ድሕሪ ዩኤል መን ኢዩ ዘሎ-ዕውት ኮንሰርት ወዲ ትካቦ-ኢሰያስ ኣይከሰርናን ምባሉ ሓቁ ኢዩ ምኽያቱ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 75

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 18 วันที่ผ่านมา +4

    ጽቡቅ ሰራሕ ጅግና ንኡሰይ፣ ኣቃልዓዮም ደኣ ነዛም ጠላማት ፣ ብህዝቢ ዝላገጹ ከም በዓል ዩኤል ።

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 16 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you 👍🏿 for your program organization 💙⚖️🗞️🌿ℹ️📺👆🏿

  • @Asiii-ep7yv
    @Asiii-ep7yv 19 วันที่ผ่านมา +3

    Team hawey ajoka nusey bertana keep up bro sera meley kab diyaspora ksab asmera sera meley yiawet🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @mot379
    @mot379 19 วันที่ผ่านมา +6

    Excellent program, thank you 🎉

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 19 วันที่ผ่านมา +4

    Taeme nusseyy let's go good job 👏 👍 🙌

  • @azmerahailu1550
    @azmerahailu1550 19 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙👍👍👍👍

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 19 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🏻Kudus behal LDET GOYTANA EYESUS CRISTOS BZEY AFELALAY 🙏🏻🙏🏻

  • @misghinakidane6375
    @misghinakidane6375 19 วันที่ผ่านมา +4

    Good job tame be strong 💪

  • @wediadem8503
    @wediadem8503 19 วันที่ผ่านมา +4

    Bravo 💙💙💙

  • @AmanuelHagos-hl2gg
    @AmanuelHagos-hl2gg 19 วันที่ผ่านมา +3

    Yual.malet.yemane.maniki..hade.eyom.ezilrkibat💙💙💙💙💙💙

  • @Afowerkisenay431
    @Afowerkisenay431 19 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome back tum kolel eu nayzi youel gex aythabuwo ezi medenageri eu💙💚💙💚💙💚

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 19 วันที่ผ่านมา +2

    ን ዩኤል ሓሳውይ ሎቕማጽ ኣምሰሉ በሎ ልኡኽ ኢዩ ካልእ ዕላማ የብሉን ብሕጽር ዝበለ ዘረባ ዘይምንዋሕ ነዝይ ወድይ ዩኤል ምእላዩ ካብ ቃልስይ

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 19 วันที่ผ่านมา +4

    Wedi Tuqabo wedi hizbi teawet viva Brighed nihamedu 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 19 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you guys for this program yual he's not honest person i don't understand something it's not right ❤🎉❤

  • @fthi3585
    @fthi3585 19 วันที่ผ่านมา +4

    ሱውር ደቂ ሕድርትና እዩ ዝመርሕ ዩኤል

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 19 วันที่ผ่านมา +4

    እቲ ንዩኤል ሰብ ረኪቡ ቃለ-መጠይቅ ዝገብር እዩ እቲ ጸገም።

  • @sababerhane6937
    @sababerhane6937 19 วันที่ผ่านมา +9

    ዩኤል አብ ሕልሚ ዝነብር ሰብ እዩ ዩኤል መቃልስቲ የብሉ ውደባ የብሉ አብ ፋንታዝያ ዓለም ዝነብር መደናገሪ እዩ በቃ መልሐሱ ጥርሕ ዝዛረብ ግብሪ ዜሮ ስለዚ ስቅ ኢልኩም ገንዘብኩም አይተባኽኑ በጃኹም አነ ብቀረባ እየ ዝፈልጦ ከም ሰብ ባህሪያቱ ብጣዕሚ ጥዑይ እዩ ግን ካብ ንእስነት ጸገም ዝነበሮ ስብ እይ ዘይገበሮ ጊሬይ ዜበጽሖ በጽሔዬ እንበለ እብ ህውተታ ዝነብር ሰብ እዩ

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 18 วันที่ผ่านมา

    Good job Teame👍

  • @GenetMehari-y7r
    @GenetMehari-y7r 19 วันที่ผ่านมา +1

    Tame du bist schlau, mach weiter so 👍🏽

  • @Wedi.Gebrhiwet
    @Wedi.Gebrhiwet 15 วันที่ผ่านมา

    Waww i like you 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @merrytsegay8121
    @merrytsegay8121 19 วันที่ผ่านมา +1

    Good job my brother keep it up

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 19 วันที่ผ่านมา +1

    💙Eway metfy gzye eyu ezy seb gin kulkum deleyty Fthi tetenkeku hezbna

  • @brhanehaile4398
    @brhanehaile4398 19 วันที่ผ่านมา +2

    Good job Teame always good program 👍 👏

  • @fthi3585
    @fthi3585 19 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍👍👍💯

  • @fthi3585
    @fthi3585 19 วันที่ผ่านมา +3

    ዬኤል ናብ ልብኻ ተመለስ ይቅሬታ ሕተት ብመንእስይ አይትፃወት ፍፁም ኽክውን አይኽእልን እዩ ኻሕሱ ዝእመን ሐሱ ይብሉ ውለድና

  • @simonhaile5777
    @simonhaile5777 19 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @lifeisgoodlg
    @lifeisgoodlg 19 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 19 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙🌷🌷🌷💙💙💙🌷💙💙💙💙

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 19 วันที่ผ่านมา +5

    👌🏻👌🏻👍👍💪💪🎉🎉💐💐👌🏻👌🏻💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 19 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ጥሕሎMedia
    @ጥሕሎMedia 19 วันที่ผ่านมา +2

    ሽወደን ንሓመዱ ኣብ ኣጋይሽና ዘለና ኣቀባብላ ፍሉይ እዩ 💙

    • @AlexkidaneNegasi
      @AlexkidaneNegasi 19 วันที่ผ่านมา

      ኬፍ ኣለኩም እዞም ናይ ጀርመር መሪሒነት ዶንጎላ ንዶንጎላ ምትዕርራይ ክገብሩ ኣለዎም ኣብ መርሕነት።

  • @TeweldebrhanTeferi
    @TeweldebrhanTeferi 19 วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 19 วันที่ผ่านมา +2

    🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙🌿💙🌿💙🌿

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 19 วันที่ผ่านมา +1

    ተቓለስትና ኣብዝይ ስዓት እዝይ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ተቓለስትና ከይጋገዩ ኣብይ ኣሕመድ ዝእመን ኣይኮነን ንርአ ን ትግራይ እንታይ ጌሩዋ ኣሎ ሕጅይ ውን ከይንኣምኖ እዝይ ባእስይ ኢሰያስን ኣብይ ኣሕመድን ሓቅነት ዘለዎ ባእስይ ኣይኮነን ኣይተባእሱን ግዜ ን ምሽማትን ን ተቓለስትይ ድማ ናብ ሓውይ ንምእታውን ዝገብርዎ ዘለው ዕላማ ኢዩ

  • @efremtesfamichael9167
    @efremtesfamichael9167 19 วันที่ผ่านมา +1

    Yuel hasawi belo,

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 18 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙👍👍👍🙏

  • @fishtareke3654
    @fishtareke3654 19 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ግድን ናይዚ ሰብ ክጻፈፍ ኣለዎ

  • @TeweldebrhanTeferi
    @TeweldebrhanTeferi 19 วันที่ผ่านมา +1

    Teinkewe

  • @fishalegebreyosus862
    @fishalegebreyosus862 19 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ጠዓመ ወደይ-እዚ ሰብ'ዚ ሓደገኛ ናይ ሓደጋ ኢዩ፡ "ብፍላይ ባዕሉ ዝገልጻ እቲ ኣብ ሽረ ዘሎ ምክትለይ ዝብሎ-በዓል ጥውሚ ከይኮነ ኣተርፍን"? ብዘይክኡ ዘልዕሎ ሰብ ኮነ ምንቅስቓስ-ኣይገልጽን ኢዩ።😂😂😂ጽባሕ ከንብዓኩም ተጠንቀቑ?

  • @davet2379
    @davet2379 19 วันที่ผ่านมา

    The key question for Yuiel is, "Who is he working with?"

  • @TewodrosGhebrezghiabiher
    @TewodrosGhebrezghiabiher 19 วันที่ผ่านมา

    ኣይትዓሽው ኤርትሪን ቃልሲ ምስጢር ጌርካ እንተዘይሒዝካዮ ፈራሳይ ኢዩ ገሊኡ ክነግረኩም ኣይትጸበዩ እንተደሊኹም ብናትኩም ዘይትሰርሑ ሜድያ ሒዝኩም ልዕሊ ህዝብኹም ትቃለሰ ዘለኹም ይመስለኩም ኣሎ መስለኒ ህግደፍ ዝስዕረና ዘሎ ኩሉ ብሚስጢር ስለዝሕዞ ኢዩ ነዚ ሓውና ንኽወድቅ ምሳር ይብዝኾ ኣሎ

  • @meronwoldu3874
    @meronwoldu3874 18 วันที่ผ่านมา

    Izi wedi hassawiy iyu zmesl tnkaken brekik kitehaz alewo wala hanti knena zey blu seb iyu

  • @tesfalemnuguse9296
    @tesfalemnuguse9296 19 วันที่ผ่านมา +1

    Feger delaly eyu ezi seb b shem hezbi genzeb kegeber eyu zedeli

  • @OsmanMohamed-l5s
    @OsmanMohamed-l5s 19 วันที่ผ่านมา

    ዩኤል ዳኣ ኣባል ብለጽግና ኢዩ ኣብዚ እዋን ባጄት ተሰሊዑሉ ዝንቀሳቀሰ ኢዩ ክዛረበሉ ኣክእልን ኢዩ ኣብዚ ቀረባ እዋን ፉሉይ ብብልጽግና ዝተዋሃቦም training ኣሎ

  • @Tekle-d8n
    @Tekle-d8n 19 วันที่ผ่านมา

    That's sneach

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 19 วันที่ผ่านมา

    Yoeal malet hbue hgdef kedae hasawi eyu

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 19 วันที่ผ่านมา

    ይኣኸ እዝይ ወድይ ዩኤል እኹል ዘይኮነስ ንእሽተይ ውን ትኹን ዓቕምን ብቕዓትን ብስለትን የብሉን ኩሉ ነገሩ supporter ካብ ህግደፍ ኢዩ 100% ሹር እንታይ ምምርማር ኣድለዮ

  • @AbrahamMehari55
    @AbrahamMehari55 19 วันที่ผ่านมา +2

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 19 วันที่ผ่านมา

    Nonono እዝይ ሰብ እዝይ ካብዝይ ቃልስይ ክእለ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ልኡኽ ኢዩ መበጻጽሕይ ሓበሬታ ኢዩ ተቓለስትና ከይነጥፍእ ዳሕራይ ከይንጣዓስ::ልኡኽ ኢዩ ልኡኽ ኢዩ::ክንገሩ ኣለዎም ኩሎም ውድባት

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 19 วันที่ผ่านมา

    NO XBUQ HTO HADE LEKBA T SEB TETEREFE XBUQ AYU AMNET GN YEBLEYN ANE NEZI WEDI

  • @ጥሕሎMedia
    @ጥሕሎMedia 19 วันที่ผ่านมา

    2000 ሰባት ብውሕዱ ምመጸ ግን ኣዳራሽ ንኢሱ

  • @Kabu1886
    @Kabu1886 19 วันที่ผ่านมา

    No seb ከም ዝፈለጦ ኣይፈለጠን ኣሎ ???????? ዎለዶይ ንቓሕ መን ምኾኑ ንፍለጦ ካብ መልሓስ ተዓዘብዎ ብትኽከል ትሕቶ ኣይምልሶን ዘሎ ኮለለ እዩ ዘሎ ንዮ ንበሎ ኣብ ዝኾነ ውድብ ሸንኮለል ዘብል መትከል ኣልቦ እዩ

  • @akberetmedhane1713
    @akberetmedhane1713 18 วันที่ผ่านมา

    ምምስ ደቂ ሕድርትና ኢየ ውዱበይ ግዳ ዘይብል

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 19 วันที่ผ่านมา +2

    ዩኤል ሓቀኛ ኮንካ ናብ ሰልጠነ ሜድያ ቅረብ ፡ ኣብ ናይ ፍናን ገዛ ብድሕሪት ዝከታተልዎ ህግደፍ ምንባሮም እንድሕር ቁሩብ ፍንዉ ክብል ጀሚሩ ይድዉሉ ኔሮም ደዉ የብልዎ ኔሮም።ደጋጊሙ ከኣ ብጎኒ እንዳንበበ ይዛረብ ኔሩ።ስለዚ ሜድያታት ደለይቲ ፍትሒ ብሓቂ ተሕዝኑ ።ንሱ ናብ መን እንዳኸደ ኣዛርቡኒ ይብል ኣሎ ብመጽናዕቲ እዩ።ሜድያ ንኹሉ ፍሪ ክኸዉን ብሓሳብ ክንስዕሮ ጽቡቕ እንድዩ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ተመሳሲሉ ክበታትነኩም እዩ ንሜድያታት ፍትሒ ።ስለዚ ባዕልኹም ብኮ ትኸፍቱ ኣለኹም ጥራይ እዩ ሪእቶና።እዚ ሰብ መቀጸልታ ህግደፍ ህዝቢ ኣጥምዩ ነዞም ናይእዝኒ እኳ ይዉትፈሎም ኣይኮነን እዚ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኤሜሪካ እንዳኣተወ ቀሊል ዘይብሃል ስራሕ ዝሰርሓሎም ዘሎ።ደላይ ፍትሒ ዓመት ሙሉእ ኣብ በረራታት ኣየር ተተኺሉ ኣኣብ ዘድልዮም ቦታ ኣኣትዩ ኣስሊጥሎም ዝወጽእ ዘሎ ዝኾነ ይኹን ተጻብኦታት ከይመጾ ካብ ቤት ጽሕፈት ኤሜሪካ ትወኪሉ መንቀሳቀሲ ስለ ዘዉጽኦ ካብ ኢትዮኦፕያ ጂሚሩ ኣይኮነን ክዛረብዎ ክትንክፍዎ ኣይክእሉን እዮም ዘለዉ።ስለዚ ህግደፍ ነዚ የማናይ ኢዶም እዩ።ኣይኮነን ነዚ ንተራ ኣብዚ ፈቲቫል ዶ ሃገራዊ በዓላት ኢና ንሰርሕ ዝብሉ ገንዘብ ጽጉባት እዮም።ኅደፍ ንስልያ ንጎረባብቲ ሃገራት ኣዉፊሩ አስርሖም ገንዘብ ይወጽእ ከም ሕሱም።ህግደፍ ኣብ ዉሽጢ ዘሎ ህዝቢ ይጥመ ሕክምና ይስኣን ነዚ ተጣዒሱሉ ኣይፈልጥን እዩ።ብዝኾነ ንዩኤል ኣሚኑ ኣብ ናይ ዝኾነ ይኹን ሜድያ ዘምጽኦ ዘሎ ሜድያ ፍትሒ ንብጌድ ንሓመዱ ኣይዉክለናን ዩ ድምጺ ህዝቢ ከኣ ስምዑ ንብል።ምስ ማንኪ ምስ ወድ ኢሰያስ እንዳረኣኹሞ ቁሩብ ርእሲ የለን ድዩ።እንታይ ኢኹም ተርእዩና ዘለኹም ጽቡቕ ነገሩ ንሱ ክመጽእ ኮሎ ሰማዒ ሰብ ባዕሉ ሙሉቕ እንዳበለ እዩ ዝወጽእ ።ንህግደፋዊ ምንቅስቃስ ገና ቅልቅል ከይበሉ ኢና ንፈልጦም ሰብ ከመይ ጌሩ ምስ ሓራዱኡ ማይ ክሰቲ ትደልዩ ኣለኹም።ስለምንታይ ኣድማዒ ተቃላሳይ ኮይኑ ባዕልና ክመጽእ ዘይንዕድሞ ብዉሽጢ በጃኹም ኣዛርቡኒ እንዳበለ ዝኩሕኩሖም ዘሎ ባዕሉ እዩ ስለምንታይ ብኹሉ ከዉርዶም ኣሽኪዑ ዝሓሰቦ ፈሺልዎ እዩ ብዘይተጸበዮ ኣጋጣሚታት፡ንኪሮስ ብካልእ ተመሳሳስሊ ተቃላሳይ ሰብ ጌሩ እዩ ሃንደበት ንኢትዮኦያ ዘዉረዶ ኣብኡ ከይዶም ዉን ንሓመዱ እዮም ኢሉ ኣኪቡ ነዚ ናይ ደገ ተቃላሳይ ተጸልዩ በሉ ሕጂ ንዉረድ ክንብል ዝገበሮ ሓደ ናይዚ ተንከሲስ ኢድ ኣለዎ።ነጽር ጥራይ መንእሰይ እዚ ህግደፍ ጥራይ ኣይኮነን ዲፕሎማሲ ምስ ምቅንጻል ስራሕ ኣይከይድን እዩ።እዚ ኣብ ትግራይ ንመን የጥቅዕ ኔሩ በብሓደ እንተዝወጽእ ኣይኮነን ኣብ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ሜድያ ክቀርብ ብሂወት ክሕተት ዝግብኦ ባርያ ህግደፍ እዩ።ህግደፍ ስለምንታይ ኡፍ ኡፍ ኢሉ ይሕዞ ከኣ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኤሜሪካ እንዳኣተወ ዝጸናጸነሎምን ተመሳሲሉ ጉዳዮም ዘስምዓሎም ስለ ዝኾነ እዩ እንበር እዚ ባንዴራ ጠሸኪሙ ዝስዕስዕ ደኣ ንዕዑ ኣይደልይዎን እዮም።ዕድል ኣይገበርናን ገለ ድኻ ፍርዲ ስኢኑ ዉጹዕ ካብ እስርቤት ይዉጻእ ይብል ገለ ከኣ ነዚ ግፍዕታት ህዝብና ክቅጽል ናይ ኣየሩን ሆቴሉን እንዳተኸፍለሉ ኣይሰርሕ ኣይስእን ኣብ ናይ ዓምጺ ስርዓት ተጸጊዑ ጺጽ ይብል ኣሎ።ዩኤል ኣብ ሶርያ ዘላ ናባኻን ዝኸማኻን ትመጸላ ግዜ ኣይክትነዉሕን እያ።ሎሚ ንስኹም ትኽክከለኛ ኮንኩም መሰሉ ዝሓተተ ከኣ ገበነኛ ተቆጺሩ ማከት እኳ እዩ።

    • @Peace419-l2x
      @Peace419-l2x 19 วันที่ผ่านมา +1

      ዝርዶኦ ድኣ ኣይኮነን እዚ ህዝቢ እምበር፡ እቲ ሓቅስ ብዝርዝር ኣስፊርካዮ ኣለኻ። ኩሉ ካኣ ሓቂን ህሉውን ክውንነታውን እዩ። ጽቡቕ ገበርካ።

    • @zebibadhanom8219
      @zebibadhanom8219 18 วันที่ผ่านมา +1

      ዋውውው ናይብሓቂ ጽቡቅ መብርሂን ሓቤረታን ኢዩ

  • @ጥሕሎMedia
    @ጥሕሎMedia 19 วันที่ผ่านมา

    ጥዑማ ንቑሕ መንእሰይ 💙 ኩልኻ ብርጌደይ ገዛኻ ንምዕባይ ኣብዛ ቻነል ሳብስክራይብ ግበር ምሳና ኣብ ኩሉ ዝውዕሉ ተቓለስትና በዚ ድማ ዓቢ ስራሕ ዝሰርሑ ነተባብዓዮም

  • @akberetmedhane1713
    @akberetmedhane1713 18 วันที่ผ่านมา

    ሰራቂ መደናገሪ ዓሰርተ ሽም ዘሎዎ ሽሙ ዘይፍለጥ ኩርኩር ናይ ኢሰያስ ክወግሕ እዩ No more ምድንጋር

  • @kibreabgebremeskel3220
    @kibreabgebremeskel3220 19 วันที่ผ่านมา

    ኣታ አዚ ዩኤል ክንደይ ከ ይከፍአ ዩ ሓሳዊ

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 18 วันที่ผ่านมา

    💙💙🌿🌿💚

  • @KidaneBeyn
    @KidaneBeyn 19 วันที่ผ่านมา +1

    ንዓኻ አይኮንኩን ሓዊ ጥዓመ ካበይ ዝመጻእካ ሓታቲ ኢኻ ንስኻ ለኽባጥ ዕዱምካ ለኽባጥ እቲ ሰርሓሉ ኢሪሳት ለኽባጥ እዚ ጃዕባብ ልኡኽ ህግደፍ ሲ መን ክአምኖ ኢልካ ትጽበ።

  • @KokobAblel-b8s
    @KokobAblel-b8s 19 วันที่ผ่านมา +1

    እሞ ፋሚልኻ ሒዝካ ተቃለስ እንታይ ኣለካ ኣነየ መራሒ ወላ ሓላፊ ናይ ብርጌድ ንሓመዱየ ገለ ትብል ኣብቲ ኩናት ምስ የማነ ሞንኪብዝተሰኣልካዮ ንፈልጦ ኢና ኣዲስ ኣበባ ዘለኹም ቃልስኩም ኣደልድሉ ነዚ ሰብ እውን ኣምጺኹም እንታይዩ ጸገሙ ሕተትዎ 2 ግዜ ግዳይ ከይገብር ከም ወዲ ባሻይ ከርፋሕ እግሪ

  • @AoneBtwo-b3c
    @AoneBtwo-b3c 19 วันที่ผ่านมา

    ጠዓመ ዘይትፉለጥ እዩ ዝመስለካ ፡ ኣብዚ ሰዓት ቃልሲ ክትሕንኩል ዝከ ኣል ኣይኮነን፡ እቲ ኣሪጉ ዘሎ ኣብ ዓዲ ሃሎ ከም ናይ ሶርያ መራሒ ጠንጢንኩም ምስ ከደ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ክሰሃለኩም ሙካኑ ፉሉጥ እዩ፡ ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ዋላ ምስ ኢትዮጵያ ኮይኑ ድፉጫኩም ከስቲኩም ሙካኑ ባዕሉ እቲ ግዜ ከርኢኩም እዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኪኖ ሓጹር ክድርቢኩም ሙካኑ ርሑቅ ኣይኮነን።

  • @teweldenegusse1345
    @teweldenegusse1345 19 วันที่ผ่านมา

    😂😂

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 19 วันที่ผ่านมา

    b wegen adalewt gudlet alo seb zmarru alewu mknyatu genzeb keflom kab dege temlsom kemz kdgem yeblon et bota kndey eu zhz bui meten kea tket yshyet eber xegem eu tay ykunu hj ziom sebat ???

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 19 วันที่ผ่านมา

    ምሽክናይ መንእስይ ፍፀ ኢልካ ተስዲድካ ምስ ክልተ ባሕሪ ሐብታም መሬታ መራሒ ሃገር ይብል እብ ዝሃልፍ መደርዑ ናይ ሻሪታ ክውስዱ እዮም ተስዲዶም ክብል ስሚዕዮ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ዓሻ መራሒ ቁም ነገር ዝይብሉ ብጅካ ምንሻው

  • @ruthgebresselassie9328
    @ruthgebresselassie9328 19 วันที่ผ่านมา

    ማሕበር ደናቁር

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @sababerhane6937
    @sababerhane6937 19 วันที่ผ่านมา +1

    ዩኤል አብ ሕልሚ ዝነብር ሰብ እዩ ዩኤል መቃልስቲ የብሉ ውደባ የብሉ አብ ፋንታዝያ ዓለም ዝነብር መደናገሪ እዩ በቃ መልሐሱ ጥርሕ ዝዛረብ ግብሪ ዜሮ ስለዚ ስቅ ኢልኩም ገንዘብኩም አይተባኽኑ በጃኹም አነ ብቀረባ እየ ዝፈልጦ ከም ሰብ ባህሪያቱ ብጣዕሚ ጥዑይ እዩ ግን ካብ ንእስነት ጸገም ዝነበሮ ስብ እይ ዘይገበሮ ጊሬይ ዜበጽሖ በጽሔዬ እንበለ እብ ህውተታ ዝነብር ሰብ እዩ

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 19 วันที่ผ่านมา +1

      ዜሮ ከምዝኮነ ፍሉጥ እዩ'ኮ ግን ደድሕሪ ዜሮ ዝከዱ ጤለ-በጊዕ ከኣ ኣለዉ።