ጥበብ ኣብ ደርፊ | |ሻሙናይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • ጥበብ ኣብ ደርፊ|
    ቅኔ ኣብ ደርፊ
    © እዚ ቪድዮ'ዚ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋምን ምስትምቓርን ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
    Support Mahder-production
    Patreon: www.patreon.co...
    Paypal: www.paypal.me/...
    Mahder-production social media links፡
    Facebook- / mahderproduction
    TH-cam- / mahderproduction
    Instagram- / mahder_production
    Tiktok- www.tiktok.com...
    ዳኒ ወዲመምህር
    www.facebook.c...
    / wedi__memhr

ความคิดเห็น • 322

  • @arsuzeru3952
    @arsuzeru3952 ปีที่แล้ว +88

    ናይ ወዲ ትካቦ ብ ጠለብ የቕርበልና ትብሉ like ርገጹ ❤❤❤

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 ปีที่แล้ว +67

    እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ወዲ መመህር!
    እንቋዕ ብደሓን ናብ ዳግማይ ትንሳኤ ኣብጻሓና^
    ብምቅጻል ነዛ ዓወትን ሓፋሽን ትብል ናይ ወዲ ትካቦ ከተምጻልና ድማ ንምሕጸነካ ከምዚ ከማይ ንወዲ መምህር ብሙሉእ ልብኹም ትሰምዕዎ እስከ ረጊጽኩምኒ ሕሉፉ!
    ❤❤

  • @temesgendesbele1016
    @temesgendesbele1016 ปีที่แล้ว +9

    እወ ንብዓት ዓሳ ክፈጥር'ዩ ማዕበል
    ደም ሓርነት ዝተነጽጎ ጸበል
    ክሰግሮ'ዩ ዚ'ዘመነ ገበል
    ሰላም ኢልና ዘመን ዘላገጹ
    እንተ ንህውከት ግን ክዕንቅጹ
    ጽባሕ ቆጺርና'ዮም ሎሚ ይመጹ
    ጽባሕ ተ'ንቆጽሮም ሎሚ ይመጹ።
    Legend wedi tkabo.

  • @merahawey3489
    @merahawey3489 ปีที่แล้ว +40

    ዳኒ እዛ "ዓወትን ሓፋሽን" ትብል ናይ ወዲ ትካቦ እባ ተንትነልና🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ።

    • @Brave-Is_Mine1
      @Brave-Is_Mine1 ปีที่แล้ว +3

      ክትከብዶ እያ:ብውሑዱ ገለ መዓልታት ከድልዮ እዩ ክሳብ ዝዳሎ ንኽፈልጣ::ወዲ ትኳቦ ብኣዝዩ ረዚን ቃላት ዝነደቓ ብልጽቲ መልእኽቲ ሓዘልን ኣዝዩ ከቢድ ጽፍዒት ነዚ ብልሹው ስርዓት እያ::ንዓወት ንሓፋሽ ብሰለስተ ገሊጽዋ ኣሎ...1.ብዙሕ ሂወት ከፋልና ተዓዊትና ክነብቅዕ ኣብ ጥራይ ጎልጎል ዜሮ ተሪግና/ከሲርና:...2.ሓፋሽ ብቃልሱ ዓወት ኣብቁሉ ግን ብዓወቱ ባርያ ክኸውን ተፈሪዱስ ክሳብ ሕጂ ድማ ይመውት ኣሎ("ዓወት'ዚ ደንዳኒ ቀታል ቀላጽሙ:መሓውር ዝበትኽ ህዋሱ ዘቖሙ)":...3.ዘርኢ ዝሓለፉ ተጋደልቲ ፍሬኦም ፍትሒ/ነጻነት...ወዘተ ክኸውን ዝግበኦ ብከንቱ ናብ ጉድጓድ ተጓሒፉ:ውሉዳቱ ምንባር ሓሪምዎም ፋሕ ኢሎም"ውሉድን ውላድን ቶም ደቂ ህያብን:ተራኺቦም ዶ'ባ ኣብ ግብርን ሓሳብን"...ግብሪ/መስዋእቲ ስውኣት ንራህዋ ደቆም/ህዝቦም/ሃገሮም ምስ ሓሳብ/ትጽቢት ናተይ/ናትካ/ናይ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ተጋጭዩ...ምኽንያቱ እዚ ሽፍታ ስርዓት ጨውይዎ::ብሕጽር ዝበለ ዓወት ንሓፋሽ ምባል ላግጺ እዩ ይብለና'ሎ ጠቢብ ወዲ ትኳቦ:ምኽንያቱ ህዝቢ ኣሽሓት ከፊሉ ተዓዊቱ ሃገሩ ኣውሒሱ ክንሱ ነታ ዘውሓሳ ሃገር ከም ልቡ ብናጽነት ክነብረላ ኣይከኣለን::ስለዚ ዓወት ንሓፋሽ ጠቒማቶ'ዶ ኣይጠቐመቶን??ሃንስ ንዓወት ብብዙሕ ክሳራ እዩ ተርጒምዋ ዘሎ::
      ብዙሕ ክብል ምኸኣልኩ ግን ግዜ ኣይኣኽለንን::

  • @robelzaid4197
    @robelzaid4197 ปีที่แล้ว +43

    ንፈለማ ኣይኮንኩን ዝሓትት ዘለኹ ናይ ወዲ ትካቦ ግዜ ዳኒ❤❤

    • @kubromfutuwi8983
      @kubromfutuwi8983 ปีที่แล้ว +7

      Miseu aleku nay wedi tkabo pls

    • @Mrreal-nq8yw
      @Mrreal-nq8yw ปีที่แล้ว +1

      nay wedi tkabo awet n hafashn

    • @sharont6219
      @sharont6219 ปีที่แล้ว

      Please wedi tikabo Awetn hafashn

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele ปีที่แล้ว +23

    ናይ ወዲ ትኳቦ ፍቕሪ ተኣሲሩ ትብል ሓያል ፖለቲካዊት ትሕዝቶ!!❤

  • @doryentertainment3153
    @doryentertainment3153 ปีที่แล้ว +1

    "ኣነ ዘሕዝነኒ ፡ ኣዋልድ ዓድና
    በዚ ከውታ ግዜ እንታይ ይኽደና
    መሶብ እኳ ዘይብለን ፡ እታ መሶብ ወርቂ
    ጻዕዳ ዝ'ላኽኣ ሰማያዊት ድርቂ"
    እዛ ነግሒ ናይ ሕደማ ደርፊ " መሶብ" ናይ ኢንጂነር ኣስገዶም እያ። ኣብዛ ሕደማ ድማ ቅኔ ከምኡ ውን ወስጠዘ ኣሎ። "ሰማያዊት ድርቂ" ብምባል ድማ ን ኤርትራ ገሊጽዋ ኣሎ። ኣብዚ ከይነንውሖ ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ጽቡቕ ጌርካ ከተቅርባ ተስፋ እገብር።
    ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ ደስ ዘብል ኣቀራርባን። ብርዕኻ መመሊሳ ትሰስን።

  • @Peac380
    @Peac380 ปีที่แล้ว +18

    Bravo 👍🏾
    You are reviving our peoples cultural heritage songs from 60th and 70th in regarding to the music reality at that time. You are talented ⭐️⭐️⭐️

  • @KebronBahre-dz7tu
    @KebronBahre-dz7tu ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ሓወይ ናይ ብሓቂ ትንኣድ መደብ ቀጽሎ ፡፡ ናይ ብሓቂ ስነ ጥበብ ሃገርና ብፍላይ ክኣ ስነ ጥበብ ትግርኛ ናብ ጽቡቅ ኣንፈት ክስጉም ከማካ ጉዱሳት መነእሰያት እዮም ዘድልዩና።

  • @hadishkubrom7965
    @hadishkubrom7965 ปีที่แล้ว

    ናይ የማነ ባርያ ዓይነይ ጠሚቱ ናባኪ

  • @temertasgoitom1257
    @temertasgoitom1257 ปีที่แล้ว +18

    ናይ ሰሎሞን ሃይለ ደርፍታት እባ ሃይሰልነ ወዲ ምምህር ምሳይ ትስማዓምዑ👍 ርገፁኒ

    • @venuduciel835
      @venuduciel835 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ 'ታይካ ኢና ክንረግጸካ🙂

    • @temertasgoitom1257
      @temertasgoitom1257 ปีที่แล้ว

      @@venuduciel835 ኣብ ምንታየ ይመስለካ 😛

    • @venuduciel835
      @venuduciel835 ปีที่แล้ว

      @@temertasgoitom1257 ረጊጸካ ኣለኹ

  • @wedigolij6242
    @wedigolij6242 ปีที่แล้ว +1

    Dani wedi Bravo 👏 kemtlumed eyu
    በዓል ሙናየ ሙና Nay Solomon Barye

  • @yonasmatti8118
    @yonasmatti8118 ปีที่แล้ว +2

    ይበል ዳኒ! ግርም ትንታነ ስነ-ጥበብ ደርፍታትና፣እንተላይ` ውን ብሉጽ መምህር ትግርኛና ኢኻ።

  • @yednglmaryamlij
    @yednglmaryamlij ปีที่แล้ว +10

    ዓወትን ሓፋሽን ብመልክዕ ትንታነ ንጽበን ትጽበዩን
    Like ነጽግባ❤❤❤

  • @Ymesgeno
    @Ymesgeno ปีที่แล้ว

    እዛ ቪድዮ ሕጂ ሳልሳይ ግዜ ይርእያ ኣለኹ፡ ራብዓይን ሓምሻይን ውን ጌና ብ ሕጂ። Thank you, ዳኒ ሓወይ።

  • @misgnameseret-xb2hq
    @misgnameseret-xb2hq ปีที่แล้ว

    ወዲ መምህር፡ ጽቡቕ ትምህርቲ። ብዛዕባ ናይ ወዲ ትካቦ ደርፊ "ዓወትን ሓፋሽን" ህየሳ እንተ ትሰርሕ ጽቡቕ ምኾነ።

  • @Mussie979
    @Mussie979 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ክፍሉ ዳነው፥ ኣዕልልኒ ትብል ብቕኔ ዝተሃንጸት ደርፊ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ኣላ።

  • @letshi1317
    @letshi1317 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ሰሎሙን ይኩኖ አምላክ ነቃዕ ብርለ

  • @MaDiD2006
    @MaDiD2006 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ዳኒ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ምድላው ጽቡቅ ትምህርቲ።

  • @teweldehailay8160
    @teweldehailay8160 ปีที่แล้ว

    ንዓረር ኣይተፈጠርናን እባሞ ሃይሰልና ዳኒ።

  • @Habu98
    @Habu98 ปีที่แล้ว +5

    ዳኒተይ ብ እትገብሮ ስራሕ ብጣዕሚ ዕጉብ ኢዩ። ነዛ ናይ ጎይትኦም ሃ/ማርም ንዓ ሙሴ ንዓረር ኣይተፈጠርናን ዝብላ ክተቅርበልና ይምሕጸነካ። ምኽንያቱ ተጋራጫዊ ሰነሓሳባት ኣሎ።ክብረት ይሃበለይ💙🙏

  • @XYONAWI
    @XYONAWI ปีที่แล้ว +2

    ዳኒ ሕቡን ኩሩዕ ትግርኛ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ተስፋ መንእሰያትና

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997 ปีที่แล้ว +3

    Thanks Dani✌ ናይ ወዲ ትካቦ እባ ፈትነልና እዛ ሓዳሽ ጽቡቕ ጌራ ክትርድኣና

  • @fekaduyemane8740
    @fekaduyemane8740 ปีที่แล้ว +2

    ብርሃን ገጹ ብዓል ቡሩህ የእምሮ የቐንየልና ተቕርቦ
    ዘለኻ።

  • @dejenshemendi1226
    @dejenshemendi1226 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ መምህር ጅግና ናይ የውሃንስ ወዲ ትካቦ እዛ ሓዳሽ እባ ኣቅርበልና

  • @elli_primal
    @elli_primal ปีที่แล้ว +1

    Nice Dani hubi Kali yitref nay qedem 60th znebere mqur derftat kisemie defafikani🙏

  • @malhabib357
    @malhabib357 ปีที่แล้ว

    You are Star for that Generation Bravo

  • @habteghebre785
    @habteghebre785 ปีที่แล้ว +2

    Kitdnek zigbeaka bslet zeleka nayzi hji zemen

  • @EmaShow
    @EmaShow ปีที่แล้ว +4

    Thanks you Dani ናይ ሰሙነይ ትምህርቲ ኣብ ናይ 19:00 ደቂቅ ረኪበዮ 👏

  • @MerryMerry-dh5gs
    @MerryMerry-dh5gs ปีที่แล้ว +4

    ሰለሙን ይኩኖ ኣምልክ ኣዝየ ዝፈትዎ ትግራዋይ ኣርቲስት❤❤❤❤❤

  • @tessokbay4923
    @tessokbay4923 ปีที่แล้ว +1

    wedi memhir belih tefie eko qeniye kabzi media❤❤❤

  • @danielkahsay5092
    @danielkahsay5092 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ሃይለ ገብሩ ከ ጹቡቓት ዘናቢል
    ኮሎክየና ገለ ትብል

  • @natumengs2031
    @natumengs2031 ปีที่แล้ว +1

    ብ ጣዕቢ ጹቡቅ መደብ ኣቅሪብካልና እሞ ናይ ወዲ ትካቦ እንተተምጸልና ጹቡቅ ነይሩ

  • @robelmajor5256
    @robelmajor5256 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ጅግና ናይ ኣሌክ ተወለ ዳሃይ ሃቢ እባ ኣምጻኣልና መሳጢት ዛንታ ዘለዋ ኢያ

  • @tesfaiale6735
    @tesfaiale6735 ปีที่แล้ว +3

    ዳኒ ዓቢ ሰብ የቀንየልና ብዛዕባ መጽሓፍ ሕርሻ እንስሳታት ፍሉይ መደብ ጌርካ ባ ኣቕርበልና እንተ ኪኢልካ Thanks

  • @johnyem1573
    @johnyem1573 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Dani . Chapter 8 Smien Werqin. Love it , educational chapter.

  • @DESTALBEYTV
    @DESTALBEYTV ปีที่แล้ว

    Dani haway des zbl agalalxa gn awetn hafashn nay wedi tkabo amxelna eba

  • @mussieteklay8641
    @mussieteklay8641 ปีที่แล้ว

    Wedi memhrey tntanie nay mexhaf amxalna mahari tblo malet you beza natey hasab tsamamue ka Like regixkum kidu❤❤❤❤❤Like

  • @merhabaJoker
    @merhabaJoker ปีที่แล้ว +7

    ኣብ ዝመጽ ዓወትን ሓማሽን ከተቅርበልና ንላቦ ❤❤

  • @atakltiokbe742
    @atakltiokbe742 ปีที่แล้ว

    Thank you wedi memhr hawuna

  • @saliholove101
    @saliholove101 ปีที่แล้ว

    Thank You Dani❤❤❤
    ኣይተረዳእካንን መስለኒ ብዛዕባ ኣብ ሱዳን ዘለው ኣጸናንዕ

  • @mulugetaweldetnsa4267
    @mulugetaweldetnsa4267 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ መምህር ጅግና 💯💯😍😍🇪🇷

  • @Efidelu7
    @Efidelu7 ปีที่แล้ว +2

    ውርጹጽ ኣቃራርባ ዳኒ ወለዶይ !

  • @sharont6219
    @sharont6219 ปีที่แล้ว +1

    Dani please Awetn Hafashn nay wedi tikabo🙏🏽😘😘

  • @solomonsultanmeles9064
    @solomonsultanmeles9064 ปีที่แล้ว

    Hay wedi memher. Bemejemrya ane kabtom belbi and mesmiat medbka zektatelom seb eye , so ane tegdiska ketmelseley zedli gena kab nay wedi tekabo and tomas aleazear bezba kiene keteneley delyek nere thanks
    solo

  • @samuelwerede9264
    @samuelwerede9264 ปีที่แล้ว +7

    *እዛ መደብካ (መደብ ጥበብ ኣብ ደርፊ) ፍሉጥ ዕለት 'ተትገብረላ ጽቡቕ ነይሩ። ብርግጽ ምስ ናብራ ስደትን ዘለካ ናይ ዋሕዲ ግዜን ክጽግም ከም ዝኽእል ርዱእ'ዩ፡ እንተዀነ ተኽእሎ 'ተሎ ፈትን።*
    ብዝዀነ ምሳሌ(metaphor) ኣብ ደርፊ "ሊሎይ" (ብሓጐስ ብርሃነ) ብጥዓሚ ተንጸባሪቑ ክንረኽቦ ንኽእል። ገለ ክፋል ሕደማ'ታ ደርፊ ከምዚ ይብል...
    "ስግር 'ትሩባ 'ትዓቢ ዓዲ፡
    ሓሰር ወዲ ሓሰር መሊኡ 'ትዓውዲ
    ብዓል ድራር እኽሊ፡ ዘራእት'ስ እንድዒ፣ እትዋት'ስ እንድዒ።
    ስግር'ቲ ሩባ ብዓቢ ዓዲ፡
    'ትህድሞ ዘጢጡ ጐዲልዎ ዓንዲ
    መደቀሲ የልቦን ፈሪሱ 'ትንእዲ
    ኣባይካ ወላዲ፡ መንጸፍካ 'ናዲ።" እናበለ ይቕጽል።
    ኣዝየ ካብ ዝፈትወን ደርፍታት ብምሳሌ ዝሰበሐት ናይ መግዛእቲ ደርፊ።

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ወዲ መምህር

  • @danielghebre4511
    @danielghebre4511 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ዳኒ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦ ደስ ትብለኒ ንቅኔ ናይ በረኽት በራሙ ሉለይ ኣብ ትብል ደርፊ ቅኔ ሓዘል ኣብነታዊት ሕደማ እያ

    • @danielghebre4511
      @danielghebre4511 ปีที่แล้ว

      ናይ በረኽት መንግስታኣ ኣዕዋፍ ክራማት
      ናይ የማን ባርያ ፈለማ ናይ ፍቅሪ መሰረት

  • @surafelghidewen4143
    @surafelghidewen4143 ปีที่แล้ว

    ወዲ መምህር ቃላት ይሓጽረኒ እዩ ክገልጸካ ሓንታ ክብለካ ዝደሊ ግን ትዝሕለኒ ኣለካ ምልስ ምልስ በለና ብሩክ ሓወይ

  • @Ahadu33
    @Ahadu33 ปีที่แล้ว +4

    🤔 what an explanation!... I think you need to make another video to explain what this video is about so that "Nay Hmamay" and the newly coming singers would understand what you are taking about brother..
    Well done tho !! 💯

  • @MrM2-g2z
    @MrM2-g2z ปีที่แล้ว

    ሰለሙን ይኩኖ ንፍእ ደራፍይ ዩ ኩሉ ደርፉ ።

  • @yonasteweldebrhan2363
    @yonasteweldebrhan2363 ปีที่แล้ว

    ናይ ክሮስ ኣለማዮ ገለስከ ኣክርበልና

  • @brukzemicael4577
    @brukzemicael4577 ปีที่แล้ว

    Dani 🎉 nay lbey gzi telika ba mahsateye tbl derfi
    kniya alwa tkoynu aley meley bela 🎉🎉

  • @hagushgaltigrinya7068
    @hagushgaltigrinya7068 ปีที่แล้ว +2

    ጎይታዋይ እንቋዕ ሰላም መጻኻ❤❤❤✍️ብጣዕሚ ብሱሉን ብሉጽን ንኡስ ጅግና❤ኩሉ ነገር 100%❤✍️..ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንምሃር ካባካ ኣይትጥፈአና.................❤❤❤❤❤✍️✍️

    • @Chixias.amora11
      @Chixias.amora11 ปีที่แล้ว

      SUBSCRIBE eba gbereley hawey 😊😊natey

  • @nahomthebest1473
    @nahomthebest1473 ปีที่แล้ว

    Willkommen ጅግና!!

  • @asmaitase6600
    @asmaitase6600 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ኣቀራርባ ኣነኳ ንመጀመርያይ እዩ ቀጽሎ ሓንቲ ከኣ ምስዚ ናትካ ኣርእስቲ ትኸይድ ናይ ህብብቲ ገዲም ድምጻዊት ነፍስሄርት ጸሃይቱ በራኺ ኣባሻውል ዝባን ጨርሒ ተወሊዓ ወርሒ
    ካብ ሰዓት ሸሞንተ ዕስራ ጎደል ተጸበየኒ እምበሪ ትብል እቲ ቕኔ ኣብታ ሰዓት ኮይና ድሕሪ ሰዓት ሸሞንተ ዕስራ ጎደል ዝህሉ ን ሰዓት ትሽዓተ እዩ ስለዚ እታ ሰዓት ትቖጽሮ ዘላ ንትሽዓተ ዕስራ ጎደል እዩ

  • @habenteklay3574
    @habenteklay3574 ปีที่แล้ว

    Dani blux meniesey,tnx keep going!!!

  • @dc8625
    @dc8625 ปีที่แล้ว

    ሰሎሙን ይክኖ ኣምላኽ እቲ ናተይ ሞዴል ምስ ስነ-ጥበባዊ ወዲ ትኮቦ ክልተ ተጋሩ ትግሪኛ ዋና ጥበብ ❤

    • @heruy8274
      @heruy8274 ปีที่แล้ว

      Just say Tegrena or Habasa.

    • @dc8625
      @dc8625 ปีที่แล้ว

      @@heruy8274 ትግሪኛ ቋንቋ መጸዊዕና ተጋሩ ንብሃል ኢትዮጵያ ተጋሩ ኤርትራውያን ተጋሩ ኢልካ ክፍለሉዩ ይክኣል ኢዮም።

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ ปีที่แล้ว +4

    ወዲ መምህር ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ትንታነ
    ኣድነቅቲ ወዲ መምህር ከምኡ ዉን መምህር ዳኒ
    ኣለና'ዶ ድሃይ ግበሩ።

  • @meronzemuy7600
    @meronzemuy7600 ปีที่แล้ว

    መን ኢኻ'ታ ኣስሒት ተጋጩ,
    ኣብ ጥቃ ቕሚጦ'ባ ኣይተባጩ::
    By the one and only and people’s favorite ወዲ ትካቦ 💪🏾💪🏾

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 ปีที่แล้ว

    You are very smart good job

  • @ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ

    ዳኒ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ዝቅጽል በዝተኻኣለካ ፍቅሪ ታኣሲሩ ትብል ናይ ወዲ ትካቦ ሃይሰልና ኣነ ክሰምዓ ከለኹ ከምዚ ነዚ ክልተ ህዝቢ ዝደረፋ ከይና እያ ትስምዐኒ ከምኡ ወን ናይ ሄለን መለስ ሓለዋተይ በቂቀካ እዘን ክልተ ዳኒ ብሉጽ ኢኻ እሞ ኩሉ ግዜ ዕውት ክትከውን ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ❤❤❤

  • @lullbahri
    @lullbahri ปีที่แล้ว

    Dani boy kulu gze bluxs nay bluxsat❤

  • @Deluuu1
    @Deluuu1 ปีที่แล้ว

    Nay abrahm aforki (meley) alatka dani arkey.amxaya tblu eske like 👍👍👍

  • @temesghendawit3977
    @temesghendawit3977 ปีที่แล้ว

    Nay wedi tkabo
    ጽምብላሊዕ
    እትብል

  • @awethaile9748
    @awethaile9748 ปีที่แล้ว

    Especial angle and o appreciate your searching energy

  • @eritreanrome5085
    @eritreanrome5085 ปีที่แล้ว

    Hushukta nay abreham aforki tentnelna broye

  • @eseyaseyob8765
    @eseyaseyob8765 ปีที่แล้ว

    Meley bereket mengstab

  • @magentcink2858
    @magentcink2858 ปีที่แล้ว

    Dani hawey betgbro kulu betami eya zednqake bro
    Ney Kiros asfeha.... hager tebl eska gela belna bro

  • @rosedaniel8499
    @rosedaniel8499 ปีที่แล้ว

    Wedi Memhr asli. Great content as always. Nay wedi tkabo awetn hafashn ab hyesa enteteqrba tsbuq neyru😍😊

  • @lifehumans
    @lifehumans ปีที่แล้ว

    Woww wedi memhr, memhr eza hadash nay wedi tkabo kea gele belena kem ane eko mara eya des tbleni ❤❤❤

  • @emaagostino
    @emaagostino ปีที่แล้ว +1

    Lovely !!!!

  • @ukbitandu1779
    @ukbitandu1779 ปีที่แล้ว

    Great man

  • @asdfretg
    @asdfretg ปีที่แล้ว

    Bravo My bro

  • @get-rj9ox
    @get-rj9ox ปีที่แล้ว

    ነቓዕ ብርለ tbl nay ykuno amlak dahssa

  • @ፍቅሪሓይሊእዩ
    @ፍቅሪሓይሊእዩ ปีที่แล้ว +5

    የቀንየልና ወዲ መምህር።
    ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣብ'ታ "ዝኣምና ሃይማኖት ፍቅሪ እዩ ሽማ" ትብል ሓንቲ ቅኔ ኣላ። ንሳ ድማ "ዓይኒ ማይ ክደፍን ድዩ ዝተጻዕረ ዶሮና" ትብል።

  • @Setarit
    @Setarit ปีที่แล้ว

    Dani btami xbuk tmhrti thanks so much

  • @andomestifanos8556
    @andomestifanos8556 ปีที่แล้ว

    ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ መምህር ብዙሕ ክህሉ ይክእል እዩ፡ ናይ ጎይትኦም ነጋሲ ሸሸጊገ ኣረቀይ ጅነይ ናብዛ ስጅነይ፡ ስዋ ናይ ጌሶ ናብዛ ተሃድሶ ዝብላን ካልእን ነዚ ቅኔ ዝሓዘለት'ዶ ትመስል ሓቀይ ኣንቱም ሰብ ዊስኪ ይእክለና ተኣለዩልናስ'ኪ

  • @መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
    @መሰለይክገሃስኣይፈቅድን ปีที่แล้ว

    Wedi memhr kulu gzye bulux srah✅✅👍🏽👍🏽💎💎👏🏼👏🏼

  • @arsuzeru3952
    @arsuzeru3952 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ መምህር መምህረይ ❤❤❤❤

  • @henok2826
    @henok2826 ปีที่แล้ว

    ናይ ወዲ ቲካቦ ዓወትን ሓፋሽን ምፍታሕ ኣብያትና ፍትሓልና

  • @msganakiflay8737
    @msganakiflay8737 ปีที่แล้ว +1

    ብሰንክኻ ጽሑፋተይ መመስመሮም ኣትሒዘዮም

  • @momona369
    @momona369 ปีที่แล้ว

    Great job

  • @marbad1527
    @marbad1527 ปีที่แล้ว

    great job men

  • @Danimeley
    @Danimeley ปีที่แล้ว

    You 're Smart 👍

  • @ZebibMehari
    @ZebibMehari ปีที่แล้ว +1

    ከማካስ ሽሕ ይወለዱ👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @emahatienaressie5300
    @emahatienaressie5300 ปีที่แล้ว +1

    ካብዚ ኩሉ ተቅርቦ እዚኣ መደብ እዚኣ እያ ደስ ትብለኒ❤❤❤

  • @yemanemusgun546
    @yemanemusgun546 ปีที่แล้ว

    Brilliant teacher wedi memhr continue we love you ❤

  • @michaelberihu3286
    @michaelberihu3286 ปีที่แล้ว

    ኑፉዕ👍👍

  • @samuelgebretekle4660
    @samuelgebretekle4660 ปีที่แล้ว

    ከማኻ ንምኻን ታይ ክገብር ኣለኒ ዳኒ ጅግና

  • @gezanachannel3463
    @gezanachannel3463 ปีที่แล้ว +1

    Dani megbi aemero thanks for sharing us 🥰

  • @ZyadaTmali-we2kd
    @ZyadaTmali-we2kd ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ጽቡቅ ኣገላልጻ በጃካ ናይ ወዱ ትካቦ ኣወት ንሓፈሽ ኣቅርበልና

  • @Alem917
    @Alem917 ปีที่แล้ว +2

    ዳኒ ብሉፅ መንእሰይ እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ❤

  • @senaitsolomon3456
    @senaitsolomon3456 ปีที่แล้ว

    Gobez meniesey 💯💯💯

  • @robeltekle9301
    @robeltekle9301 ปีที่แล้ว

    Mama tahamenala nay mhretab Michael

  • @brhanemengsteab5078
    @brhanemengsteab5078 ปีที่แล้ว

    ዳኒ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ
    ቅኔ ኣብ ደርፊ፥ ኣብራር ዕሱማን ህድሞና፥ ብዙሕ ኣሎ እዚኣ ግን ትኣክለኒ ንካላ ከኣ ዕድል ክህቦም

  • @amanmokonen
    @amanmokonen ปีที่แล้ว

    Bilhka btami eye zmset wedi memhr

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ ปีที่แล้ว +3

    ናይዞም ኣብ ኣስመራ ዘለው ስነ ጥበበኛ እዩ ዝገርመኒ ንህዝቢ ትግርኛ ብናይ ባርነት ጥልያን ኹራዕ ተሓበን ብኤርትራውነት ኢሎም ዝደርፉ

  • @Adulisawi
    @Adulisawi ปีที่แล้ว

    Dani blux kem kulu gzye xubuk medeb❤❤

  • @kudsanberaki1002
    @kudsanberaki1002 ปีที่แล้ว

    ሰላም፡ዳኒ ከማካ የብዝሓዮም!!! እቲ ከም ሓውካ ዝምዕደካ ድማ፡ ኣብዚ ሞያካ፡ህየሳ ክብርትዕ ኢዩ።
    ኣነ ዝህበካ ናይ ቅኔ ናይ ጸሃይቱ በራኪ ነዚ ግዜ እዚ ትገጸለይ ኢየ። ካብ (ክዳነይ ፓኖ፡ እስ ካርባይ ኮዮ ትብል)
    ሰብ ቀደመ ኣንቱ ሰብ ቀደመ
    ጸላእናኩም፡ልቢ ምስ ተሳእነ፡
    ደለናኩም፡ሰብ ምስ ተሳእነ!!