Atv Asena Live - ዘይንቡር ምህለላ ኣብ ኤርትራ - ቪድዮ ካብ ኣስመራ ኢሳያስ፡ ብዝፈጸሞ ገበን ኽድዓት ን ‘G15’ ዝቐጽዐ ዓማጺ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 90

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 2 หลายเดือนก่อน +6

    Thank you all Nice Work

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 2 หลายเดือนก่อน +2

    Merhaba Emma 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙

  • @belaberhe3177
    @belaberhe3177 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hzebna nagde Lewats yedeli alo Amanual hawna sala tsareca or you work hard god bless 🙌🏼 🙏!

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 2 หลายเดือนก่อน +3

    👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯

  • @drardrar7665
    @drardrar7665 2 หลายเดือนก่อน +4

    I appreciate your presentation that helps to inform the public about the realities on the ground. But though can not be that official on mass media I would like to recomend that we discuss on the way of practical action on the ground.

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 2 หลายเดือนก่อน +10

    ሕዝቢ ኢርትራ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም አንዊን ምሳኹም ኮይነ ንአምላኽ እልምን ናይትግራይን ናይ ኢርትራን መኸራ አመላኽ ጥራሕ እዩ ኽፈትሖ ዝክእል እሞ ኹልና ናብ አምላኽ ኢድናን ልብናን ንዘግሕ አጆኹም አጆና 🙏🙏🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @amanhaile5746
    @amanhaile5746 2 หลายเดือนก่อน +3

    Asena 💙

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 2 หลายเดือนก่อน +9

    ወዲ ሃገር ደላይ ደሞክራስን ፍትሕን ክተት ስመር መክት ክትዕወት ::
    ከይከተትካ ከይሰመርካ ከይመከትካ ከም ደቂ ዛግራ ተባታቲንካ ዝመጽእ ዓወት የለን ::

  • @BarokAbay
    @BarokAbay 2 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝቢ ኤርትራ አፅኒቶምሲ ንተጋሩ ጀሚርዋም

  • @atsegebatsegay5474
    @atsegebatsegay5474 2 หลายเดือนก่อน +1

    Tsibk hasb eyw Emanuel leben gibrw pales ❤❤❤❤

  • @Berhane-
    @Berhane- 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰና ፡ ድምጺ ህዝቢ ኤርትራ ኢያ ።👍👍👍🙏🙏🙏😘😘😘🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏💙💙💙💚💙💙💙

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ አማ ! ዘይንቡር ምህለላ ዝብል ኣርእስቲ ሂብካዮ ፡ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ አርትራ ዋህዮ ዝበሃል ስም ዝፍልጥ ተጎዛዝዩ ንሓድሕዱ ኣብ ምትፍናንዩ ጸሊሑ ፡ ምህለላ ካብ ጀመረ ፈጣሪ ልቡ የብርሃሉ ነዚ እናጠፍ አ ዝስዕስዕ ህዝቢ !

  • @freedomtnb351
    @freedomtnb351 2 หลายเดือนก่อน +7

    When you have devil 👿😈👿 in your home I don't think payer is enough. Isseyas Afwerki e 👿= Devil 👿.

    • @eritrealovely3638
      @eritrealovely3638 2 หลายเดือนก่อน +1

      ⭐️✅✅✅ ኣምላኽ ናይ ህዝቦ ጸሎት 👁👂🏾😢 ኦሪት ዘጸአት 3-
      7፤ እግዚኣብሄር ድማ፡ ጸበባ እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ፈሊጠ እየ እሞ፡ ስቓዮም ኣጸቢቐ ርኤኹ፡ እቲ ብሰሪ መጨነቕቶም ዜእውይዎ ኸኣ ሰሚዔ ኣሎኹ።

  • @eritrealovely3638
    @eritrealovely3638 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኢሳይያስ ኮነ ጉጅለ ህግደፍ ደቂ ማሕበር አንድነነት አንድነትዊና ሰለ ኣምላኽ ሓቂ ተንኾል ናይ ህግደፍ ፋሕ ፋሕ ሰለ ዝብል ክብሪ ን ኣምላኽ ሰማያን ምደረን ን በል ኤርትራውያን ሰለ ሓለዋ ኣምላኽ ን ኤርትራ ካብ ምድማር ሓራ ኮይና ኤርትራና ተመስግን ኣምላኽ ከምቲ ቃልኻ ዝብሉ እግዚኣብሄር ንኸተማ እንተ ዘይሐለዋ፣ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ🙏😇🙏😇💎💙💎🌿💎💙💎💙

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 2 หลายเดือนก่อน +8

    Brothers and sisters don't forget to pass on this great message by subscribing sharing and like, please 🙏

  • @DawitASGHEDOM-up5dg
    @DawitASGHEDOM-up5dg 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣከሰርናን ዝኸሰርናዮ ኩሉ መልስናዮ ኣብይ ኩሉ ሓላፍነተይ ንዓኻ ሂበካ ኣለኹ ንስኻ ምርሓና ¡!!!!!!!!

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 2 หลายเดือนก่อน +7

    ደርጊ ክወድቅ ከሎ ከምዚ ንሪኦ ዘለና ምህለ ላ በዚሑ ኔሩ ህግደፍ መዕልቱ ኣኪላ እያ ኣዋድቃ ፈረስ እዩ ክወድቅ

    • @genettesfamichael3958
      @genettesfamichael3958 2 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ብዙሕ ምህለላን ብኽያትን ኔሩ ብፍላይ ድሕሪ ምትሓዝ ባጽዕ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣብ ዘይንቡር ዝነብር ባርነት ዝርአም ህዝቢ ረኪቡ አምበር ኢሰያስ መን ምካኑ ኣኣሪዩ ዝፈልጥ ሰብ መሰል ሰይጣን ኣሪትርያን ህዝባን ዝውንን ሃንካል ቅመኛ አዩ ፥

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kiburat sidrabeat hizbitat Eritrea. PRESIDENT ESSAYAS ALLO dilayou kea yigeber ALLO. Hizbitat Eritrea ke entayi gideka?❤🎉🎉🎉❤

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተገፊፎም ተሃፊሶም ናብ ሳዋ ዝወረዱ ኣብ ዝምረቅሉ አዋን ንሳዲስት ዲክታቶር ሰላም ክብሉ ክጨቃጨቁን ክድፍኡ ንባአሉ አቲ ዲክታቶር አንታይ ኣይነት ህዝቢ አየ ዝመርህ ዘለኩ ከምዝብል ፍሉጥ አዩ ፥አናጠመየ ዝፍክር፥አናተገርፈ አምባህ በል መንደላይ ዝብል አዚ ህዝቢ ምስምንታይ ህዝቢ ከተዋዳድሮ ትክአል?

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 หลายเดือนก่อน +1

    ምህለላ ግርም ስኣን እዚ ኢዩ እዚ ኩሉ መቕጻዕቲ ፈጣሪኻ ረሲዕካ ኢድ ኢሳያስ ምስላም ልዕሊ ፈጣሪኡ ምስራዕ ዕደመ ደቀይ ምወሰኽኩዎ እናበልካ ላግጺ ኢዩ ምዓትና ኣናዊሑዎ።
    ሕጂዉን ኣብ ምድሪ ስደት ተበቲንና በዛሕና ሓየልና መን ከማና እናበልካ ሕድሕድ ምኑቛትን ኣውራጃይ ወረዳይ እናበልካ ምውሳንን ምንጻልን ምስጓጉንዩ ኣብዚ ኣብጺሑናሞ ከምዚ እንኳዕ ተጀመረ እምበር ክዕረቐና እዩ።

  • @deloenatoe
    @deloenatoe 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eritreawi keyekenaakum keysemrkum selam zebet eyu

  • @MengistMengist-w4m
    @MengistMengist-w4m 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኤማ ከማና ዝተዋረደ የለን ግን ወዲአፍም ጥፍአት የብሉን ምኽንያቱ ተቃውሞ የብሉን እቶም ብጾቱ ኩሎም ይአስሮም ገሌኦም ወጻእ ሃገር ሃዲሞም ዋራሳይ ብጥራዩ የገልግል እዚሰብአይ እዚ እንታይ ጥፍአት አለዎ ንስኻ ንባዕልኻ ዕስራ ዓመት ዘረባ ጥራይ ዋእ

  • @freedomtnb351
    @freedomtnb351 2 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you brother Amanual Assena
    For reminding dictator Isseyas Afwerki speeches to Erirrean people.

  • @amanuelgebregiorgistedla9751
    @amanuelgebregiorgistedla9751 2 หลายเดือนก่อน

    🇺🇸 !

  • @selam7603
    @selam7603 2 หลายเดือนก่อน +8

    From the beginning the dictator he was assign to destroy E.L.F and he destroyed all the intellectual fighters and he destroyed Eritrea and ERITREANS and if ERITREA and ETHIOPIA are one why did they fight for 30 years shame for the supporters off the dictator 😂😂😂

  • @eritrealovely3638
    @eritrealovely3638 2 หลายเดือนก่อน +2

    ህዝቢ ኤርትራ ኤርትራዊ ኣምላኽ እዛ ዓመት ካብ ጉጅለ ህግደፍ በቲ ሓይል ኢዱ ምናግፍ ክኸውን ኢዩ ህዝቢ ዘመን እልልልልል ዘመን ምስጋና ኣብ ቅድሚ ከኣ ኢዩ ጸሎት ጸሎት ጸሎት ኦሪት ዘጸአት 3-
    7፤ እግዚኣብሄር ድማ፡ ጸበባ እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ፈሊጠ እየ እሞ፡ ስቓዮም ኣጸቢቐ ርኤኹ፡ እቲ ብሰሪ መጨነቕቶም ዜእውይዎ ኸኣ ሰሚዔ ኣሎኹ።

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣይትጨነቕ ኢማ ኣብቂዖም ኢዮም ህግደፍ ኣምላክ ወዲኡሎም ኢዩ 'ምበር ካብ ሰብ መፍትሒ የሎን

    • @eritrealovely3638
      @eritrealovely3638 2 หลายเดือนก่อน +1

      ።እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ህግደፍ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ብ ኢድ እግዚኣብሄርን ኣብ ቀረባ እዚ ገበን ሰርዓት ኣብ ቤት ፍርዲ ከም ፈርኦን ። ቃል አምላኽ ኦሪት ዘጸአት 3-
      19፤ ብሓያል ኢድ እንተ ዘይኰይኑ፡ ንጉስ ግብጺ ኽትከዱ ኸም ዘይሐድገኩም እፈልጥ ኣሎኹ። 20፤ በቲ ኣብ ማእከላ ዝገብሮ ዅሉ ተኣምራተይ ከኣ ኢደይ ዘርጊሔ ንግብጺ ኽወቕዓ እየ። ድሕሪኡ ድማ ኪሐድገኩም እዩ።

  • @haileabisaq8956
    @haileabisaq8956 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ዘበነ እሰያስ ኣካሒዳ

  • @asmerettekle55
    @asmerettekle55 2 หลายเดือนก่อน +1

    I don't trust mesfin hagos

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 2 หลายเดือนก่อน +2

    mesfin eti 1 telam ni hizbi eritrea eyu ab 3ይ gubai hade mengist nigber elna kibl kelo nimntay ni Ethiopia yiserh kemzelo terediom zeyialeyiwo hji abznebere neru yihami trah eyu zelo

  • @NegassieRiessom
    @NegassieRiessom 2 หลายเดือนก่อน +1

    መሰፍን ሓጎስ ደኣ ካብ ሚኒስተር ምክልካል ናይ ዞባ ደቡብ ኣማሓዳሪ ምስ ገበረካ ደኒንካ ዶ ኣይኮንካን ናብ መንደፈራ ዝከድካ።

  • @GmedhnMeressa-co3gr
    @GmedhnMeressa-co3gr 2 หลายเดือนก่อน +1

    Asens Tv አብ ሳትላይት የለኹምን እሞ ፊረ ኮንሲና ሳትላይን ድሕረ ገፅኩም ፃሓፍልና ንግበርና ምትሕባር አቅድምና ነመስግን ከብ መቀለ ትግራይ እየ

  • @zeraitesfai8916
    @zeraitesfai8916 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣማኑአል ኢሳያስ ዋላ ሓንቲ ገጋ የብሉን። ኩሉ ነጊሩና ኢዩ።ሓዲሽ ነገር የቡሉን ኣብ ዋስሂንግቶን ምጺኡኡ ከሎ ኣጋህዲ ህዝቢ ኣይኮነን ውሕጅ ኢዩ።ህዝቢ ኣይኮነን ኢሉዎም ስሒቆ ስቅ ኢሎም። ንሱ ቅኑዕ ሰብ ኢዩ።ኩሉ ተዛሪቡዎ ኢዩ ።
    ስለዚ ኣማን ንሱ ገጋ የብሉን ኩሉ ገጋ ናይ ህዝብና ኢዩ።
    ኣነ ሎሚ ይኽን ጽባሕ ነጻ ኢየ ዝብሎ ገጋ ዝበሃል የቡሉን ኩሉ ነጊሩና ኢዩ። እንታይ በደል ኣለዎ ንሱ።ኩሉ ገጋ ናይ ህዝቢ ኢዩ ።
    ንሱ ክሕውሳ ኢዩ ኢሉ ኣሎ ክሕውሳ ምኻኑ ከኣ ርግጸና ኢዩ። ስለዚ ዝግበር ነገር እንተ ሃልዩ ናይ ህዝቢ ሓንጎል ስቢርሕኣዲሽ ሓንጎል ምሃብ እንትውተኻኢሉ ማጾዓር የድሊ።
    ኣብ መወዳእታ ኣወዳድባ ምቅያር ኣለዎ።

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ 60 ሸሕ 200000 ሸሕ መንክከነሎም

  • @flimonmehreteab5329
    @flimonmehreteab5329 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ezi seytan mengsti aeb qdi aeyno ezgo ybl aelo kabziom aedhnena you zbl zelo hgdf mahber aegannti metfikum knrio ena bmhlela hzbna

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 2 หลายเดือนก่อน +1

    HAGOS MIS MERAHTUN MIS KULOM BIRGHEDIN NI LEWTY AY TESELEFUN..SILEZI ISAYAS HAKU IYU

  • @natigalla-yz4lu
    @natigalla-yz4lu 2 หลายเดือนก่อน

    Aitebaasun Amaniel; udit iu.

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 2 หลายเดือนก่อน

    እዞም ጉጅለ 15 ትብልዎ ዘለኹም ንለውጢ ኣመራርሓ ስርዓት ህግ ዝቃለሱ ኔይሮም ተዝኾኑ ስለምንታ ነቲ ኢደ ዋኒናዊ ስጉምትታት ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ተጋደልትን ስንኩላንን ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ንዝገብሮም ጠጠው ከብልዎ ዘይፈተኑ።ስለዚ ንዓኦም ብሕሹኽኽ ዝበልዎ ከም ናይ ለውጢ ጉጅለ ምውሳድ ጉጉይ ኢዩ።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 2 หลายเดือนก่อน

    ታይ ሞ ኢትዮጵያውያን ተተጠቀሙ ታይ ዐይነት ቆራዲድ አሪጉ ኮ ሰብ ባሕሪ ዶ ቀደም ዶ ኑዑ ጉደፉና

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 หลายเดือนก่อน

    ብሰንኪቲ ንእምነት ኣምላኽ ዝጻረር ፍልስፍና ካብ በረኻ ሒዝዎ ዝመጸ ውድብ ሻዕብያ ፡ ኣብ ህዝቢ አርትራ ጽልዋ ስለ ዘሕደረ ፡ ሰባት ዘምቢሎም ነይሮምዮም ። ሎሚ እንቋዕ ህዝቢ ናብ ልቡ ተመልሰ ! እቲ ሰይጣን ክውቃዕዩ ! እ /ሄር ድማ ኳሕኩሑሞ ክሰምዓኩምየ ኢዩ ዝበለ ።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 2 หลายเดือนก่อน +4

    ጃሱሳት ዝበዝሕዋ ሀገር ታይ ተስፋ ክሁሉ እዩ ሞ

  • @betromtekeste2301
    @betromtekeste2301 2 หลายเดือนก่อน

    Aya hasna terouta poltica zayetewxe lakebate

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኢሰያስ ንኩሎም ኮርስኩሩ ንኣካ ኣስመራ ምስ ኣተና ንስካ ጀነራል ንስካ ሚኒስትሪ ንስካ ኣማሃዳሪ አናበለ ስለዘታለሎም ንባአላቶም ከም መልኣክ ይሪኢዎ ስለዝነበሩ ሰራዊት ኣስመራ ክኣትዉ ከለዉ ንኣባ ምጻና ኣስመራ አኮ ኣቲና ኣለና ብምባል ኣፍኣበት ከይዶም አዮም ነዚ ገበል ኣምጺኦም ደቂ ሰብ ዝበልአን ዝውህጥን ዘሎ ኣብ መጨረሻ ክኣ ንአኦም ዊሂጥዎም ፥ አዚ ብአራይ ሃዘሞ መስፍን ሃጎስ ካብቶም አአዳዎም ደም ኣሪትራውያን 1973 ዘፍሰሶ ደም ኩሉ ግዘ ምስተሳቀየ አዩ ፥ካብዚ ተበጊሱ ክአዩ ንመንካአ ሃሰውቲ አዮም ነሮም ብምባል ክውንጁሎም ስተሰምኣ ፥ወዲ ሰብ ዝዘረኦ አዩ ዝኣጽድ ፥

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 2 หลายเดือนก่อน

    ሓው ኣማኑኤል ከምቲ ዘለካ ናይ ቃልሲ ነዊሕ ተሞክሮ እዚ ዝሓለፈ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ኣኬባታት ናይ እንግሊዚን ጀርመን ን ዘርአካዩ ምፍልላይ ካብዚ ንላዕሊ ምፍልላይ ኣሎ ድዩ ነዚ ከምዚ ትዛረቦ ዘለካ አይንፈላለ ምባል ጣቋ የብሉን መብርሂ ክትህበሉ ንፅበየካ አለና

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ በላዒ ሰብ ቀሪቡ እዩ ቁልቁል አፉ ክድፋእ ልዕሊ 30 ዓመት ንህዝቢ ኤሪትራ ዘንጸተ

  • @ፍትሒይንገስ
    @ፍትሒይንገስ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ኣሕዋት ንብሎ እኮ ጠፊኡና እዚ ስይጣን ሰብኣይ ኣብ ልዕሊ እዚ ዝኣመኖ ህዝቢ ዘውርዶ ዘውርደሉ ዘሎ በደል ።

  • @yemanegebrehiwotwoldemaria5938
    @yemanegebrehiwotwoldemaria5938 2 หลายเดือนก่อน

    Mehawru kem idn egrun koinom zegelgluwo generalat: colonielat, etc eritrawian eyom:nsu beinu wala hanti kghebr
    aimke alen nieru::
    Once he's made his plans for Eritrea, loud and clear, the rest is for his colleagues to obey or defy his orders.

  • @mihretabyemane8847
    @mihretabyemane8847 2 หลายเดือนก่อน

    Ata ember do ke sebaay eka ke agame qomal hasawi

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj 2 หลายเดือนก่อน

    ERITRA MIS MIS WEYANE KOYNA NI ETHIIOPIA IYU NERU KETEMAHADIR.. GHIN WEYANE SILE ZITELEME KUNAT JEMERE WEYANE KEA NI 20 AMET AB BOERDER NERU.NI ALLA FACCIA KEA MIS ABYS ITY ZIDELEYO GHERUWO MALET IYU..

  • @ttek9180
    @ttek9180 2 หลายเดือนก่อน +4

    አማኑኤል ሐወይ ካብ ሐይሊ እቲ መዋቲን ሐላፊን ሰብ፣ ሐይሊ እቲ ኩሉ ዝኽእል ንሰማይን ንምድሪን ብቓሉ ጥራሕ ዝፈጠረ ሐይሊ እግዚአብሄር ብዘይጥርጥር ከምዝሰርሕ ክንርዳእ ይግባእ። እቲ ዘይክአል ዝመስል ሕጂ ህዝብና ናብቲ ኩሉ ዝኽእል አምላኹ ተመሊሱ ምምህላሉ አቕሊልና ከይንርእዮ።

    • @eritrealovely3638
      @eritrealovely3638 2 หลายเดือนก่อน

      ✅✅✅🙏🙏 ኦሪት ዘጸአት 3-
      7፤ እግዚኣብሄር ድማ፡ ጸበባ እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ፈሊጠ እየ እሞ፡ ስቓዮም ኣጸቢቐ ርኤኹ፡ እቲ ብሰሪ መጨነቕቶም ዜእውይዎ ኸኣ ሰሚዔ ኣሎኹ።

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 หลายเดือนก่อน

    ወዒሉ ሓድሩ አብ መወዳእታ እቲ መፈትሒ አንድነትዩ እቲ መፈተሒ አንድነት

    • @eritrealovely3638
      @eritrealovely3638 2 หลายเดือนก่อน

      ኦሮማይ ደቂ አንድነት ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን። ደራሲ በዓሉ ግራም ቅድሚ 40/45 ዓመት ኦሮማይ ኦሮማይ ኢሉኹም ኢዩ 👂🏾 እቲ መፍትሕ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ።

  • @biniam9636
    @biniam9636 2 หลายเดือนก่อน

    እዚስ ንባዕልኻ ደኣ ኣብዛ ባንዳራ ኢትዮጵያ ኣቀምጣ... ርእስኻ ኣይተኽፋኣልካን ።
    ወዲ ኣፎርቂ ጅግና ባዓል መትከል ውልቀ መላኺ ፤ ገጽ ኤርትራዊ ባንዴራ እዩ።
    ንስኻ ኣታ ፉንጋ ገጽካ ኣመርምር።

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 2 หลายเดือนก่อน

    ኢሳያስ ኢሳያስ ኢዩ ኣብዚ ውድቀት ኣብጺሑና ዘሎ ኢልካ ምዝራብ ምልክት ቀጻሊ ውድቀት ካ ምርግጋጽ ኢዩ።ውድቀት ህዝቢ ኤርትራ ዝጀመረሉ በርባዓታት ኢዩ ጀሚሩ።መንእሰያት ሱሳታት ፈቲኖም ውን ብሕቡእ ሰላዪ ተበታቲኖም ንኻልኣይ ግዜ ስልጣን ነቲ ሰላዪ ምስ ኣረከብዎ ፈሺሎም ጣቛ ዘይብሉ ተቓሊስና ናጽነት ኣምጺእናልኩም እናበሉ ዝግዕሩ ተጋደልቲ ህግን ንጽንጠት ኣጋሊጸሞ ይርከቡ ።ድሕሪ እዚ ኹሉ ኸኣ ገና ካብ ውድቀቱ ዘይምሃር ህዝቢ ምዃኑ ከይገረመኒ ኣይተረፈን።

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 2 หลายเดือนก่อน

    Aman dear
    The vision and mission of Esayas is and was to eliminate the Eritrean people and to have minority with the youth and give the country land to Ethiopia and there were a rumor that he was sent by the king so he was doing his assignment
    Thanks Alganesh

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 2 หลายเดือนก่อน

    ካብመቐለ ኢና ኣማንኤል እታ ብልዕቶም እሳያ። ብስብሓት ነጋ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናይ ንጉስ ሃይለስላሰ ልኡኻትዮም። ህግደፍ ንህዝባዊ ግንባር ክጨዊ ኔትዎርክ ሸዋዊ ስብሐት ድማ ንህወሓት። እሳያ ኣእታዊ ሓቂ። እዚ ንከምኡ ኮይኑ ንሓድነት ኤርትራውያን ድማ ፈቲኹም ፀሊእኩም ኤረትራውያን ከትእረምዋ ዝግብኣኩም ሽግር እንተሎ ኣንፃር ትግራዋይ ጎስጓሳት እንተልዮም ተጋሩ ንተጋሩ ኤርትራውያን ዜግነቶም ክፅየፍዎ ከይገብሮም ከይትከፋፈሉ ክትጥንቀቑ ይግባእ ኣንፃር ትግራይ ሕድሕድ ምንቅስቓስ ዋጋ። ከኽፍለኩምዩ። ትግራዋይነት ይትረፍ ንትግርኛ ተዛረብቲ ዜግነቶም ኤርትራውያን ጀበርቲ,ትግረ,ቤንዓምር, ተጋሩ። ምኻኖም ባዕሎም ዝተረድእወዩ (ከሰላ, ገዳሪፍ,ኤርትራ, ትግራይ ብባዕላ ጥራዩ ሓበሻ ማለት። ቁዱስ ቁርኣንውን ብግልፂ ኣቐሚጥዎዩ።

  • @Filiggdds
    @Filiggdds 2 หลายเดือนก่อน +1

    ህግደፊ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ንቅድምት

    • @AA-mu3dw
      @AA-mu3dw 2 หลายเดือนก่อน +1

      mis nebseka tearek hiwet ab hilken tselen aytehlefa!

    • @Higuain1995
      @Higuain1995 2 หลายเดือนก่อน +1

      ድሁል 🦍🦍

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 2 หลายเดือนก่อน

      ባሮሮሮሮሮሮሮሮሮሮ😂😂😂😂😂😂😂

    • @YosefTsehay
      @YosefTsehay 2 หลายเดือนก่อน +1

      @ፍሊግግድድስ ኢልካ ምንነትካ ሃቢአካ ህግደፍ ንቅድሚት ትብል ዘለካ ባርያ መኣልቲ ኣሎ አትጋለጸሉ አዋን ፥

    • @Filiggdds
      @Filiggdds 2 หลายเดือนก่อน

      @@YosefTsehay ቆማል ክነገረክካ ዶ ሞ መንነተይ ወዲ ረሳሒ

  • @NegassieRiessom
    @NegassieRiessom 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ፈራሕ ስሱዕ ንነብሰይ ይጥዓመኒ በሃሊ ሃገር ናብ ድላያ ትኪድ ዝበለ ካብ ሃገር ወጺኡ። እቲ ፈታዊ ሃገሩ ሓደ መዓልቲ ክሓልፈልናዩ በሃሊ ሃገረይ ኣሕሊፈ ኣይህብን ዝብል ተባዕ ደፋር ቆራጽ ጥራይዩ ተሪፉ ዘሎ። ታሪኽ ኢሰያስ ብኣካ ዝለዓል ኣይኮነን። ኢሰያስ 24 ግንቦት ነጻነት ምስ ኮነ 2 ወርሒ ኣብ ኣፍዓበት እንተኔሩ 20 ሰነ 1991 ኣብ ስታድዮም ኣስመራ ዝተዛረቦ ረሲዕካዮ ዲኻ? ነዞም ነኣሽቱ መንእሰያት ኣይተደናግሮም።

  • @Filiggdds
    @Filiggdds 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሻዕቢያ ደመይ ሻዕቢያ ህይወተይ

    • @yemanefrey6253
      @yemanefrey6253 2 หลายเดือนก่อน +3

      Ab mekele deyu?

    • @yemanefrey6253
      @yemanefrey6253 2 หลายเดือนก่อน +3

      Kkkkkkkkkk

    • @Higuain1995
      @Higuain1995 2 หลายเดือนก่อน +3

      ህግደፍ ሓንጎልኩም ተጋስስኩም ሓንሳእ ባርያ ኩሉ ጊዜ ባርያ

    • @Filiggdds
      @Filiggdds 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@Higuain1995 ስቅ በል ባርያ ህግደፊ ታሪከይ ኢዩ ኣታ ቆማላ

    • @selam7603
      @selam7603 2 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@Higuain1995you are 💯 Right he is papate of the dictator he will go to hell

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 2 หลายเดือนก่อน

    Assena TV bring some kind of current news about the Erirean struggle. What I hear from your media is boring.

  • @Filiggdds
    @Filiggdds 2 หลายเดือนก่อน

    ሃይለ ቆማል ሕሳቢካ ደቅካ ምስ ወያነ ገይሩ ኢዩ

  • @ttek9180
    @ttek9180 2 หลายเดือนก่อน

    መሳርሒ CIA ከምኡውን ሞሳድ ቀንዲ ከዳሚ ሰላዪ ዝነበረ ባዕሉ ኢትይጵያዊ ሰላዪ ኢሳያስ አፍወርቂ ኢዩ።

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 2 หลายเดือนก่อน

    I know you got to say something to run your medias. But nothing will happen to the devil, Iseyas. So many years, so many opposition grpups tried, it did not work😢, it will not work by Eritreans. Only change we can get is if we cannot get outside forces like TDF or even Abiyi to remove Iseyas. Hgdefians are happy with the misery of the Eritrean community.

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 2 หลายเดือนก่อน

    Nska nreska kabtom zigjajlu hade mukank yrdeaka do?

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet1872 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንቕሓት ዶ መጢጥካ ብሓይሊ ይዓቢ እዩ! ፖሎቲካና ናይ ጸቢብ ወገንነት እዩ። እዚ ከኣ 100 ዓመት ከድልገና እዩ

  • @yemanefrey6253
    @yemanefrey6253 2 หลายเดือนก่อน

    Lekumax kelbi

  • @HassenGaid-ok2bl
    @HassenGaid-ok2bl 2 หลายเดือนก่อน

    Tabada.ant.bowshete

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ አማ ! ዘይንቡር ምህለላ ዝብል ኣርእስቲ ሂብካዮ ፡ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ አርትራ ዋህዮ ዝበሃል ስም ዝፍልጥ ተጎዛዝዩ ንሓድሕዱ ኣብ ምትፍናንዩ ጸሊሑ ፡ ምህለላ ካብ ጀመረ ፈጣሪ ልቡ የብርሃሉ ነዚ እናጠፍ አ ዝስዕስዕ ህዝቢ !

  • @DileteAwet
    @DileteAwet 2 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯