HDMONA NEBARIT guys well done! Was a amazing! One of my favourite comedy. And still I waited 4 second part! but she have to continue’’ I waited 4 her! I appreciate 4 your oll worked and wish ze best to come, i’am from 🇪🇷 but was born Sweden🇸🇪 i coming to Asmara soon to met her
Ab tiktok riya iye mexiye Aresta dhri kndey lemena ab comenti iye rekibeya neza flim keyreakwa iye zxhfela zeleku temti mukana btiktok tray agibela So blxti flim iya ❤️❤️❤️❤️
Thank you so much again Ahwat. Alem Geza Kray kea dongya ala bsenki internet connection.
HDMONA NEBARIT guys well done! Was a amazing! One of my favourite comedy. And still I waited 4 second part! but she have to continue’’ I waited 4 her! I appreciate 4 your oll worked and wish ze best to come, i’am from 🇪🇷 but was born Sweden🇸🇪 i coming to Asmara soon to met her
HDMONA NEBARIT welcome thank u kemey kulu gize hugusi eye bakum zmeixwa
HDMONA NEBARIT
Das ist ein Mann
HDMONA NEBARIT
Eti kalot fimtat ke
Kem beal
Langalanga
Gele aynet flim kexiliwo
መን ኣሎ ካልኣይ ግዜ ዝሽይፋ ከምዚ ከማይ፣
ዕለት 27.04.21
An alrk 🤣🤣🤣
Ane aleku✌✌
ካልይ ጥራይ ዘይኮነስ ራብዓይ ግዜ እበር ካኣ እበር 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🙏🙏🙏❤️❤️❤️
27.10.21
Anes yeriea aleku ab tiktok rieya eye abzi mexiye😄😄🥰🥰❤🇪🇷
ኣብ ቲክቶክ ሪአያ እየ መፅየ ከምዚ ከማይ ኣሎክምዶ
ክክክ ዋ ኣነ ጣራሕ መሲሉኒ
ክክክክ ዋይ ኣነዉን እየ ኮ
ኣነ ካልኤተይ ረኺበ
አለና ብዙሓት ግን ኮይኑዋ ዲያ 37ደቂቃ ወይስ አለዋ
Me too
ኣቱም ሰባት እዛ ፍርቱና ሲ ስነ ጥበብ ምስኣ ዩ ተፈጢሩ ሙሉእ ብቅዓት ናይ ምድራፍን ምውሳእን ክእለት ኣለዋ።
ፍርቱየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ባሃቂ አነስ ክፈትዋ ኩሉ ነገር አማሊኡ ዝሃባ መልክዕ እሞ omg ውድእቲ ዶና ምቅርተይ
ኣብ ዓለም ጽጉም ሰብ ወይ ስኩል ከፍቅር ደስ እዩ ዝብለኒ ብልቢ ኣፍቃሪ እተኮንካ እዝጋኣቢሀር ዝፈትዋ እዩ እተ ንረባሓ ዝመጽእ ፍቅሪ ይትረፈኒ ብዘይ ቀላዓለም
Ygermeka eyu ay desi sebat kab xbuk knmahar zey ndeli
💘💘💘💘💘💘💘💘💋💋💋💋💋💋💋💋💋
💋💋💋💋💋💋🙏🙏🙏
🙏
ናይ ብሓቂ አብ ሂወተይ ፍቅሪ እዩ እቲ ዓቢ ካልእ ትርፊ እዩ
ብ ጓል ኣንስተይቲ ዝተደርሰት ፊልም ስለ ዝኾነት ፈትየያኣለኹ ነዛ ፊልም። ብራቮ ሉና ኣማኒኤል 👏👏👏👏👏
how is luna
እታ ኦርጁናል ግን ብወዲ እያ ተደሪሳ😀😀
እስከ 27 /4 /2021 ዝረኣያ መን ኣሎ
ደላዪ ነብሱ ትቢል ፊልም & ብሌነይ ሽልማት ዝግብአን እዩ......፡🇪🇷🇪🇷♥♥
ንሳልሳይ ግዜ ሕጂ ርእየያ
ኣብዚ ኣለኩ❤😭
Ane ka hjie wedeya
Ydegma aleku 🥺😅
Ane kab tik tok ye mexte
ኣብ መቀለ ኮይነ ደጋጊመ ሪኤያ ደጋጊመ ሕጂ ከኣ አብ ስደት ኮይነ ይሪኣ ኣለኩ ዘይትሙኖ ኣበይ ሞ ልብና ሴሮምና ሰራዊትኩም ኣሕሕሕሕሕ ትግርኛ ዶ ንትግርኛ ይቀትሎ 😭😭😭😢
😢😢😢😢ድሓን ከሉ ክሓልፍ እዩ
Dhan ajokum nekasat endyom koynom ember aygaduen yom
ዳሓን ወዲ ሪመይ ዘይ ኻሓልፍ እዩ ከም ምሕላፉ😭😭😭💔💔💔💔
ኣጆካ ሓወይ ኤርትራዊ እየ ብሰንኪ እዚ ስርዓት እዩ ጉሂና እና ከም የሕዋት ኣምላኽ ፍትሒ የውርድ ርዲኢትካ ፈትየዮ
Entay malet eyu Tigrigna do n Tigrigna yqetlo ???
ሰላም ሰላም ሰላም የሕዋት መጀመርያ እቲ ልኡልን ህያውን ዝኮነ እንግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝከበርን ዝተመስገነ ይኩን፡ ኣሜን(((3))
ቀጽለ ናይ ብሓቂ ኣዝያ ማሃሪት ፊልም ቀጽልዎ፡
Very smart movie 'I like it, GBU shukorinatat
አሜን አሜን አሜን
Amenn
@@samuelyewhanse2677 💕💕💕🙏🏻
@@sedubrhani9521 💕💕🙏🏻
አብ ጢቅጦቅ እየ ሰሚዐያ ኔረ እውይ ፍቅሪ ከምዚ ድዩ ብሓቂ መሃሪትን መሳጢትን ድራማ🙏💓
Tiktok maletki do yikouni kkkkkkk
@@azebyehys1752 ያ ቅቅቅ😅😅
Atyo yayu toktok😉😃
Mechm tik tok lemalet yeselen
Ane wala
Thank you everyone. ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ይግበረልና ንኹልና፥፥
HDMONA NEBARIT music bezihwo
Amen3 hidmona nebarit
I hate the background music, and I stop watching the movie so sad.
HDMONA NEBARIT kemey dikom thgosoni hdmona ♥️🇪🇷
HDMONA NEBARIT Amen amen amen
ንዓካ ጥራሕ እየ ዝርአካ ንዓለም ካዓ ብኣኻ እፍፍፍፍ 💔 ልብይ ተንክፍክዮ
እእእእእ ዝገርም ኢዩ፡ like ገረ ኣይፈልጥን ሎሚ ግን like ገረ።
ሕማቅ ኣለካ እሞ
ኣብ tiktok ሪኢኩማ ዝመጸኩም ላይክ 😘🥰
እዛ ፊልም ክሳብ ዝነብዕ ገራትኒ ኣጆኩም ደቂ ኤሪ ናይ ብሓቂ ማሃሪትን መሳጢትን ኢያ
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ቀመም ሂወት ውሽጢ ልብካ ትኩርክሕ ካብ ልቢ ድማ ተንብዕ ሕልናዊ ስራሕ ምስራሕ ናይ ዘልኣለም ሩፍታን ሓጎስን ይፈጥረልካ መንፈስካ ረጊኡ ደቂስካ ድማ ትሓድር በጃኩም ከምዚ ዓይነት ፍልምታት ፍቅራዊ ነዓና ከዕቢ ዝክእል ንዓኩም ድማ ውጽኢታዊ ሒዝኩም ተመለሱና ካብ ልቢ የመስግነኩም
አሕሕ ልብካ ትትንክፍ ብሓቂ 😭ሓቀኛ ፍቅሪብከምዚ እዩ እንተ ሎሚ ግን የለን ኩሉ ንገንዘብ ኢሉ ይቀርበካ
Meley Record ኣይንተሃወኽ ምኽንያቱ ጀመርቲ ኢዮ እበር ፈጸምቲ ኣይበጽሑን መወዳእታ ኢዩ ዝምዘን እቲ ፍቅሮም
ወዲ ሓበሻ መወዳእታ እዩ ዝምዘን ዶ ኢልካ ካብዚ ንላዕሊ መወዳእታ ኣሎ ድዩ ልዕሊ መወዳእታ ንዓይነስውርቲ ምፍቓር ንሳ ውን ነቲ ስንኩልኑኡ ሪኣ ዘይምህዳማ ካብዚ ዝዓቢ መወዳእታ የለን ሎሚ መን ዩ ንዓይነስውርን ንስንኩልን እንዳራኣየ ዝቀርቦ ስለዝስ ካብዚ ዝዓቢ የለን ሓወይ
Meley Record 😅😂😂😂😂😢
ተሳቃይት ብጋንዛ ፍቅሪ እየ ማማ ባባ ናፍቆትኩም behaki sebuk eka zelka kebur hawi kenuen helnawi fekren ember kea
Imoba MacDonalds iba advertise aytgberelom sehabey
This is how our short, long, comedy and film should be. You’re doing beautiful work guys🇪🇷🇪🇷♥️♥️
Kab tiktok kedalya zemaxa like regaxuni deki eri
ብጣዕሚ መሃሪት ፍልሚ ደቂ ኤሪ ኣብስራሕኹም ኣሳልጦ ይሃብኩም ። ❤ እዛ ከም ኣይነሰውር ኮይና ትዋሳእ ዘላ ክትምቸወካ l love you ❤
ውዴ 😢💔🇪🇷💔😢🇻🇳
Nhna keman ftwtw yene wddd 🇪🇷🌹🇻🇳🌹❤️🌿🙏😢
ናይ በሓቂ ደስ ትብል ስራሕ፣ ጥበብኩም ይሰስን ብሩኻት ኣሕዋት ! ሉና ንፍዕቲ ኣድኒቀኪ ህድሞና'ዉን ንፉዓት ደስ ዘብል ስረሓት ሒዝኩሙልና ትመጹ ኣለኹም ፎርሳ !
Nfurtuna shikor zfetu eza wuldo tekhli like ske
ልበይ ክሳብ ዝጋሓጥ ነቢዐ ። ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ ሰራሕኩም።
Ab tiktok riekuma zmexakum eske edkum haf ablu
ዋውውው ብጣሚ መሳጢት ፊልሚ ብፍላይ ከኣ እታ ክላሲክ ማራ ትምስጠካ።
*ሓደ ነገር ክሓተኪ ኢየ ንድሕሪት ትመሊስኪ ድማ ክትምልስለይ ኢኪ ?
*ሰሎምን በጃካ ንድሕሪት ኣይትምለሰኒ ህይወት ብቕድሜና ኢያ ዘላ፡ነቲ ዘይንፈልጦ ክንፈልጦ ምንባር ይሕሸና ።
*ትማሊ ንሎሚ ከምትጸልዋ ክንዝንግዕ የብልናን !
*ትማልን ጽልወኣን ንትማል ይኩነኣ፡ ሎምን ተስፈኣን ከኣ ንሎሚ ይኩነኣ. ........ሰሎምን ጹቡቕ ይስመዓኒ ኣሎ ።
*ናይ በሓቂ ከም ሎሚ ጽብቕቲ ፊልም ኣይረኣኩን*
Thanks more .
Hiji da mo baelika indika derasi konkala jemil hhhhh
"ሰሎምን. ....
ብከመይ ፈሊጥክኒ ?
"ነዓካ ጥራይ ዘርእያ የዒንቲ ኢየን ዘለዋኒ፡ንዓለም ከኣ ብየዒንትካ ኢየ ዝጥምታ "
Abay meliekti ya
ዋው ፍሩትና ኣበይ ታሓቢኢኪ
ጸኒሒኪ ዝኩሉ ዓመት ኣጂኪ ብራቮ
ዘንባዓትኒ ፊልም ደጋግማ ዝመጸኒ ሓጻር ፍልም።ኩላትና ውሽጥና ገለ ነገር ኣለዎ።ብፍላይ እዛ ተዋሳኢት ማራ እየ ዘድንቃ።ናይ በሓቂ ኣብዚ ግዜ ብ ኣወሳስእኣ ደስ ትብለካ ኣጆኺ ቀጽልዮ ይብላ።
ፊልሚስ ከምዚ ክከውን ኣለዋ
ዋላ ቶም ተዋሳእቲ ከፍ ኣለዎም እዞም ናይ ኦውሮጳ ጸለእኩ።
Biniyam Weldegebrial ich auch?
@@iloveyoumamm5448 bist du auch
ብሩኽ ሓወይ እቶም ናይ ኦውሮጳ ከምዚኦም ክከኑ ናትካ ጻዕሪ ኣገዳሲ'ዩ
ናይ ባሓቂ አስሒቅካኒ
Kopie kab nay amharina
2023 ዝረእያ መን ኣሎ ❤❤❤
ኣቱም ሰባት ነታ ርግምቲ ነብሰይ ሲ ዳህሲሰያ እዛ ፍሊም ናይ እያ ትግባኣኒ ነይራ እሞ ፊትውተይ እዛ ፊሊም እንድሕር ርኢክያ ስ ይቅረ በልለይ እዝጋብሆር ሓድግ እዩ እም ኩሉ ዝገበርኩኪ ሕደግለይ እሕዋት ድማ (((ላይክ))) ሃቡኒ
sorry hawey layek wedina
Tomi Wann sehe ich dich wieder Mami thanks bro
ናይ ብሓቂ ትድነቅ ፊልም መሳጢት
ትርጉም ሓቀኛ ፍቅሪ ዝሓዘት
ተተንውሕዋ ነርኩም እም ኻኣ
ብዝያዳ ምመቀረት so
Thenk you ምስኩሎም መሳርሕትኹም
ዕድመን ጥዕናን ከምኡ ውን ኣብ ስራሕኹም
ኣሳልጦ ይምነየልኩም
ፋርቱና ጅግና ቅጽልዬ and ሳሜ nice one
መን ኣሎ 2016 ዝሪኣ ዘይትምኖ ፊልሚ😢✌
ኡፍ ናይበሓቂ ክንደይ ሪአ እየ እሞ ከምዚኣ ኣይ ረኣኩን ማሃሪት ዝኾነት ፍሊም ቀጽልዎ ኣብ ስራሕኩምኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ይምነየልኩም
ውውውውው ሓፈሻዊ ንኩሉኩም ተዋሳህቲ ህድሞና ሽኮርራት ጽብቅቲ ናይብሓቂ miss yuo all tanks
Author "Luna Amanuel"
Director "Luna Amanuel"
what a Talented ❤❤❤Eritrean hero is She?
Am proud being of yours ma hero Eritrean people.....wawww
ኣብ ቲክቶክ ኢና ርኢናያ መጺና ገሌናስ ኣዝያ ከኣ ደስ ትብል ንፍርቱ ዓይነይ ምስ ረኣኹ እየ መጽየ
Omg btaemi tdneq flim ewe nhna deqi sebat bnay xbah tesfana natesfewna kindi hgusat nkewn bnay zihalefe shigrna zekirna nhazn sebat ena neza resah alem kisegra entekona gn tefaqirna bnay mexaei xbuq kikonelna tesfa enageberba kinhalfa u zelena
Samri I love you Jesus ኢየሱሰይ ፍቅርኻ ማሪኹኒ'ዩ ሂወት ከም፡ ኡ ያ እቲ ሑልፉ ዝዝክር ሰብ ዩ ሕልና ዘለዎ መብዝሓትና ደቂ ሰባት ካኣ ኣብ ሕልናና እና ንነብር።ኩሉ ገዲፍካ ንቅድሚት ግን ኣኽእሎ ይሓትት
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ነዛ ፊልሚ ልዕሊ12 ግዜ ዝራኣያ ምፅጋብ እምበር ሲኢነያ እዛ ፊልሚ😥💕
ደራሲትን ዳይረክተርን ናይዛ ፊልም ብጋልነስተቲ ብሙኻና ኣዝየ ተደኒቐ።ኣብ ሃገርና ስኣን ዘተባብአን ባጀት ብምስኣነን ብዙሓት ንፉኣት ደቀንስትዮ አንኮላይ ደቀ ተባአትዮ ተጸቒጦም ዮምን ዘለዉ ፡ብኣቕምና ከነተባብኦም ዩ ዘለና።ብራቮ ሉና፡ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ፊልም።ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላአሊ ክትሰርሒ ክንጽበየኪ ኢና።
ሓውኹም ነሽነሽ ya nay bahaki neshu hawey
ሓውኹም ነሽነሽ ካብዛ ፊልም ዚኣ ንላዕሊ ደኣ ንዓኣ ትድገማ ጥራይ በላ እንበር
Neshnesh wedi nay turkey film degam iya entedelika beza aresti atika reaya sadece sen
Henok Futsum
Habesha Moral mhab Aytfeltwon ekum 😢😟
Henok Futsum ካብ ዝኮነ ይምጻአ ምትብባአና ጥራይ ኣይፈለዮም።
መግለጺ ሲኢነላ እዛ ፊልሚ ብጣዕሚ ኣዛናጋዒትን ምሃሪትን ረኢኺበያ ኣለኩ
ነዛ ጽሕፍቲ ዝጻሓፍኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ብመጀመርታ ብሪክን ቀዳምን ሰንበት ይግበረልና። ብምቅጻል ድማ ናይ ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ ፊልሚ ያ ኣጆኪም ኣይትሕመቁ
ምግናን ዘይብላ ዘይትርብሸካ ፊልም..ዓይነ ስውራት ልዕሊ ጡዑያት ዝያዳ ከምዝርእዩ እተረድእ። ካልእ ድማ ብዘይ መቀነት ምዝዋር ውን ንሓደጋ ከምዘቓልዕ እተዘኻኽር።ህድኣት ናይቲ ዝርርብን እቲ መሰነይታ ክላሲካል ሙዚቓ ነታ ፍልም መቐረት ከምትውስኽ ጌርዋ።ሃብሮም ደራሲት ቀጽልሉ ።
ዋውውውው ናይ ሎሚ ፊልም ፍልይ ዝበለት ዝበለጸት ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ዩ በሉ ኣይትጥፉኡና ብካልእ ተመለሱና ፍርቱየ ካኣ ኣብ ኮንድሽን ኮንክለይ
Atum sebat eza luna tbehal gal gele aynet zkonet derasit eya kttababae zelewa eya so qexlyo ❤❤❤
Uffffffff anes lbey tegodia kemay do tkonu 😭😭 💖💖💖btami dess zbl eu kexlwo kblekum yfetu
Naybahki lbka ttnkf maharitn maditn lbey tenkifahani edmen tenan yhabkum deki erey marey kexlwo ❤❤❤💪
በጃኹም እባ መቀጸልታ አውርድዋ ❤❤❤❤😢
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ኤረይ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ሞ ኣጀኹም ቀጽልዎ
እዚ ኢዩ ፊልም ማለት ንፍዕቲ ኣጆኪ ቐጽልዮ፡፡
ባእ ኣቲ ፉሩተይ ከብደይ በሊዕኩምኒ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ማሃሪት ዛንታ ኣጆኺ ቀጽልዮ ፉሩቱና ናይ በሓቂ ንፍዕቲ
ክሳብ ሕጂ ዘይትምኖ ፊልም
ሉና ብልጽቲ ❤
ደስ ትብል ፊልሚ እታ ብጣዕሚ ተመሲጠ ሬኤያ love u deqi erey ❤❤❤❤❤
Xbuk srah deki erey gele ayney film ajekum kexlwo nhna ka eti like ynbkekelom 👍💋❤❤
i have watched this movie for more than 10 mites but still is the best. GOOD WORK guys!
መጀመሪያ ኣቲ ናይ ኣምላክ ሰላም ይብለክም ብሓቂ መሳጢት ማሃሪት ፊልም ኣጀኩም ቀጽልዎ ብሓቂ ኣዚያ ማሃሪት አያ
ዋውውውውውው ናይ ብሓዊ ደስ ተብል ፍቅራዊት ፊልም ናብ ምድረ በዳ መን ኣብጺእኒ ዘይኮንስ መን ኣጥሊልኒ ኢልካ ምሕሳብ ናይ በራሕቲ ሰባት እዩ ስለዚ ኣጆኪም ቀጽልዎ ኣምላክ ምሳኩም ይኹን
ህድሞና ሰላም ነዓኹም ። ብ ጣዕሚ ሓጺራ ጽብቅቲ ዛንታን ጥዑም ቃላትን ኔሩዋ ግን ኩሉ ነገር ኣይወጸን ኣዚያ ክትዓቢ ትክእል ኔራ ኮይኑ ግን ቆሪጽኩማ ፡ ብዝኾነ ካብ ዝሓለፋ ዝሓሸት ፊልም ያ ን ዓይ
ደስ ትብል ፈሊም ዴቂ ደኤሪይ ኣናብስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ካብ ናይ ፈሩቱ ቃላት ዝመሰጠትኒ ንምድረበዳ መን ኣምጺኢካ ዘይ ኮነስ
ኣብ መደረ በዳ መን ኣጢሊልካ እዪ ኣገዳሲ 1000ላይክክ ኣይተዉሑድሎም
ብሓቂ ንፍቕሪ ብግብሪ ምግላጽ ተርኢ ፊሊም ። ደስ ትብል, ቅድሚ ቁሩብ መዓልታት ግን ብጽሑፍ ኣብ ገጻት ፈስቡኽ ኣንቢበያ ኔረ እዛ ዛንታ ። ብዝኾነ ወገናተይ ኣጆኹም ቀጽልዎ
End Shieb fikadna ent koneka eba eta zanta kenbiba deley
Ok ,
End Shieb እታ ዛንታ ከንብባ ደልየ እባ ኣበይ ክረክባ ይክእል
End shieb eta zanta eba tehababrena
ዋውውው ናይ በሓቂ መሃሪት ፍልም ኣብ ሃወት ክሳብ ዘለካ 'ስ ተፍቅረካን ተፍቅራን ከምዚ ናይ ሓልዮት ዘለዋ ፍቅሪ ደኣ ይግበረለይይ ስለዚ ናብ ምድረ በዳ መን ኣንጺእካ ዘይኮነስ ኣብ ምድረ በዳ መን መጥለሊ ጎሮሮ ኣስቲካ ።
ጽቡቅ ስራሕ ብሓቂ ደስ ዝብል
Hagos Love ❤️
Btaemi sbuk keslwo
ናይ ብሓቂ ኣዝያ ጥዕምት ፊልሚ
wowwwwwww...Luna, you are a very specially person in almost all aspects of life...I wonder who owns you...excellenttttttttttttttttttttt job!!!
ገዛይን ገዛካ ሓወይ ማዕዶ ማዕዶ ተጸዋዕኮካ ሓወይ ትመጽዶ . ........ ኣሕ ናይ ቀደም ደሪፊ so ጽብቅ ስራሕ
ውውው ናይ ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ ሓጻርን ጽፍፍትን ፡ጥበብ እዚ እዩ።
ፅቡቅ ስራሕ ኢዩ ፍቅሪ በደል አይቆፅርን ግን አብ እዛ ዘለናያ ዓለም እዚ ዓይነት ፍቅሪ ዝተወሰነ ኢዩ ዝረክቦ ንኩልና መስተውዓሊ ልቢ ይሃበና ምርአይ ወይ ምሕዛን ብቻ ዘይኮነ በዚ ተማሂርና አብ ሂወትና ክነተግብሮ ይግባእ ♥♥♥
ናይ ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ ፊልም
እዋይ እዳ ድራማ ኣነ ብጣዕሚ እየ ደስ እላትኒ ዘላ እስከ እባ ካብታ ካላኣይቲ ቀልጢፍኩም እባ ስደድሉና የሕዋት ክንርእያ ታሃኒጢና ኣለና ኣካ ህቅ
Ati kab shngrwa zewadadru temtslna dia nski endki ktwadaderi zgbaki. Emaaaa😘😘😘 4.
ናብ ምድረበዳ መን ኣእቲኒ ዘይኮነስ ኣብኡ መን ዩ ጎረሮይ ኣጥሊልኒ / ሶ ብጣዕሚ መሃሪትን መሳጢትን ፊልም ደቂ ሪመይይይይ ሽኮሪናታት
ንኽትነብዕ ደገኻ ብጸላም ተሸፊኑ ንብዓት ብሌን ዓይንኻ ንውሽጢ ኣካልካ ከም ማይ ከረምቲ ይውሕዝ ኣብ ሂወትካ ስለ ዘጋጥመካ አዩ ናይብሓቂ ደስ ተብል ፊልም
ኣሰይይይይ ናይ በሓቂ ልብካ እትትንፍ ፊልሚ ነቶ ዓይኒ እንከልና ከም ዕውራት እንመላለስ ከምዚ ከማይ እትምህር እያእሞ ቀጽልዎ እግዚኣብሔር ኣኻእሎ ይሃብኩም ካንዚ ንላዕሊ ከተዳልው
ኦፍ ሉለይ ብጃኪ ኣይትጥፍእና ባ ናይ ብሓቂ ፍሉይ ድርሰትን ተንካፍን ቀጽልዮ ጽብቅተይ።
ኡፍፍፍፍ ከብድካ ትበልዕ ፊልም በሓቂ ቀጽልዎ ኣብ ፊልሚ ዘይኮነስ ሓቂ ዝኮነ ፍቅሪ ከምዚ ይፍጠረልና
Wow 😮 ktgelxo zey tkal smiat ahdretley mulua srah 💗🇪🇷🇪🇷
wawwww nay bhaki mesatitn meharitn adenakit sehabit film nwshtka ttnkf eya emo kexlwo bflay luna. .. ¥₩¥¥₩£♤♢♡♢ Tack. ..
ብጣሚኢ ጽቡቅ ስራሕ ደአስ ዘብል ቀአጽልዎ ኣጀኺም ብፍላይ ከኣ ሉና ኣማንኤል ኣጀኺ ኣንበሳ 1000/1000/like
Nay bhaki maharitn tenkafitn ab alem bzuh negerat kemzelo tgelx filim eye kemzi aynet shgr kemzelo wun netom bzey tekm nshgern nchnekn tmhrenan teredanan so thanks very much
ፍርቱና ሽኮር ኩሉ የጸብቐላ
Owww OMG btaemi lbi titnkif hlinaka tenkesakis movie ab hiwet kab haxerti movie zmesetetni eya kemzi zelekumo tekexilkum bhaki bzuh tmihrti zkesim seb kem zelo ateamamen eye mo endie niakum si 100000000 ezi like keman nawehadekum
Wawwww nay bhaqi filim Asalto Yhabkum Fetarii deqi Eri Mqrat.
Wauuuu
Azyu sbuk srah eyu keep going guys. Gna nay gezah rieska fetera mgbar sbuk neyru. Ezi malet aynkidah. Natna nay bahlna kdres zelewo bzuh alo. Haftey luna ab kesali bnatna gerki tesfa keykoreski nsbeyeki. We love you sis ❤❤❤
Luna haftey natki whbto ayelalekin bhaqi bqeti derafit eki kixbeyeki eye kemzi kibl keleku gn nezi zelekyo aneaese aykonkun bgororoki sle ztesahabku eye😍😍😍😍😍😍
ዋው ኣዝያ ልብካ ትትንክፍ ዛንታ. ሰናይ ነገር ንኽትገብር ትመርሕ ፊልም. ሓጺራ ንውሕ ክትብል ኔሩዋ ብዝኾነ እቲኣ ስነጥበባዊት ኣብ ብዙሕ መድረኻት እሪኣ ኣለኩ ብጣዕሚ. ሓያል ጓል. በርትዑ ቀጽልዎ ተስፋ. ይገብር. ከምዚ ዓይነት ሙቁር ዛንታ ሒዝኩም ክትመጹና: :
Ab tiktok riya iye mexiye Aresta dhri kndey lemena ab comenti iye rekibeya neza flim keyreakwa iye zxhfela zeleku temti mukana btiktok tray agibela So blxti flim iya ❤️❤️❤️❤️
ብጣዕሚ መምሃሪትን መሳጢትን ቀፅልዎ
ፅቡቃተይ ቀፅልዎ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ንምታየባ ዝነብዕ😢💔
ብጣዕሚ ልቢ ትቅስቅስ ፍሉይ መልእክቲ ዘለዋ ፊልም እያ ኣጆኩም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሓላላት i love you ፍሩቱየይይ
ንመበል ሳልሳይ ግዜ ይርእያ ኣለኹ በቃ ምምናዋ ስእነ ፍርቱና ናይ በሓቂ ንስነጥበብ ኢልኪ ኢኺ ተፈጥርኪ በጃኻ ስነ ጥበብ ኣትዕብኪ ሓዝዮ ብዘይ ምሕሳው ምሳኺ ዝኸይድ ኢዩ
ኡፍፍፍፍፍ ወይኔ ፍቅሪ ማለት ከምዙይ ድዩ Anyweys Good job keep it up
Genet Gerye የያቆብ ኣድናቂ ነኝ ksab Hji ayfetenkiyon Malet diyu !
Genet Gerye የያቆብ ኣድናቂ ነኝ
Genet Gerye የያቆብ ኣድናቂ ነኝ ውቱፍ ዉቱፍ ዶ ኢልኪ ካካካ
ዓይኒ ስዉርቲ እንተኮንኪ ድንሃጸ ዝተሓወሶ ሰላም ገረ ብፍቅሪ ከማምቀኪ ኢየ ቅቅቅቅቅቅ
dev Gaim ወድ ሕድሪ አኦኦኦ ...ኣታ ዶቪየ ተመስገን እረ ምስ ዓይነ ብርከይ እየ
Hahhhhh ክትማምየኒ ምሽ?
ይናፍቅ ኣለኹ ንኹቡራት ስድራይ ወየ?
nay bahaki gele aynet film luna mkrti kaf alekum edmen tenan ms kulom mesarhtki luna mkrti kndaks kndi 100000000000000000000000 👍👍👍😙😘😍💗💕💖💞🤗💪👏👊👄
Meray ko ayrakuwan zalku dehray endea kerea gen like you guys
Thank you very much luna shukor nay mexai kokob nay sne tebeb eritrea ambesa btami tahabine hayal srah awetn asalton ab srahki::
Away nay behaki lbka ztnkf luniye ajoki bertea
ዋውውው ዘይጸረፍክዋ ፊልም የላን ሎሚ ግን ከይዘረፍክዋ ትሓልፍ ኣላ እዛ ገለ ዓይነት ፊልም
ብሓቂ ልብካ ትበልዕ ስራሕ ንፍዕቲ ሓፍተይ ናተይ