንያት ኣሸንዳ ይግበረልና ወዘራዝር ተጋሩዋኒ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 2 หลายเดือนก่อน

    ሎዛ ዋዕሮ ትግራይና !!ፅቡቅ ገይርኪ ግዘኪ ምስቲ ሓርበኛን ለባምን ህዝብና አሕሊፍኪ ብሰላም ተመለሲ !!👌✍️✊💪✌️🤝🥰🙌❤

  • @MiliDrar
    @MiliDrar 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣድነቅት ሮዛ ማጁስ ዝፈቱ ላይክ ግጨውን 😘😘💋💋

  • @soligualagame
    @soligualagame 2 หลายเดือนก่อน

    ደስስ ክትብላ በተለይ ሎዚ ኩላትና ኣብ ዓዳና ዘለና ፍቅሪ ፍሉይ አንድዩ ግን ናይ ሎዚ ፍልይ ዝበለ አዩ ካብ ኣብ ደገ ዘለና ምኣዛ ሽኮር ክኣ ማራ አየ ዝፈትወኪ ብዝበለፀ ስራሕትታት ክትመጽና ብሃንቀውታ ንፅበየኪ 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውውው❤❤❤❤❤
    ሰሉየ ሽኮር
    ማዕዙየ ምቅርቲ
    ሎዛየ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክቡራት ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ በሉኒ

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      በጃኩም ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ

  • @روزمحمد-ح5ك
    @روزمحمد-ح5ك 2 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ኣብፀሐክን ፅቡቃት ኣሕዋትና ❤❤❤❤

  • @HdhdhdEbeheh-qr5vr
    @HdhdhdEbeheh-qr5vr 2 หลายเดือนก่อน

    ሎዛ ሽኾር ብጣዕሚ ዝፎትዋ ስብ ንዓኪ እውን ሽኮሪና❤❤❤

  • @areki7
    @areki7 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሽኮሪነታት ብጣዓም እየ ዝፉትወክን 💞💛❤

  • @ruiojj
    @ruiojj 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይ ተጋሩዋይ ሽኮራት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን❤💛

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 2 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ዝብል ፃኒሒት ወይዘራዝር😍❤

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm 2 หลายเดือนก่อน +5

    ሎዚ ጀግና ሓንቲ ክንዲ 1000♥️❤

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኩልክን ፅቡቃት ደቂ ኣሸንዳ ❤❤❤

  • @فريهشامع
    @فريهشامع 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen enqae ahbiru abxehena❤❤ enqae dahna mexaekn mkurat tegaru🎉❤❤❤

  • @Atseatsbeha1212
    @Atseatsbeha1212 2 หลายเดือนก่อน +8

    ካብ አዲስ አበባ ድዩ ልተሐላለፍ ዙ ፕሮግራም አለሚና

    • @fidleytube
      @fidleytube 2 หลายเดือนก่อน +1

      እወ

  • @ህያብ
    @ህያብ 2 หลายเดือนก่อน

    ዓለም ግን ከርና ፎትየክ እንኳዕ ትግራወይቲ ኾንኽ ሽኮረይ❣️😘

  • @birukiros
    @birukiros 2 หลายเดือนก่อน +1

    already I
    subscribed
    commented &
    liked Almo show ❤❤❤

  • @tebebehareya
    @tebebehareya 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ደስ ክብላ❤💛

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 2 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ፃሓይ ገፀን❤❤🎉🎉

  • @TesfayeGebrehiwet
    @TesfayeGebrehiwet 2 หลายเดือนก่อน +7

    ብሐቂ መልክዕ መዓዛ መን ክወዳደረኪ ጽብቅቲ ናይ ቆልዓ አሸንዳ ኢኺ ድምቅ ኢሉ ክውዕለልክን ይምነየልክን

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ወለላይ ሳብ ግበረለይ ዙናተይ

    • @yordanosyrga-f9c
      @yordanosyrga-f9c 2 หลายเดือนก่อน

      nay bhaki mchwti tigraweyti eya........

  • @JaharahIslam
    @JaharahIslam 2 หลายเดือนก่อน +9

    ሎዚየ❤❤❤🙏

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ምቅርተይ ሳብስክራይብ በጃኩም

  • @Trhasvebremedhn-ue6pd
    @Trhasvebremedhn-ue6pd 2 หลายเดือนก่อน +2

    Aseyyyy xbuqat ftret Ayniy abaykin ydefen xbuqat❤❤❤❤

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሽኮሪናታት ደቂ ኣሸንዳ❤❤❤

  • @tgyhgchggg9259
    @tgyhgchggg9259 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ደቂ ዓደይ ቆናጆ ደሰ ክትብላ❤❤❤❤❤❤

  • @Samri16
    @Samri16 2 หลายเดือนก่อน

    ሎዝየይ እንኮዕ ሰላም ኣተኪ ናብታ ትፈትዉያ ዓድኪ 💜 ደሰ ዝብል ምድላዉ እዩ ቀፃሊ ንፍሬዘር ሓዱሸ ኣቅርብልና ፈታዊ ዓዱ ንፉዕ ተቃላሳይ ሓዉና እዩ ብዙሕ ሓገዛት ዝገበር ሓዉና እዩ ይቅረበልና ትብሉ ላይክ ግጨዉኒ ተጋሩዋይ❤

  • @hthf454
    @hthf454 2 หลายเดือนก่อน

    ሰሓቅክን የብዝሓዮ ሓባይብ😘♥️

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 2 หลายเดือนก่อน

    ሮዚየ ፅብቅት 🎉❤❤❤ደቅ ትግራይ ፅሩያት እንካዕ ኣብፀሐክን❤❤🎉🎉🎉

  • @AfariKsa-uq6om
    @AfariKsa-uq6om 2 หลายเดือนก่อน

    ቀፃሊ እዉን መብሪሂት ፀጋይ ኣምፅእልና ናባራተዕያ❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏

  • @Mekelle_shkor
    @Mekelle_shkor 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቆንንኣ ንሎዛ እውን ሽኮራተይ❤🎉

  • @gvbh9715
    @gvbh9715 2 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ💛❤️💞

  • @mihretdeyo7597
    @mihretdeyo7597 2 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደስ ትብላ ወለላ ድኾነ ባህል ኮይኡ ድነሄና⛪️🙏🙏🙏😘😘😘

  • @LinaAych
    @LinaAych 2 หลายเดือนก่อน +1

    Loziye jegnaaaa diaspora enkea nab ezi Ashenda tgray abxehaki ❤❤❤❤❤❤

  • @DaniMeli-kp4gq
    @DaniMeli-kp4gq 2 หลายเดือนก่อน +9

    ንፉዓት ኢኽን ! ግና እቲ ናይ ገጽክን ኣስቬዛ ኣመና በዚሑ ::

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 2 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ፃሓይ ገፅን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ዘን ናትና 👌❤❤💋💋🥀🥀❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓🙏

  • @salamhAa-u7f
    @salamhAa-u7f 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሸኮራት እንካዓ አብፃሓክን❤❤❤❤❤

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ማዓረይ ሳብስክራይብ ወለለይይይይ

  • @zufanzufan9302
    @zufanzufan9302 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ❤

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ዝፋነይ ሳብስክራይብ ጋልነይ

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n 2 หลายเดือนก่อน +1

    መራሒት መድረኽ ዋውውው

  • @Ggpp-fi6cs
    @Ggpp-fi6cs 2 หลายเดือนก่อน

    ኣልምየይ ክፈትወኪ❤ኩለክን ሽኮራት❤❤

  • @allamebrahtu8695
    @allamebrahtu8695 2 หลายเดือนก่อน

    very nice media of internement tegaru

  • @NigistFesaha
    @NigistFesaha 2 หลายเดือนก่อน

    መአዚ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትው ሰላም መአዚየይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yordanosyrga-f9c
    @yordanosyrga-f9c 2 หลายเดือนก่อน

    alemye ms ykreta.....pogram kab mbal medeb tezbal....ybl.......bzterefe btaemi eye zemesgneki

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ሽኮራተይ ኣነስ ክፈትወክን❤❤❤

  • @GirmayGebrezgabher
    @GirmayGebrezgabher 2 หลายเดือนก่อน +8

    ሕምባሻ ባሪኩ ዝቆርስ ሓደ ወዲ ትስእና ካብ ባህልና ወፃኢ ኣይትግበራ ነውሪ እዩ።

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ዞም አሕዋተይ በጃኩም ሳብሰክራይብ በሉኒ❤❤❤❤

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 2 หลายเดือนก่อน

    Loziye tsireeti tegrawyti eki so I really appreciate you sweetheart 😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 2 หลายเดือนก่อน

    ቆናጁ ትግራይ ❤🎉

  • @mesturamamye7026
    @mesturamamye7026 2 หลายเดือนก่อน +6

    ሮዚየ❤❤❤❤

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓🙏

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yeni konjo demaka Lozye❤❤❤❤ Love you

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 2 หลายเดือนก่อน

    ሎዚየ ድምቀት ተጋሩዋይ ክፈትወኺን ፅብቃተይ❤❤❤❤

  • @lemlemgiday383
    @lemlemgiday383 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋኒ. ፅድት ባ. ለ. ና. ድምቅ. ባለ. ሁኔታ. አቅርቡት. ብዙ የትግራይ. ቆንጆዎች አሉ ውጡ please please. አለም ነው የሚያየው. የትግራይ. ባህል. ቁጅና. ንቁ. ሙዚቃ አታደርጊም መግቢያው አድምቂው. ፈዘዝ አትበሉ. አለም ነው የሚያቹ. ትግራይ. አሸንዳን አሳውቁ. አለም ጋጉታል. በደንብ. ጨፍሩ. በአሸሸንዳ. ዘፈን. ልዝ ል እድሜ ስብርብር ለትብል ጋ. መ. ስትል. በአንገታቹ. ስትጨፍሩ. አቤት. ለሚያቹሁ. በቅረፃ. ደስ ትላላቹ. እባካቹሁ. ፅድት. ባለ. ቢህል. አድምቀት. ንቁ. ኢንተርናሽናል. ሊሆን ነው. የትግራይ አሸንዳ. Please please. አድምቀት. እይታው. Wow wonderful አስብሉ

  • @DisciplineGu
    @DisciplineGu 2 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቓት ደቂ ትግራይ

  • @LemLem-l4n
    @LemLem-l4n 2 หลายเดือนก่อน

    ሎዛ ጅግና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @NgstiBerhe-rm8ro
    @NgstiBerhe-rm8ro 2 หลายเดือนก่อน

    መን ኣሎዛ ኣዉላዶ ኢላ መፂኣ ዝሰምበደ😂😂
    ምቁራት❤❤ደቂ ዓደይ

  • @WalaaAli-ry2gr
    @WalaaAli-ry2gr 2 หลายเดือนก่อน

    ሎዛየ የኔ ጅግና ❤❤❤❤❤

  • @gyyffygyugyy7257
    @gyyffygyugyy7257 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሎዛይ ማዓረይ ክፈትወኪ ኣነሰ❤

  • @MeryeM-js1us
    @MeryeM-js1us 2 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ኣሸንዳ❤❤❤❤❤

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 2 หลายเดือนก่อน +5

    አንካዕ ኣብጸሐክን ርሑስ ቅነ ኣሸንዳ ❤️🥰🥰🥰

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ብሩካት አሕዋተይ

  • @dawityosief4376
    @dawityosief4376 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክትብላ ወራዙት ከም ኣዴታትክን!!! ህዝቢ ኤርትራ ኣይትጥፋእ ኢልዎ ባህሊ ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ትግራይ ተዓቂቡ ኣሎ!!!

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉዉዉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbsSba-h4d
    @AbsSba-h4d 2 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ🎉🎉🎉

  • @Helen-nq6lf
    @Helen-nq6lf 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቃት❤❤❤❤❤❤❤

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ሄለነይ ሳብስክራይብ በልኒ ምቅርተይ

    • @Helen-nq6lf
      @Helen-nq6lf 2 หลายเดือนก่อน

      @@MarabanaMarabana-v4l እሽኒ

  • @SelamSelam-b9d
    @SelamSelam-b9d 2 หลายเดือนก่อน

    ሎዚየይ ብልፅትን ሕብንትን ትግራወይቲ ❤❤

  • @DfJt-pp1oj
    @DfJt-pp1oj 2 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ትግራይ ወርቂ ርሑሰ ባዓል ኣሸንዳ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @WdasseTube
    @WdasseTube 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎉#ርሑስ በዓል

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 2 หลายเดือนก่อน

      ተጋሩዋይ ሳብሰክራይብ በሉላይ ወለላይ