ቕድመኻትኹም ስጥሕ ያብለኒ ኣታ ሃመይ ክትጥዕሙ፦፦፦❤️❤️❤️❤️❤️This is the real our culture !! Live for a thousand years, my ancestors, and protect our youth from persecution and adversity.
The first marriage should be of Gere Emun & Bety Hailay and should be held or celebrated at the great Semaetat Hawelti of Mekele with all the stars & other big guests. But many thanks for all your wonderful acting and entertainment and please all of you keep safe and healthy all the time, God bless you all beautiful & wonderful people.
ሳሓቅን ደስታን ዝተመለኣ ሰንበት ይግበረልና
Amen Amen Amen
AMen Amen Amen
Amen Amen Amen
AMen amen amen 💕💕💕👏👏👏
አሜን አሜን አሜንንን
*ተኸታተልቲ ጌሬ እሙን ጥዕና ይሃበለይ*
ናዓኻ ውን ጥዕና ይሃበልና 🙏🙏🙏
ክክክ ኣያ ጀኮር ሓዳር ክገብሩ ኣሎም ምስ ትዕበ ሓፍተይ ኣታ ለያ ጀኮር ትፈትው ላዪክ
እሕዋት እዬም እኮ ክክክክ
@@mahderbrhane9117 ምንኣሳ ሓዋ ናይ ብሓቂ
ዋይ አይኮንለይ አሕዋት እዩም ኮ ክክክክ
gere emun ዓፈና /afena/ የውሃንስ ኣለማት /ዘብረኣብሩኽ/
@@linidesbele380 ሓቅኻ ዲኻ woww ጆኬር መቐረት ናይዛ ፊልም ኢዩ
ሰንበት ዝተባረከት ማዓልቲ ብሩኽ ሰንበት ድቂ ኤሪ ድቂ ትግራይ እንዳ ገሬ እሙን ብሩኽ ሰንበት
ዮናስ ወዲ ሑመራ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
🌿🙏🏾ኣሜን🌿🙏🏾ኣሜን🌿🙏🏾ኣሜን🌿🙏🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️❤❤❤❤❤❤❤❤
🍀Amen🍀Amen🍀Amen 💒✝️💒✝️💒✝️💒✝️💒✝️💒✝️💒✝️💒✝️💒✝️💒💯💯🙏🏾🙏🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
@@Hiran_Wedi_Humera_Tigray 🌿🙏🏾Amen🙏🏾🌿🙏🏾Amen🙏🏾🌿🙏🏾Amen 🙏🏾🌿💒✝️💒✝️🤲🏾🤲🏾
ኣያ ጀኮር ዕትበ ኢልካያ ክክክክክክክክ ጽቡቅ ስራሕ ሓዉኩም ካብ ኤሪ
Wedi Keshi ክክክክ
Etebe kerieki ye kkk
♥
welcome ዳገሬ እሙን
ነዚኣ ተንብቡ ዘለኹም
ብሩኽ ሰንበት ኣኣብ ዘለኽሞ 21 ድንግል ማርያም ኣብ ዙርያኹም ትኹን🙏😍
አሜን አሜን አሜንን
Amen Amen Amen
Amen
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አመን አመን አመን ማዐረይ ንኩላት ይግበረልና
ነብርሃም ትፈትዉ
Abraham mshak kkk
Me
Subscribe ተሓባበሩኒ ደቂ ትግራይ ምዓረይ th-cam.com/video/yu6E2tBxt7M/w-d-xo.html
Abraham menesey ab Ertrea nabreham zmesl arki neyruni
❤❤❤
አያ ጆኮር እና ትዕበ እኮ አሕዋት እዮም ደስ ክብሉ
እረ ክክክ እሕዋት ድዮሞ
እወ
Awe
@@ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ እወ
ናይ ባሓቂ
ቋንቋ ከስተኻኽል ኢሉስ ምልኻፍ ጀሚሩ መይተ ዴ ገለ ክክክክክክክ ኣታ ንስኹም ሲ ኣይትስኣኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ቕድመኻትኹም ስጥሕ ያብለኒ ኣታ ሃመይ ክትጥዕሙ፦፦፦❤️❤️❤️❤️❤️This is the real our culture !! Live for a thousand years, my ancestors, and protect our youth from persecution and adversity.
💘💘💪💪💪
Very true
0
ኣታ ወዲ ቋንቋካ ኣስተካክል
@@kuflomtesifamrym7163 ትግርኛ ቋንቋ እኮ እዩ
ሰላም ለማላኣ ደቅ ትግራይ
ንገሬ ኡሙን ተኻታተልት እስክ #ላይክ ረገፁ💋💋
ኑር ዋ ላንተም ስላም ባለህበት ቦታ እሺ ጣፍጭየ
ሰላም ሰላም ወዲ ዓደይ
ሰላምካ ይብዛሕ ሙቁረይ
ሰላም ወዲ ትግራይ ድሓን ዶ
አንተም ሰላምህ ብዝት ይበል ማር
ግደፍ ግደፍ ግደፍ ግደፍ ክክክ እዚ ዋና ገዛ ማራ ፌቴዮ ኣለኩ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ካብዛ ሕማም ፈጣሪ የድሕነና ደቂ ትግራይ ይፈትወኩም እየ ሓውኩም ወዲ ኤረ ንለምለም ትፈትዉ ከኣ like
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️♥️♥️♥️♥️💚💚💚💚💚🌹🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕
አንሕናለ ፍትዉቱዉ ኢና ነብለኩም ወዲ ኤሬ
@@ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ love u ዮርዲ ሽኮር
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬ ኡሙን ሙቁራቅ ቡሩኽ ሰንበይ እንኳዕ ንዓመታዊ ብዓል ማርየም ሰነ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ካብ ኩፉእ ኩሉ ባዕላ ትሓልውኩም ትሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏
እሜን እሜን እሜን ለሁላችንም ይሁን ማሬየ
ኣሜን
ክብራት የሕዋት ኣብዛ ናተይ ቻነል ሳብስክራይብ ታሓባበርና th-cam.com/video/QXA252i3v2I/w-d-xo.html
አሜን አሜን አሜንንን ምስ ኩላትና
Yitbarek Amen Amen Amen brukey(briktey)
ዘርኣብሩክ ዓርከይ ይዓክ ማራ እኳ እየ ዘድንቀካ።ተልዓል ትብል ዘረባካ እኳ ሓትነይ እያ ተዘክረኒ።ካብ ዓዲ መጺኣ ኮቦሮ እዝንና ቀዲታትና ከይዳ።🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾🏃🏾♂️🇩🇪.
😆
Kkkkkkk
👇🏾
👉🏾ንትዕበ ሽኳር ዝፈትው #like👍🏿ሃብኒ!!!🤙🏾
♥️♥️♥️❤❤❤❤🥰🥰🥰😍😍😘😘💯%♡♡👌🏿
Fff
ፍትዉቱዉ እየ ዝብላ ትዕበዋይ
gere emun ዓፈና /afena/ የውሃንስ ኣለማት /ዘብረኣብሩኽ/
ኣነ ማራ እየ ዝፈትዋ
ትዕበ ድዩ ዝባሃል ዕትበ ክክክክክክክ እዋይ ኣያ ጆኬር
ዕትበ ሃኒ ኢለማ ጀኮር
😂😂😂😂
ነዛ ኮመንት ዝረኣኻያ፡ ግደፍ! ግደፍ ላይክ ከይገበርካ ከይትሓልፍ። ኣታ ግደፍ...
Edit: ዋው ክንድዚ ላይክ ረኺበ ኣይፈልጥን እየ! እናመስገንና ኢና...
Gebirnalka zearkey
Kkjjkkk gdef
ክክክ ግደፍ!ግደፍ ላይክ ኣይትፍቶ😂😂😂😂😋
@@johnnyjohnny7080 kkk ግደፍ እንዶ 'ታ ሱቕ ኢልካ ላይክ ጌርካ ሕለፍ ክክክ ግደፍ ንሱ ንዓይ ግደፎ
gedfu gedfu like ayetefetew
ለሚ ከ ላይክ ትህቡኒ ዶ ትኮኑ ከመይ ኢልኩም ኢኩም ብዝሕ ትረክቡ ዘለኩም ገምበር ድዩ
gere emun ዓፈና /afena/ የውሃንስ ኣለማት /ዘብረኣብሩኽ/
ክክክክ ትዕበን አያ ጀኮርን ጅንጅን ጀሚሮም ከመይ ድየ ልፈትየኩም ዳገሬ እሙን አብ ስደት ለለው አሕዋትና ንዓዶም ብሰላም ንክምለሱልና አብ መፃኢ ድምፂ ኩንሎም
Wey ayjokor gudegn hafetu afekirom
kkkkkkk ewe gn ab film eyu ayzoka
Ajekum tegaru ahwatn nhagerna Ertrea kemzi natkum selam yewrdela
እንካፅ ብዳሓን መፃኩም ደቂ ሪመይ መክሰበት እስኪ ነያ ጀኾር ዝፈቱ ለክ ወቅጡ 😍😍💖💖💖💖💖💖💘💘💘💘💘
ተጋሩዋይ ብርሃን ገፃም
ኣውሊዕ ማሞፆም 😍😍😍
ኣብርሃም ሽኮር ክፈትወዎ ምዓት😍
ኣነ እውን ከም ደቂ ግዜ 🙄ፍዙካ ማዙካ ብሮ ሲስ ማለት ኣይፎትን እየ። አደዋይ ኣያዋይ እንበር
ክክክክክክክክክክክ ናይ ሎሞኣንቲስ ፍሉይ ዝበለ እዮ ኣኛ ጆከኝ ስሓቅ ቀቲሎምና ድማ ሰብስክራይብባ ግበሩና እም በር ትግራዋይ ሓውኩም ካብ ተወላዲ ኣዲስ ኣበባ
ውድ ትግርይ ወድታ ሓላል መረት ሓፍትኻ ካብ ትግርይ 💞💕💕💕💐
እቲ ፊልም ከይረኣክዎ ከለኩ ፡ ንለምለም ዓይነይ ሰላም በሉለይ ተጋሩ የሕዋተይ ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ
💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
እሺወዲኤሬፁሩይ
Eishi muqurey
Selamtaka wey selamtaki ytam elatkum
ክክክእሽ ወደ ኤረ ሓውና 💞💞💞💞💞💞💞💞
ግደፍ ግደፍ ግደፍ ረጊፅካኒ ኣይትሕለፍ like ሃበኒ ግደፍ ዋእ ኣታ ግደፍ
እንዳ ገሬ እሙን ንኡሽተይ ቆለዓ ኣእትውሉ ከም እንዳ ተሐሽ እሰቲከማይ ቆለዓ ዘለዎ ደሰ ዝብሎ ላይክ ረግኣት እውን ኣምፅእዋ
ከዚ ርግኣት ክትወልደሎም እያ
ከይዳ እያ ክትወልድ ንዓዳ
nn0
@@rahelrahel8397
.
@@linidesbele380 ናይ ብሓቂ ነፍሰፁር ድያ?
ሎሚ ዘጋጠመኒ ዳሓን ፡ ብሰንኪ ጆኬርን ዘር-ኣብ-ብሩዝክን ምስ ስድራቤቶም ፡ አና ተመሳሕኩ ብሰንኮም ታሓኒቀ 2 ደቂቅ ዝኸውን ማይ ተሰተኹ ፡ በየን ክወርደለይ ፡ ታሓተቲ ኢኹም አንዳ ገሬ።
ክክክክክክ
ክክክክክክ
🙊😂😂😂😂😂😂😂😂
🤣🤣🤣
ክክክክክ እዋይ ሓወይ
ዋው እንካዕ ደሓን መፃእኹም ምቁራተይ
ከመይ ድኹም ደስ ትብሉኒ
እንኳዕ ናብ እሜቤታችን ድንግል ማርያም
ወርሓዊ በዓር አብፀሓኩም /ና
ሕጉስ መዓልቲ ሰንበትይግበርና
ደቂ ሓላር መሬት
Amen amen amen
ሰላም ደቂ ሐላል መሬት ቡሩኽ ሰንበት ይግበረልና ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕምም ቅድስቲ ማርያም ተሐልወና
አሜን አሜን አሜን ❤ንኩልና ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና
Amen Amen Amen
አመን አመን አመን
Pink ven አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜንንን
ዋውውው ደስ ባህሊ እዩ ደቂ ትግራይ ሽኮር ነዛ coment ተንቡቡዋ ዘለኩም ድማ ኣብ ስራሕኩም ኣስልጦ ይገበረልኩም።ብምቅፃል ድማ ካብ ሕማም ኮረና ይስውረና ኣሜን
AMEN AMEN AMEN
Ameeeennn
Amen Amen Amen
ገርየ ስሓቅ ቀቲልካኒ እንዳያ ዘርኣቡሩኽ ርሂጸ በላዕ ክክክክክክክ
ክክክ 🤣🤣😂😂 ኣያ ጆኬር ሃኒ ኢልዋ 🤣🤣 :: እታ ሓደ ሰብኣይ ከኣ ግደፍ ግደፍ እምበር ኣብዚሓ ኣይትሰኣኑ እስከ ደቂ ማማ ትግራይ ❤️❤️❤️ really great job
ክክክክ ምስ ገሸት እያ ትድቅስ
Kkkk bjeka gdef gdef kalie kalat do. Yelen
ደስታን ሲኒትን ፍቅርን ሓጎስን ዝዓሰሎ ሰንበት እግበረልኩም ኩላትኩም ብሓበራ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ምድረ ሓበሻ።
ቡሩክ ሰምበት ክልኩም ሓበሻ ኣሕዋተይ
አሜን አሜን አሜንንን
🤣🤣🤣🤣🤣 eway gedef gedef zebel kea mexieu hji, the best comedy ever. Suzinino mes eziom kesereh alewo . Keeping going guys. Haftkum kab Eritrea
Ay nski kkkkkkkk
ደቂ ዓደይ ማዓረይ ክፍትወኩም እኮ ማራ እየ ሲሐቀ እስኪ ከማየይ ዝስሓቀ እግርጭው ላይክ
ትዕበ ያዓክ 💘💘😂ክፈትዋ ላይክ እስኪ ዌል ካዓ 😍
Betami nice job only keep it up 💯👍
ገኜ ተቀበሎ ቲ ኣቀኚ 🤣🤣🤣🤣🤣
እንዳ ገሬ እሙን ኣይተኸኣልኩምን👍🏻👍🏻
ግደፈ ግደፈ ዝብል ስባኣያ ደሰ ክብል ሳሓቓ ቐቲልኒ ፡በርቱ ደቂ ትግራይና ሽኮራታ ሰላምኩሙ ይብዛሓ።
ሓደ ሓጺር ዓርከይ ኣብ fecebook ቡሎክ ገረዮስ ሾሊኩ ኣቱ comment ጺሒፍለይ በዛ ዓፈና ዚስሓኩም እስከ ፈሩሙ
😂😂😂😂
ክክክክክክክክክክክልክክክክክክክክክክ ዓፈና
ክክክክክክክክክክክክ ዓፈና
ኣብዛ እንዳ ዓፋና ጉሩፕ ኣለካ ድካ
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
ኣብዛ ናተይ ካኣ ሳብስክራይብ ታሓባበርና ክብራት የሕዋት th-cam.com/video/QXA252i3v2I/w-d-xo.html
Joker lomi abkika zera- burke, kkkkk I love u abey zerabruk good job .reze from Canada from Eritrea...
እንዳ ገሬ እሙን ኬፍ ኣለኩም። ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት
ደስ ዝብል ድራማ። በርትዑ። ጆከረይ ዘይ ሎሚ ሓቲትካስ ሙኻን ኣብዩካ
ሓዳር ዘየብለይ 7 ዓመተይ ሎሚ ፈቲነ ቀኒኦሙለይ ዝብል ደርፊ እንካ ኣዘኻከረኒ።
ትዕበ ቆንጆ ። ክንደይከ ትጽብቕያ ሓወይ።
🤣🤣🤣🤣🤣
አብ መላእ ዓለም ዘለኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንካዕ አብፀሐኩም ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ድግል ማርያም አዴና ስደትና ተሕፅረልና መሬት ዓድና ተርግፀና አሜን በሉ
Amen amen amen
Amen Amen Amen mkrtey
Amennnnnnnnnnnnnn
Amen amen amen
ዋው መፂኩምለይ ዶ መቅሰናት ተጋሩ ነዚኣ ኮሞንት ተንብቡ ዘለኩም ባዕላ ማርያም ተሓሊኩም ኣብ ሽግር ዘለዉ ኣሕዋትና ካዓ ማርያም መዋፅኦ ትፍጠረሎም።
አሜን አሜን አሜን
Ameeeeennn
gere emun ዓፈና /afena/ የውሃንስ ኣለማት /ዘብረኣብሩኽ/
እንኳን ንመቤታችን ቅድስቲ ድንግል ማርያም አብፀሐና አብፀሐኩም ካብቱ ሕማቅ ሕማም ይምሓረና ይምሓርኩም ፈጣሪና ምሕረት የውርደና
AMen amen amen 💕💕💕👏👏👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ በሊ እንኳን ኣይትበሊ
ደቂ ትግራይ ዓደይ ጸላኢኺም ዓይኑ ይደፈን
ካብ ሰንዓፈ
💞💞💞💞
❤❤👈
Bi adey mariam temahxinkom like gibruly
Like niakin neton mekisenat geriye emun
gere emun ዓፈና /afena/ የውሃንስ ኣለማት /ዘብረኣብሩኽ/
ኣታ ረአዩለይ ጆኬር ክሕፀ ደልዩ 😂😂😂
Betami des zebele Serah kulukum 👍🏾👌🏾🇪🇷🇩🇪
ኪድቒስ ደሊየ ኣለኩ ላይኪ ከይትገብሩ ነዛ ኮመንት
🗿🗿🗿🗿🗿🗿Ane msaki kdks gal antekoynki
ሎሚ ብዛዕባ ትግርኛ ቋንቋና ኣልዒልኩም ኣሕጉስኩሙኒ ልክዕ እዩ ከምቲ ዝበልኩምዎ ቋንቋና ክስተኻከል ኣለዎ ንስኻትኩም እውን ኣስተኻኽሉ ንኣብነት ኣብዛ ተዋስኦ "ቡና" "ውጪ""ምንም ችግር የለን" ገለታት ገለታት ዝብሉ ኣለዉ ብቲ ቋንቋና ነመዓራሪ እናበሉም በቲ ከዓ ተባላሽዉ እዚ ክዕረይ እዩ ዘለዎ
ኣታ ደያዘብራኣብሩክ ምስ ደቆም እንተረአኩዎምስ ኣደይ ኣበይ ኣሕዋተይ ብሓንሳብ ክነዐልል እዩ ዝራአየኒ ደስ ይቡሉካ ጄኮር ዕትበ ክክክክክክ ኣያ ተከስተ ግደፍ ግደፍ ብዝኮነ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
Kkkkkkk ጀኮር ኪያና ሲሒቐ (ተጋሩ ኣጸልልኩሙና ብ ደሪፊ ኮመዲ
ዘራብሩክ ዓይነይ ዝፈቱ ላዪክ ረምጢጥለይ👍
Good job great acting specially lemlem ayney btaemi tsbuck srah stay blessed and be save
ዛድራማ ክርአከለኹሰ መንፈሰይ ይሑገሰ
መቀለዓደይ ንፍቅ ሰለዘብላ መቀለ ተናፉቂት
kolile kolile Nabaki eiye mekelle kinmilesa Euna
ሚምላስ ኣይተረፍን ኮሊለ ኮሊለ ናባክየ መቀለ/ትግራየይ ማዓረይ
Ane le nafikeya
I love you semhal shekor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹
Welcome እንዳ ገሬ እመን ከመይ ዲኩሞ ኬፍ ትህብኒ ❤️❤️❤️❤️ ብና ትብል ቃል ብን ግበርዋ ትግርኛ ይዓንብብ
Kexululu deki tgray adey shkorinatat ajekum 🇪🇹🇪🇹💞💞💞💞💞💞💞💞💞💐
ዋይ ኣያ ጀኮር ክጅንጅኑ ዒዋላ ልኮኑ ሰብኣይ ክክክክ
ኣብርሃም መቅሰን ክክክክክክ ግደፍ ናይስ ጽቡቅ ስራሕ
ዌል ደቂ ሪመይ እንካዕ
ንዕመታዊ ክብረ ብዓል ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብሰላም ኣብፀሐኩም ዝተባረከ ሰንበት ነዚ ኩፉእ ሕማም ባዕላ ድንግል ማርያም ትሰውረልና🙏🙏🙏
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
Amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
amen amen amen
😂😂😂😂😂እናበላዕኩ ነይረ ብሳሕቅ ትን ኣቢልኩምኒ ነይኩም እንዳ ገሬ እሙን ሸኮራት😘😘😍🥰 Love you ኩሉኩም😘🥰🥰
ን ኣብርሃም ዝፎቱ 👍💓💓
The first marriage should be of Gere Emun & Bety Hailay and should be held or celebrated at the great Semaetat Hawelti of Mekele with all the stars & other big guests. But many thanks for all your wonderful acting and entertainment and please all of you keep safe and healthy all the time, God bless you all beautiful & wonderful people.
ዋው ናይ ሎምስ ንበይኑ እዩ ደስ ክብል
I love them so much ❤️❤️ sistu ,mother father kiterif alewo 😂😂😂😂
ቅቅቅቅቅቅቅ ኣብራሃም ሳሓቅ ቀቲልካኒ 😁😁😁😁😁
አብርሃም ሽኮር ክክክ ንእንጅራ ይግበረልካ ዓብዩ ምስ ንእሽተን የናእሰካ ፅሩይ ትክእለላ ድማ
እስኪ ነዛ ኮመንቲ ተንብቡ ዘለኹም ኣብስራሕኩም ኣሳልጦ ንሂወትኩም ሙሉጥዕና ይሃብኩም ይሕዋተይ
ብሩኻተይ እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ምቁራተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ብሩኽ ሰንበት ከኣይግበረልና
እዳ ግሬ እንቃዕ ዳሓን መፆእኹም ነዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዓመታዊ ባዓል ካዓ ኣብፆሓኩም ኣብፆሓና ❤❤❤
ንተኽታተልቲ ግሬ እሙን ኣብዛሃለኹም ሃሊኹም ማርያም ፅዮን ክብ ክፍእ ታሓሉኹም ክብራተይ ኣይክፍሎን አሜን በሉ ሳእኒ ኣሜን ምራቀ ክደ ይባሃል😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
amen
Amen amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤️❤️❤️❤️👍👍❤️❤️💚💚
ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብል እና ቀፅሉሉ ኣሕዋተይ ዶሞ ሚካኤል ይሓልኩም❤❤❤❤❤❤
ደቂ ዓደይ ሙቁረራት ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ኣብ ቆፀራኩም ኩሉ ግዜ ምስተረከብኩም ቀፅልዎ
Hi
Kef alekum yeaKkk tegaru shkorat tizerebakum si bayta miwdakk abyou kab hawukm💘💘💘
ሎሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርኩም ሪኢቶ ጽሒፈልኩም ነይረ ብዛዕባ ፋዘር ማዘር ብራዘር ሲስተር ዝብል ስለ ዘዕረኹሞ ክብረት ይሃበልና ኣጆኹም::
gere emun ዓፈና /afena/ የውሃንስ ኣለማት /ዘብረኣብሩኽ/
ቡሩክ ሰምበት የሕዋተይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ክፉእ ዘበለ ኩሉ ትሓልወና
ኣብዚ'ኣ ርኢቶ!
1) እቶም ሰበይቲ ዝደለዩ(ንትዕበ) ኣብ'ቲ ገዛ(እንዳ ዘርኣብሩኽ) ቅድሚ "ጓልኩም/ሰበይቲ ደሊና" ምባሎም....ኮፍ ኢሎም ማይ መሳሊ ክውሃቡ ነይርዎም።
2) ኣያ ዘርኣብሩኽ ኣብ ክንዲ ን ኣያ ጆኬር "ኮላይ ሓዳር ምትላል ጀሚርካ" ምባልካ. .... ንሓፍትኻ(ትዕበ) በይና ጌርካ ክትሓታ ነይርካ'ሞ "ሐራይ ክብሎ ኢየ" እንተ ኢላትካ ሽዑ ኣሉታዉ ጎድኒ ናይ ኣያ ጆኬር እንተትገልጸላ... ከምዘይኮና ንበይና ጌርካ እንተትገልጸላ
ብርድኢተይ ስድራቤታት ንመውስቦ ክተሓተቱ እንከልዉ ሕማቕ ቃላት/ጸርፊ ኣየውጹን ኢዮም ዝብል ግምት ኣሎኒ። ብዝተረፈ ከም ወትሩ በርትዑ መደባትኩም ጽቡቕ ኢዩ። የቐንየለይ!
That is correct !
Deqi tigrina ajokum eske neakum kerei kelekus hegus fencheh yebel beqa kab semen eye selamkum yebzah deqi debub natna ❤️❤️🥰
እንኳእ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ገሬ ትዕበ ጠፊእኽና ነይርኺ እንኳእ መጻኽልና
መድሃንየአለም እዚ ሕማምዚ የጥፈአልና አሜን ሰላም ንትግራይና፡
N’zerabruk zfetu liek gberloy
Subscribe ተሓባበሩኒ ደቂ ትግራይ ምዓረይ th-cam.com/video/yu6E2tBxt7M/w-d-xo.html
ሞይተ ብስሓቅ ንሎማዓቲ ብሓደ ንሕደር ሞ ፅባሕ ሽማግለ ክልእክ ሃሃሃሃ
ግደፍ) ኣታ እዚ ሰብኣይ ስነ-ስርዓት ኣትሑዙለይ ኣታ ኣደብ ኣትሑዙለይ ግደፍ ንብዓልካ ንስካ😂😂😂zerabruk nay lbey ❤️🇪🇷
ዕድመ ልከዐይ ናትኪ ዳስ ናሰራሕኩ ናፍረስኩ ክነብር ያ ኣላ ዘብራብሩኽ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
“Gedfe” is so funny 😂
Omg I here to hear that part😁😁
ክክክክክክክክክ"ግደፍ ግደፍ ክትገይሽ ከላ ኢኻ ክትድቅስ" ክክክክክክክክክክክክክክክክ
ቡሩኹ ሰንበት ደቂ ዓበይቲ !!
አድነቅቲ ትዕበ ቅጭን?!👍👍👍👍
Banki giez mbalum hgus eye kab alem giez mitom kedamot eyu the best of worlds.
ኣድነቅቲ ዘሬ ከምቲ ልሙድ አስቤዛ ክገብር ሓሊፋትኒ ስ like gerkum ኛር ኣቡልኒ
😂😂😂 ኛር ትብል ተኮይንኻስ ሓዲገገዮ
gere emun ዓፈና /afena/ የውሃንስ ኣለማት /ዘብረኣብሩኽ/
ክክክክክክክክ ኣያ ጀኬር ሃኒ ክብል ጀሚሩ ጽብቅቲ ፍሊም ግን ግዜ ብጣዕሚ ሓጺሩ ።
መወዳእታ ዘይብሉ"ግደፍ"😂😂😂
Asye das behelo 💘💘💘💘aye jekar asezenagn😁😁😁🤣
ሰላም ደቂ ትግራይ ዐደይ ፈጣሪ ነዛም ኣብ ኡሱር ዘለዉ መርየት ዓዶም የርግፆም ተዋሳእቲ ግደፉ
አሜን
Hahahah aye jockry baley kemtselka eye sebyti
ክክክክክ ድሓን ትዕበ ከርኤኪ የ ጆኬር መሕረርር
ፅቡቅ ስራሕ።ስነጥበበኛታትና ክብሪ ይግበኤኩም እዩ።
ትህበ ጽብቅት +መጸለል አያ ጆክር
ገሬ + ግደፍ
እንዳ አያ ዘራአብሩክ family
ቀቲልኩምና 😂
ምቁራትን ፍትዋትን👈
God bless you guys👍
እንካዕ ደስ በለና ካብ ትግራይ 98 ካብ ኮሮና ነፃ ወፂኦም ወላዲተ ኣምላክ ጠቅሊላ ካብ ኢትዮጵያ ዓድና በኣማላጅነታ ተጥፈአልና