We r shame full, when u r stating ur news u r neglecting Axum & Adwa. (Central zone). Why? The reason is simple. U consider the whole "Sebhate danastic " it wronged. If u r fighting 4 Tigray interst please correct it soon. These people r not benefited in the last 30 years. This is reality.
ብጣዕማ ደሰ ኢልኒ ይሓ ምድየ ትክክል ናይ ውፅዕ ህዝቢ
አሰይ መቅሰን ዝኮነሚድያ ቀፅለሉ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ልዑል ክብሪ ኣለና ንጀነራላት ንባዓል ወድ ኣሽብር ዘለዎ ጉጅለ
እቲ ቀንዲ ሓደገኛ ሰብ ፡ ወዲ ወረደ ኢዩ !
ኢልልልልል ተመስገን ፈጣር ጌቻኡ ጀግና
ጅራካናት ግጅለ ሌያቡ በሎም ሎሚ ነዞም ቤተሰባዋይ ክንስዕሮም ኢና ንደል ከምዛ ናይ ሶሪያ ስራዓት ቤተሳባዊ ዝተሳዓረ እዞም ናይ ትግራይ ውን ክንስዕሮም ኢዩ ዘለና በዞም ደናቁር እዚኦም ካብ ንምራሓ ብዘይ መንግስቲ ነንባዓልና ክንማሓደር ኢና ንደል ቀደም ውን ንማሓደረሉ ዝነበርና ክብርና ንሕልዎሉ ዝነበርና ኢዩ እዞም ግጅለ ሰረቂት መጺኦም ግን ኣፍርሰሞ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajokhum Yaha
ኣደመ ካብ መሬት ትግራይ ንዘላኣለም እግዚአብሔር ይንቀሎም.....
ቃፂለ ሉ ህዝባዊ ምድያ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤
ብልገርም ተዛዝሙ አሎ
voice of tegaru tanx yeha media
ከም ሚድያ ማዕረ ረአይዎ።
ወዲ ወረደን ምግበይን ትግራዋይ ወጊድ በሎሞ
አብታ አኼባ ግድኢኻ ነይርካ ?
ጋዜጠኛ ዲካስ ተቃዋሚ ዋላ ካድረ
መዓዝ ኮን ኢኻ ሓሶትን ምልኻዕን ትገድፎ? እሞ ከዓ ብሽም ይሓ ሚድያ።
We r shame full, when u r stating ur news u r neglecting Axum & Adwa. (Central zone). Why? The reason is simple. U consider the whole "Sebhate danastic " it wronged. If u r fighting 4 Tigray interst please correct it soon. These people r not benefited in the last 30 years. This is reality.
ካም ሓደ ና ህወሓት ተቃዋሚ ከምዙይ ክገብረ ተለው ብጣዕሚ እዩ ለሕርቀኒ ። ዝገለፅካዮ ትኽኽል እዩ ኣበ ትግራይ ፍሉይ ልተጠቀመ ከባቢ የለይ ። ትግራይ ኮ ብድኽነት % ብሚኢታዊ ዝለዓለ እዩ ።
hasawi
ይሐ ከምዚ እዩ ዝጽሐፉ ተጋሩ ትግርኛን አምሐረኛን። ተሐዋዊስኩም ።
እንታይ ደኣ ጉጂለ ኣደመ እንዳ በልካስ ፡ጉጂለ ግምፍት ዘይትብል መታን ወገናዊ ከምዘይኮንካ ክንፈልጥ😂😂😂😂😂። ይሓ ኣብ ጎልጎል ጸሓይ ዝበረቐቶ ዝብኢ ቦግግግግግ ደኣ የብልካ ኣንታ ሓሳዊ ከምዛ ኣብኣ ኮንካ ሓበሬታ ትምዝግብ ዝነበርካ ከኣ ትመስል😂😂😂😂 ለኻት ኩፉእ ጎረሮ
You are not Yeha media. You are Raya media
አሱ ተሳሓሒቱሰ ሰኻለ ተደጊምካ ። ሕደጉባ ኣይትፈላሉዩዋ ዛትግራይ ።
ኪድ ሓሳዊ !
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤