ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Fetsum Nay behaki temtie Song Mes tsbketi gule konjo Yeble germa ❤❤❤❤
Super star❤❤❤ Legend
Yene konjo 😍 so proud to have a beautiful daughter like you❤
Wawwww kemti zexelileni zema and gtmi dmxi and qlaxe powwww ❤❤❤❤
the legend ❤❤❤
Star 🌟
Waw! my favorite singer.Your artwork is always on top♥
Legend
You are ma Favorite always ❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿😘😘😘😘😘
Eza derfi kitiem bihilfi nay tehambele tilhit zelewa video tetiserhala wow
Bihilfi bahlawi hirmet tetehawiswo gele aynet nay behaki
Good job Fitsum! Eritrean star
Legend ❤
legend ftse❤
Yebel derfi fache wedi abeyti 🎉
🔥🔥🔥🔥
Good job ጎይታ❤
❤❤❤❤
❤ You are beautiful Dani konjo
ፍጹም ዘምኺኤል አቦ ዜማ ሐደ ካብቶም ደመና ዝሸፈኖ ዓቢ ኾኾብ ተስፋ እገብር ደመና ተቀንጢጡ ድምቀትካ ንርኤሉ አብ ልቢ ኹሉ ዝተወቀጠ ንጉስ ዜማ ትግርኛ።
Bzhati alewu zeysrhom zgebru Nfkri bwedseb mantom zharu Fkrido hmaku Ms zefkerkayo Tonkol gn?. Hmakyu ::🎉❤🎉❤🎉 ✓ fatse asli azmarno muzic kabkulu kulu muzic asararha todlti⭐💌📚💯1 hadekabtom alewuna ilna nmkahalomi ekamo bhjwun bzh yuzysbe hzbi kabaka ,Zemenay utibli abzkereba gzeZzerkahaya naybahaki ♥️ abzhji gze zemene yutub muzuca tebalashulu zelo gze untenatika gna tama kabtenaykedem zeytifle 🎉❤🎉weawwww ⭐🐆⭐🐅⭐🏋️♂️🎤🧠abti hali🐝🎸👍::
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Kokob Derafay !!!
ብጓይላ ተትኸውን ምጸበቀት
ብመጀርታ ሰላም ነዓኻን ንኹሎም ኣድነቕትኻን እንዳ በልኩ ከምኡ'ውን እንቋዕ ብደሓን ተመለስካና ይብል ብምቕጻል ኣነ ካብ ቀደም ሊድያ ትብል ኣልበምካ ኣትሒዛ ጽሒሩ'ውን ምስ ዓበይቲ ስነ ጥበኛታት ሃገርና ካሕሳይ በርሀን ኣሌክስ ካሕሳይን (አዱሊስ ባንድ) ዝወጸት አልበም ኣትሒዙ አድናቂኻ ኢየ ብዙሕ ዓመታት ተጸቢየ ሎሚ ጽባሕ ዶ ይምለስና እንዳ በልኩ:: ምስ ኣብ ልዕሌኻ ዘለኒ ምሉእ ኣኽሮት እንደ ገለጸኩ ዘለኒ ነቐፌታ ክገልጽ እፈቱ ከም'ቲ ዝፍለት ምስ ምሉእ ናይ ሙዚቃ ክእለትካን ናይ ነዊሕ ዓመታት ተመክሮን ነዛ ደርፊ ክስምዕ ከለኹ ከይ ገረመኒ ኣይሓለፈን ምስ'ቲ ናይ ቐደም ደርፍታትካ ክትመጣጠን ይትረፍ ትሑት ብቕዓት ዜማ በኦርጋን ጥራይ ስለ ዝተዘየመት ድያ እንድዒ : እሞ ድሕሪ እዚ ኩሉ ዓመታት ተመሊስካና ከተብቅዕ በዛ ነዓኻ ዘይትመስል ዝያመ ብምምጻእካ ቅር እና በልኒ : ነዚ ነቐፌታይ ብክፉት ልቢ ከም እትቕበለኒ እኣምን::
ከመይ ሪኢኻያ ኣይፈልጥን ግን ናይ ፍጹም ድምጺ ዋላ ብዘይ ሙዚቃ ከማን ከምዚ ልስሉስ ሰሓቢ ድምጺ እዩ ዘለዎ ኩሉ ደርፍታቱ ስምዓዮ ምግናናን ከይመስል እንበር ከማን ዝበርተዐ ድምጽን ግጥምን ዚማንን ዘለዎ ካብ ናይ ኢርትራዉያን ደርፍቲ እዩ
እዛ ደርፊ ናይ ቀደም'ያ ሓዳሽ ኣይኮነትን
ፉጹም ንጎስ ጥበብ ❤❤❤
Fetsum Nay behaki temtie Song Mes tsbketi gule konjo Yeble germa ❤❤❤❤
Super star❤❤❤ Legend
Yene konjo 😍 so proud to have a beautiful daughter like you❤
Wawwww kemti zexelileni zema and gtmi dmxi and qlaxe powwww ❤❤❤❤
the legend ❤❤❤
Star 🌟
Waw!
my favorite singer.
Your artwork is always on top♥
Legend
You are ma Favorite always ❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
😘😘😘😘😘
Eza derfi kitiem bihilfi nay tehambele tilhit zelewa video tetiserhala wow
Bihilfi bahlawi hirmet tetehawiswo gele aynet nay behaki
Good job Fitsum! Eritrean star
Legend ❤
legend ftse❤
Yebel derfi fache wedi abeyti 🎉
🔥🔥🔥🔥
Good job ጎይታ❤
❤❤❤❤
❤ You are beautiful Dani konjo
ፍጹም ዘምኺኤል አቦ ዜማ ሐደ ካብቶም ደመና ዝሸፈኖ ዓቢ ኾኾብ ተስፋ እገብር ደመና ተቀንጢጡ ድምቀትካ ንርኤሉ አብ ልቢ ኹሉ ዝተወቀጠ ንጉስ ዜማ ትግርኛ።
Bzhati alewu zeysrhom zgebru
Nfkri bwedseb mantom zharu
Fkrido hmaku
Ms zefkerkayo Tonkol gn?. Hmakyu ::
🎉❤🎉❤🎉 ✓ fatse asli azmarno muzic kabkulu kulu muzic asararha todlti⭐💌📚💯1 hadekabtom alewuna ilna nmkahalomi ekamo bhjwun bzh yuzysbe hzbi kabaka ,
Zemenay utibli abzkereba gze
Zzerkahaya naybahaki ♥️ abzhji gze zemene yutub muzuca tebalashulu zelo gze untenatika gna tama kabtenaykedem zeytifle 🎉❤🎉weawwww ⭐🐆⭐🐅⭐🏋️♂️🎤🧠abti hali🐝🎸👍::
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Kokob Derafay !!!
ብጓይላ ተትኸውን ምጸበቀት
ብመጀርታ ሰላም ነዓኻን ንኹሎም ኣድነቕትኻን እንዳ በልኩ ከምኡ'ውን እንቋዕ ብደሓን ተመለስካና ይብል
ብምቕጻል ኣነ ካብ ቀደም ሊድያ ትብል ኣልበምካ ኣትሒዛ ጽሒሩ'ውን ምስ ዓበይቲ ስነ ጥበኛታት ሃገርና ካሕሳይ በርሀን ኣሌክስ ካሕሳይን (አዱሊስ ባንድ) ዝወጸት አልበም ኣትሒዙ አድናቂኻ ኢየ ብዙሕ ዓመታት ተጸቢየ ሎሚ ጽባሕ ዶ ይምለስና እንዳ በልኩ::
ምስ ኣብ ልዕሌኻ ዘለኒ ምሉእ ኣኽሮት እንደ ገለጸኩ ዘለኒ ነቐፌታ ክገልጽ እፈቱ
ከም'ቲ ዝፍለት ምስ ምሉእ ናይ ሙዚቃ ክእለትካን ናይ ነዊሕ ዓመታት ተመክሮን ነዛ ደርፊ ክስምዕ ከለኹ ከይ ገረመኒ ኣይሓለፈን ምስ'ቲ ናይ ቐደም ደርፍታትካ ክትመጣጠን ይትረፍ ትሑት ብቕዓት ዜማ በኦርጋን ጥራይ ስለ ዝተዘየመት ድያ እንድዒ : እሞ ድሕሪ እዚ ኩሉ ዓመታት ተመሊስካና ከተብቅዕ በዛ ነዓኻ ዘይትመስል ዝያመ ብምምጻእካ ቅር እና በልኒ : ነዚ ነቐፌታይ ብክፉት ልቢ ከም እትቕበለኒ እኣምን::
ከመይ ሪኢኻያ ኣይፈልጥን ግን ናይ ፍጹም ድምጺ ዋላ ብዘይ ሙዚቃ ከማን ከምዚ ልስሉስ ሰሓቢ ድምጺ እዩ ዘለዎ ኩሉ ደርፍታቱ ስምዓዮ ምግናናን ከይመስል እንበር ከማን ዝበርተዐ ድምጽን ግጥምን ዚማንን ዘለዎ ካብ ናይ ኢርትራዉያን ደርፍቲ እዩ
እዛ ደርፊ ናይ ቀደም'ያ ሓዳሽ ኣይኮነትን
ፉጹም ንጎስ ጥበብ ❤❤❤