10 ሽሕ ዕዱም ጋሻ ዘስተኣናገደ ዳስ ርሑስ ጋማ ንተመርዐውቲ ኣይተ ክብሮ ደስታ ምስ ወ/ሪት መርዓት Bste Tigirgna Music live 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 31

  • @mohammedumer4449
    @mohammedumer4449 3 หลายเดือนก่อน +17

    ርሑስ ጋማ ይኩነልኩም ግን ከኣ ካብ ረአዩለይ ረአዩለይ ነቶም አሻሓት ተመዛበልቲ ፀዊዕኹም እንተትእንግዱ ሽምኩም ከመይ ምመዘነ ፣

    • @tsigemariummekbeb4930
      @tsigemariummekbeb4930 3 หลายเดือนก่อน

      I agree.

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr 2 หลายเดือนก่อน

      2.5 ሞሊየን ንስኪ ድኪ/ካ ካፊልክምዎ

  • @KasayeGgorgis
    @KasayeGgorgis หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓደ ለባም ሰብ ዶ ኣይብሎምን ዝመክር ዋላስ ኩሎም ደናቑር

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 3 หลายเดือนก่อน +2

    10 ሽሕ ፕሮፌሰራት ዘይብልካ፡ 10 ሽሕ ህዝቢ ዓዲምካ ክትስዕስዕ ትውዕል፡ ናይ ሓበሻ ነገር ዝገርም እዩ።

  • @walkthewalktalkthetalk6371
    @walkthewalktalkthetalk6371 3 หลายเดือนก่อน +1

    No Comment!😮

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 3 หลายเดือนก่อน

    Seb mealti ekum ...slezi Rhus gama ygberelkum!!

  • @Sjavfwjcws
    @Sjavfwjcws 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ አብ ትግራይ ድዩ? አንተኾይኑ በቃ ካብ ረአዩለይ ስምዑለይ እንታይ ረብሓ አለዎ። ነዚ ነፃነት እዚ ዋጋ ዝኸፈሉ መላምል ሕክምና አብ ዝሰዓንሉ ኮይንኹም ብፍሰስ ተፋሰስ ትምርዐው አለኹም ግን ታይ ይገበር ካሊዕ አደ ደቃ ወዲኣ አብ ገዛ ትዓፅያ ትነብዓሉ ግዜ ። እግዚአብሄር ኩሉ ይርኢ አሎ። ተጋሩ ብሓቂ ኩላትና ጨካናት ኢና ።

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 2 หลายเดือนก่อน

    መስደም ሓቂዶ ትብሉዎ ኣይኣመንኩን

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 3 หลายเดือนก่อน +1

    Denkurena tigaro mewdeta yebelon hezbi ab temeyet kelo aymhrelkmon hefero abey weray gero zetshelma yelen jahera tezey koyno

  • @gualbarka626
    @gualbarka626 3 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ይግበሮ

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 3 หลายเดือนก่อน +2

    ንዝጠመየት 100 ቅርሺ አዋፅኡ ተተባሂልኩም አይተዋፅኡን ትግራዋን ረአዩለይ ስምዑለይ ዝፈቱ ካብ ምትሕግጋዝ ወፂና አብ ዕንደራ ቀዳሞት ኢና

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 2 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ጀጋኑ

  • @AdayHiwet
    @AdayHiwet 3 หลายเดือนก่อน +1

    10 ሽሕ ፡ ኣበይ እዩ?
    መርዓ ጽቡቕ እንድዩ፡ ግን ኩሉ ሰብ ክምርዖ ይኽእል እዩ። 3 ኣዋልድ ኣለዋኒ ዓበይቲ እየን፡ ኣዝየን ኣብላዕሊ ን እቲ ዝበለጸ ቤት ትምህርቲ ኣሎ ተማሂረን ኣን ኣሜሪካ፡ ብሕልፊ እተን ክልተ ፡ እታ ሓንቲ ናይ ጥዕና ሽግር ስለዘለዋ ካብ ፋርማሲ ቤት /ት ኣቋሪጻ ግን ድሓን ኣላ። ብዛዕባ መርዔኤን ግን እታ ዓባይ 75 ሰባት ዓዲማ፡ መግቢ በቶም ሰብ ሙያ ተሰሪሑ ተቐሪቡ ተጻራርዩ ሓሊፉ። እቲ ዋጋ ውራይ ንሕና ኣቦኣን ኣዲኣን ናይ ምግቢ $12,000 ናይ ፍዮሪ ፍረሽ ኣብ ኩሉ ተዋሉ $5000 ከፊልና፡ እቲ ዝተረፍ ባዕሎም ከፊሎሞ እቶም ሞርዑ። ከምህያብ ከኣ ንዓይ ወለደይ ካብ ዓዲ ናብ ኣሜሪካ ክመጹ ኸለው ዝሃቡኒ ሓደ ንዓኣ ሂበያ ዓቢ በናጅር ወይ ኣንበር እዩ ዝባሃል መስለኒ፡ ከምኡ ድማ ዓያኣ ንዓይ ኣደይ ናታ ዝነበረ ትልፊ ኽዳን ቡሩር ዑንቂ ዘለዎ ሰዲዳትላ። ከመይ ዝበለ መርዓ ንሳ ዝደለየቶ ሓሊፉ፡ እታ ንእሽቶ ሕጂ ናብ መርዓ ገጻ እያ ትሓስብ ዘላ፡ ንሳ ትደልዮ ኸኣ ፡ወለዱን ወልዳን ምስ ኣሕዋቶም ቓል ምእሳር እዩ፡ድራር ውን ኣብ ሓደ ዝበለጸ ሆቴል ፕራይቨት ሩም እዩ ክኸውን፡ ንዓኣ ኸኣ $100 k, ናይ ኣደይ ዝነበር ናይ ቀደም ዓይነት ኣስተርሊንን፡ ነቲ መዓልቲ ድራርን ክንከፍል ኢና፡ ነታ ጥዕና ዘብላ ጓልና ኸኣ ሕክምናኣ ምስወዳኤት ኣብ ትምርዓወሉ ጊዜ $100k ን እቲ ኩትሻ ናይ ኣደይን ድራር መዓልቲ መርዓን ክንከፍል ኢና።
    እዚ ናይ ኣሽሓት ሰብ ምዕዳም ግን ከቢድን ኣድካምን ኮይኑ ይስምዓኒ። እዞም ሽሕድዮም ገለ ኸ ነዚ ብርቕሪቐይ ርኣዩኒ ትብሎም ብዛዕኻ ዝዓጅቦም ዶ ይኸውን?

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 3 หลายเดือนก่อน

    Mesakin

  • @MebrahtomGebrehiwet
    @MebrahtomGebrehiwet 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tou Tube

  • @GuwaTube
    @GuwaTube 3 หลายเดือนก่อน

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌻🌻🌻

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ አቦኹም ወይ ድማ ናይ አዴኹም ዶ ከይትገብሩ ናይ ሽዋ አምሓራይ ተኸተልቲ ቐዳሞት አእዱግ ንስኹም ከርፋሓት ደናቑር ጥፍኡ ካብዚ

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 3 หลายเดือนก่อน +1

    አይ ጥጋብ

  • @Cafugg
    @Cafugg 2 หลายเดือนก่อน

    ሽም የበለን ዲ ያ ደነዙዝ

  • @HagereyMedia-q4o
    @HagereyMedia-q4o 3 หลายเดือนก่อน +1

    Fara nfara teakiba!

    • @abeyhaileselassie3040
      @abeyhaileselassie3040 2 หลายเดือนก่อน

      ሓማሸን 4ይ ኽፍሊ ቀናእ

    • @HagereyMedia-q4o
      @HagereyMedia-q4o 2 หลายเดือนก่อน

      @@abeyhaileselassie3040 Hmshush fara Enaty tnager zeleka. Abeyu Hamshn!

  • @belaywelu8678
    @belaywelu8678 3 หลายเดือนก่อน +3

    10ሹሕ?🤔ዕዱማት ድዮም ምሩዃት?

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 3 หลายเดือนก่อน

    ወይ ዕሽነት ድዩስ ልቢ አብ ትግራይ ዶ ይኮን እወ አብ ትግራይ ተኮይኑ መልስኩም ከ መአዘ? ብቻ ድሕሪ ጦርነት ከይትብሉኒ?

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr 2 หลายเดือนก่อน

      እወ ግን ኩሉ ኣማሊኡ እዩ ንስድራ ስዋኣት 2.5ምሊዮሞ ኣበርኪቱ እዩ ክምዚ ንኩሉ

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 3 หลายเดือนก่อน

    ሃፋትም ተጋሩ መሃይማት በዚ ሐዚ ሰዓት'ዶ ከምዚ ዓይነት መርዓ ይግበር ህዝቢ እናሞተ!