Thank you. This is an excellent program for all house builders and suppliers. I appreciate your media and the program. Keep it up. For the future please provide us an information related to supply of materials that is cost or price of labour's ex ,hanatsi,foroyo,lessani, blockat builder, kelem Kevin etc. Great, thankyou
Thank you. This is an excellent program for all house builders and suppliers.
I appreciate your media and the program. Keep it up.
For the future please provide us an information related to supply of materials that is cost or price of labour's ex ,hanatsi,foroyo,lessani, blockat builder, kelem Kevin etc.
Great, thankyou
❤❤❤❤
ዋይ በሰምአብ ሰደት ዘለናሰ ብናፍቆት ንሞት ኢልና ዓድ እውን ኩሉ ሰማይ ካይኑ ምሕረቱ የወረደልና አምላክ😢
❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ኣብ ቃፃሊ ኣቁሑ ገዛ ኣምፀአልና ማዓረይ
❤❤❤
ደምርኒ❤
ሳብስክራይብ ግበሩይ❤🎉
thanks hayet❤❤❤
❤❤❤
ዋይ በስምአብ አብ ስደት ከይንቀሪ ይሰዉረና 😢😢😢❤
❤❤❤
ኣቀራርባካ ግን ክንፅር ዋው ቀፅለሉ ዝሓወይ❤
❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
ቀጽለሉ ጎበዝ ኢካ ንጸር ኢሉ ሕጸር ዝበለ ሃለወለወ ዘይብሉ የቀንየልና ኩቡር ሐዉ
❤❤🙏🙏🙏❤❤
ናይ ቆረቆረን ምሰማረን አምፅእልና ማዓረዮ
❤❤❤
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤🎉
Thanks bro 🥰🙏
❤❤❤
ሰማይ ተሰቕሎም😢
ኣብ ስደት ከይንተርፍ እግዛብሄር ይጎብንየና
❤❤❤
ሰልኪ ባ
ቀፅለሉ ማዓረይ❤
❤❤🙏🙏❤❤
❤❤❤❤❤❤❤የቀንየልና ሓየት ኢኮኖሚ እካ ኣብ ትግራይ ዘንብር ኣይመስልን
ናበይ ኢና ንኮዶ 😢 ታይ ዝከውን ዘሎ ዋጋ ዕዳጋ ኣብ ትግራይ ዋና ዘይብሉ ዓዲ ጓሂ ጥራሕ 😢😢😢😢😢
❤❤❤
ህዝበይ ወፀዓካ በዝሑ ድካ ሰሪሑ ዘይነብረላ ዓዲ ስስዐ እና ግዕዝይና ኣብ ትግራይ ነጊሱ ክብሪ ሰብ ረኪሱ ክብሪ ገንዘብ ነጊሱ 💔😢😢 ኦ ኣምላኬ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና🤲
❤❤🙏🙏🙏❤❤
This is why i love Somali people.
ብጣዓሚ ኢዩ ክባር
❤❤❤
ዋይ ጉድድ❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
ንፎዕ ዛሓወይ ቀፅለሉኡ❤❤❤❤
❤❤❤
የቀንየልና ሓየተይ ማዓረይ ሰለ ዝነገርካና
❤❤❤
የቀንየና ማዓረይ ዋይ ጉድ እዩ እንኦ❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤🎉
መበል 22 እየ ላይክ🎉🎉እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ሓወይ🎉🎉
❤❤🙏🙏🙏❤❤
እህ😢
❤❤❤
ዎዎዎዎ ለሙስ ደኪምና በቃ😢😢😢
❤❤❤😪😪😪
ላይክ እሰክ ግን ናይ ዋጋ ዕዳጋ ግን ገዲፈካ እዩ
❤❤❤
ዋይ ጉድ እዩ እንኦ ❤❤የቀንየና ማዓረይ❤
❤❤❤
ኣብ ቀፃሊ ከቅርበልኩም እትደልዋ ነገር ኮሜንት ፃሓፈለይ❤❤❤
@@HayetVision ከተማታት ትግራይ ኣላልየና ናይ ታክሲ በዓልና ብ like ክንኸፍሎ ኢና ሓየተይ 🔥😂🤎
❤❤❤
ሰራሚክን ቦሎፎን ኣምጸአልና
@deradubai1754 ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤🎉
❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🤔🤔
❤❤❤
ናብ ኤረትራ ይከደሎ ተባህሉ ነይሩ😢
ሎምስ ምርርር ኢልና አብዚ ሓወላ ባይታ ዘብጡ እናበልና አብዚ አብዚ ድማ ሰማይ ሰቅለሞ😢
❤❤❤
ብጣዓሚ እዩ ልገርም ሸርፊ ታሕቲ እዩ ዘሎ ዓድና ደሞ ኩሉ ወሲኩ😢
@jeirejeire8992 ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@@jeirejeire8992ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
የመና ከቢሩ በማርያም ኣቁሕት ገዛ ዓራት ቁም ሳጥን ኣምፀልና ተስፋ ዘይቡሉ ግዜ
ሕዚ th-cam.com/video/a0XzYKr2vS0/w-d-xo.htmlsi=tE0h8CwLAmRRh6bJ
ናይ ቆርቆሮ ኣምፀአና❤❤❤
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
ዘይባዕልና ኢና ነክብሮ ዘለና ብዝበሉና እናገዛእና ገዛኢ ተዝእድም ኮ ምቀነሰ🤔
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤
ኣቃራርባካ ክንጽር😊
❤❤❤❤
ህዝበይ ከመይ ኢሉ ይኽእሎ 😥ዋጋ ዕዳጋ ሰማይ
❤❤❤
ብጣዕሚ የሕዝን ወይ ጉድ 😢እናገደደ ይከድ አሎ
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤🎉
@@HIfti-H 🥰👏
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤😢
መሬት ጠይቀለይ ምዓረይ
❤❤❤
ናይ ቆረቆረ አመፅኣና🥰😅
❤❤❤
ረብሪብና ብኸምዚ ተቀጺሉ እንድi😢
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤🎉
ወይ ጉድ ታይ እዩ ችግሩ በብመዓልቲ ልወስክሎ አብ ትግራይ😮
❤❤❤
ስርዓት ህግደፍ ዘሰጉሞ ዝነበረ አብ ዓድና ተደጊሙ
❤❤❤
ስለ ሓበሬታካ የቀንየልና❤❤❤❤❤
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለየ❤🎉
ተስፋ የቁርፀካ በስም ኣብ
❤❤😪😪
በስመአብ ርእሰይ የሐምኒ ድንግልን😢1150ናሃለው ኔሩ ዝላአኩ አነስ ሳአን ሰብ እምበር እህህ
❤❤❤
ኣነለ ሳኣን ሰብ 😢
@teri6870 ❤❤❤
ንባልድ በዓል 12 እና 14 ክንደይ ኣሎ ሓየት
ባዓል 12 =1250
ባዓል 14=1680❤❤❤
ባዓል 12 =1250
ባዓል 14=1680❤❤❤
@@HayetVisionጅፕሰም ኮርኒስ ልካሬ ክንደይ ይሰርሑ ኣብትግራይ
keteyke mejemereya hezey ayefolton zelo waga❤❤❤
@@HayetVision ብባልዲ እየ ደልየ ሓየተይ
ካብ አብ ትግራይ ምግዛእ አዲስ አበባ ምግዛእ ያሓይሽ አብ ትግራይ ክሉ ሌባ እዩ😢 በፍላይ መሰቦ 27ዓመትልዕሊ መጠን እንዳሸጠ ነይሩ ሕጂውን ይቅፅለሉ እዩ ዘሎ
❤❤❤❤
ብረት ኣይወሰኸን
❤❤❤
እቶም ህወሓት እዮም ያ ዝነግዱ ዘለው እዚ ጠፊኡካ
❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@@HIfti-H ጌረልኪ /ካ ንበረትዕ ጥራሕ እምበር እዚ ንዓና ቀሊል እዩ ኣጆና
❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤