Welcome back teacher Abraha🙋🏽♀️ I respect your opinions and your right to express your thoughts. However, I don’t support the idea you’ve been sharing about Tigray becoming a seventh Zoba of Eritrea. Tigray is Ethiopia and will remain part of Ethiopia. This kind of division isn’t something many Eritrean, including myself, believe in or support.🇪🇷🐪💐
The Tigray Regime first needs to do their homework first:- Draft Statement The Tigray leadership must acknowledge its responsibility for any past actions that have negatively impacted the Eritrean people. A transparent truth and reconciliation process is essential, not only to address historical grievances but also to foster trust and understanding between the people of Tigray, Eritrea, and their respective governments. This process should include: 1. Acknowledgment of Past Actions: Recognize and take accountability for any harm caused during conflicts. 2. Reconciliation with Their Own People: Prioritize rebuilding trust within the Tigray region through dialogue and justice. 3. Engagement with Eritrea: Initiate constructive and open dialogue with Eritrean authorities to repair relations and seek pathways to mutual coexistence. 4. Commitment to Peace: Establish frameworks to ensure future disputes are resolved through diplomacy, not conflict. By addressing these issues internally and externally, Tigray can lay the groundwork for lasting peace and stability in the region.
ሓራም ወዲ ገብረ ናይበሓቂ ኢኻ ኻድርን ፈረቓን ናይሎሚ እሞኻ ናየጹቡቕ ጹቡቕ እሞ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷👍🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏መርሓባ ወዲ ኤረይ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ።
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ኣብራሃ ገብረ ጠፊእካ ቀኒኻ ኣሻቒልካና ደሓን ዲኻ ጸጋ ጥዕናኻ
ጽቡቕ ኣለካ ኣብራሃ ተወዲኢና ሎምስ ብጉዳይ ኢቶ ዋላ ፋሕ ፋሕ ዘይትብል
❤❤❤ ክንዲ ሽሕ እካኢኻ ከማኻ ይብዝሑ ኣብርሃ ሓውና ።
ብጣዕሚ ኢየ ተገሪመ ጀግና ማለት ከምዚ ከማኻ እምበር ለባም በርትዕ ኣጆኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መምህርና እንቅዓ ብምድሓን መጸካ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏😍
ንለባም ኣምተሉ እዩ እቲ መልእኽቲ፡ድሕሪ ኣበይ ዘላ ኢትዮጵያ እያ ኡካ ዘረባ የለን።
Very good explanation and thank you so much you are true
እሱዩት ጃቂ ስጋብ ሕጂ ንጽቡቕ ትምኒትና ንጥፋኣትና ዝምነዩልና ተኾይኖም ንሱዩ ታሓቂ
ጅግና!!! ጸባ ስተ።
Well said Abrha Gebre 👏 Hawuna. As usually I do enjoyed and learnt, your polotical analysis and your points of views. 👏
Bravoooo abresh betame tsebuk astemhero nay lomante is very very very TOP ONE🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤.
Abrha hawuna Abet Tinitane Ybel::
Thanks!
Abraham You are right there is no ETHIOPIA.
Abrhimo 100%❤❤💕✅💯✅🇪🇷🇪🇷💯💯✅
Yes you are right ❤
❤❤❤❤❤❤❤
Natna nigber guday Eritrea, nay gorebett Hager aygidisenan iyu. Eritrea qubur Meninet 🇪🇷 💪🙏😇❤️👍
Welcome Abraha hawey jegna 👍🏽❤️🇪🇷❤️🇪🇷🐪🙏🏽
Your are right
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks abraha hawna ambesa ❤
Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tigray must be independent country I wish
Xbuk aloka Abrha abzit tblo ysamama ayr abzi hji bzaba hnxa Hagrna ngber bgs ante Eilom agrom qersimka kof neblen ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
Fact 100% ✅️
Yes 🎉❤🎉❤🎉
100% agree
👌👌👌👌💯
ኣንታ ጅግና ክንዲ ሽሕ ዝኮንካ ሰብ የግዳስ ሕማቅ መንግስቲ ኣይኮነን ሕማቅ መንደቅ እኳ ኣብ ምፍራሱ ለኪምካ ስለዝከይድ ሃገረ ትግራይ፡ ሃገረ ኣምሓራ፡ ሃገረ ኦሮም፡ ሃገረ ወዘተ,,,,,,, ከይረኣኻ ቀጥታ ኣብ ጉዳይ ልምዓት ምእታው ከመይ ይመስለካ? ክብረት ይሃበለይ።
Txbu tarikna tezekiru kinebr eyu ketxilo wedi ereyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከምዚ ዓይነት ሓሳብ ናፊቀ😢thank you abraha jigna❤
ዓቢ ሓጹር አዩ ምስ አዜኦም ባይ ብያ ንበሎም ።ምምሕያሽ ክግበር ኣለዎ። ኩሎም። ሓደ አዮም
Eyes naybhaki
Welcome wedi Ghebre again..
I agree 109 %
❤❤❤❤❤❤ji ml
Merhaba Abrha 👋👋Wedi Hzbi
Nai behaqi Ethiopia kitbitenyu zelewa
Nice wedi ere
አየዘረባ ቃል ነብያትዩ ሰማዒ እዝኒ እንተረኺብስ
ኣቶ ኣብርሃ ጽቡቅ ዩ፡አዚ ሓሳብ ኣብ ዚሓለፈ ግዜ ካብ ቃል ኣወል ስዒድ and ከም ዚሰማዕናዮ ክብዚ ትብሎ ዘለካ ዚፍለ ኣይኮነን፡ንሱ ካብ ዚበሎ ንህዝቢ ትግራይ ክወርር ነዚመጸ ኣብጎድኒ ኣለና ፡ብናተይ ሓስብ ካብዚ ትብሎ ዚፍለ ኣይመስለንን፡
ኣነ ውን እዛ ሓሳብ ኣብ ውሽጠይ ነዊሕ እያ ጌራ፡120 ሚልዮን ህዝቢ united ኩኑ ምባል ንዘንትእለት ወሎዶታት ኤርትራ ዋጋ እንዳኸፈሉ ክነብሩ ምፍራድ እዩ።ስለዚ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ ኣብርሃ ቀጽለሉ
Selam hawna Abraha xibiti zereba 👌✅️💯💯🇪🇷❤️🇪🇷❤️🎉🎉
Right
♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍
ዝወጾ ዘይብሉ ብቅልጡፍ ክግበር ዘለዎ እዯ ገዛና እዩ:: ብሉጽ ሃሳብ አብርሃ::
ምስጏግ አነ እውን አምቼ እየ ግና ንሱ ህሉፍ ታሪክ እዩ ንታሪክ ድማ ይግደፍ:: እቲ ፖለቲካዊ እዯናን ሀገርናን ቀዳምነት ክወሃቦ ይግባእ::
Azina zehilna alona. Asmirelu👍🇪🇷
Tsbuk aleka Abrha hawna ezi sebay natna tina zelewo koynu aysmeann eu hji wun kelekmna eu
❤❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️☝️☝️☝️🙏🙏🙏
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
❤❤🇪🇷🇪🇷
Ajeka gobez abrha
ከምቲ ዝተባህለ ዋላ እኳ አብ መንግስቲ ዝህታለ ይርእ እዩ እንተልና ንህና ከም ህዝቢ ከመይ ኢና ብአገባብ ዝኮነ መንገዲ ድፍኢት ክንገብር ንክእል? ከም ርእይቶይ አብ ናይ ተጋሩ ሰናይ ናይ ኤርትራ አረአአያ ምስ ዘለዎም መራከቢታት ርክብ እንተንጅምር ይብል:: የቀንየልና::
Abrha bolom teray ata jegna💯 👌😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💪💪💪💪
ክሎም ሓደ አሬትራውያን ምኣስ ክንምሃር አና
ሰላም ኣብራሃ ሓወይ!
ብመጀመርታ ተጋሩ እንታይ ድዮም ዝብሉ ዘለዉ ነቲ ብ ብይን ዉዑል ኣልጀርስ ሓንሳብን ናይ መወዳእታን ዝተገብረሉ ባድመ ይኹን እሮም ወዘተ ናትና እዩ እንድዮም ዝብሉ ዘለዉ: ደሓር ከኣ ገብረ ሓዉና ኣነ ብዉልቀይ ሓቂ ክዛረብ ነዚ ኩሉ ግዝየ ነስኻ ትግራይ ትግራይ ትግራይ ትብሎ ዘለኻ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ምኽንያቱ ነስኻ ከምዚ ፍሉይ ተሓላቒ ናይ ተጋሩ ኮንካ ይኻ ተቀርብ ንሕና እዉን እኮ ትግራወይቲ ኣደ ክትነብዕ ይኹን ክትጠሚ ኣይንደልን ኒና : ደሓር ከኣ ነየነይቲ ትግራይ ይኻ ትግራይ ትብል ዘለኻ እንድርታ ወዘተ ይልካ ከምት ነስም ዝብሉዎ ዘለዉ ኣብ 5 ከፋፍልካ እንዶ ጸዋዐዮም :: እንተ ብኻልእ ግና እዛ ጋሕማጥ ዓዲ ንወለዶታት ዋጋ ዘኽፈለትና ፋሕ ፋሕ ትበልዶ እንተ ይኻ እዉ እዩ ናተይ መልሲ ወረ ናብ ሰለስተ 3,ወይ 4 ዘይኮነስ ካብኡ ንላዕሊ ክትመቃቀል እዩ ናተይ ትምኒት 🇪🇷
ክተመቃል ተሓሲብካ ንስኻ ድማ ትመቀል ምኻንካ ፍለጥ ድድብናኹም ግን ይገርም
መርሓባ ኣምበሳደር እንካዕ ድሓን መጻኻ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
👉✨️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨️ ✌️♥️🙏🙏🙏
🙏🙏👍🙏🇪🇷✅
ሰላም ሓውና ኣብርሃ
ትብሎ ዘለካ እኮ ከምሓሳብ ጽቡቅ እንተኮነ ግን ኣበይ ዘላ ኢትዮጵያ ትብላ እንተለካ ኣበይ ዘላ ትግራ እካ ትዛረብ ዘለካ ትግራይ ኣብ ክንደይ ተመቂላ ከም ዘላ ትዝንግዖ ኣይመስለንን ቀስ እልካ ምርኣይ ይሓይሽ ።
ናይ ብሓቂ ጂግና አንበሳ ሓበን ሃገር ኢካ
100% abrha gebre xubuq tentena mis gize kebabina miftash adlayi eyu
ምስዚኦም ሕሱማት ጎሮቤት ቁጠባ ሃገርና አሕይልና ምክልኻልና አማዕቢልና ክንጸቕጠም ጥራይ እዩ ዘድልየና ብሕጂ ምስዚኦምም ዝመጸ ይምጻእ መንግስቲ እምነት ክህልወና የብሉን አኸለ ክፈርሱ ጥራይ እዩ ዘለዎም እዞም ይእዱግ ብ ምዕራባዉያን ምምሕዳር ከይተላቐቑ ሰላም አይህቡናን እዬም
ዝወጾ ዘይብሉ ብቅልጡፍ ክግበር ዘለዎ እዯ ገዛና እዩ:: ብሉጽ ሃሳብ አብርሃ::
ሃቅካ ግርም ኣለካ
𝟏𝟎𝟎%%❤❤❤❤❤❤❤❤
Tgray si abdela entela Ni Eritrea selam thba aymeslenin
ገብረ ሓውና ዓሚቕን ንቕድሚት ዘማዕዱ ትንታነኻ መግለጺ እንድየ ዝስእነሉ። ብዛዕባ ናይ ኢትዮጵያ ፋሕ ኢላ ክሪኣ ዘለኒ ባህጊ ልዑል እዩ። እንተ ብዛዕባ ትግራይ ዝበልካዮ ግን ከም ሓሳብኳ ጽቡቕ እንቶኾነ ሽንፍላ ስለዝኾኑ ግን ሓሳብ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ።
ሎምስ ተወዲእናኮ። ቧእ
Mesaka aleku hakeka ika kebatatenu alewom
Selam Abrha hawey, xbuk eka zeleka. Gin ab diplomasyawi azerariba gidnet ena ethiopia kitferis yeblan knbil xbuk kinzareb, b Tahti entay niserh gin Dege wexina aynzarebin ena ezi kiea yrdaka eu zbil gmit aloni. Messenger kidwulelka eye ente zeyteredatka Eza hasab
ኣገናዕ እዚ ወዲ ኣብ ልበይ ዘላ ኢዩ ዝረኽባ እዞም ጥሪት ካብ ክፈልጡ ክጻረፉ እዮም ዝህወኹ
Welcome back teacher Abraha🙋🏽♀️
I respect your opinions and your right to express your thoughts. However, I don’t support the idea you’ve been sharing about Tigray becoming a seventh Zoba of Eritrea. Tigray is Ethiopia and will remain part of Ethiopia. This kind of division isn’t something many Eritrean, including myself, believe in or support.🇪🇷🐪💐
ጽቡቅ ሃሳን አዩ ግን ኣየናይ ቅጋመ ኢዩ ሞ መርግጺ ደለዎ ኩሎ ኣብ መሪሕነት ደለዉ ውድባት ኢና ድብላስ ካድረታቶምስ ኩሎም ኣንጻር ኤርትራ አዮም ስለዚ ምሰየናይ ኣጋመ አዩ ክስራሕ ትደልዮ ደለካ
ኩሉ ወዮ እንድዩ ኮይኑ ኣብርሃ ሓውና ግን ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ከኣ ግዜ ክንጥቀመሉ ይግባእ።
ነጥበቢ
Welcome Ambasador hageru🇪🇷👌👌
ህወሓት ሎሚ ምስ መንግስቲ ኤርትራን🇪🇷 መንግስቲ ግብጺን🇪🇬 ሓቢሩ ንኽሰርሕ ቁሩብ ዝኾነ ዩ ዝመስል ዘሎ ከምኡ ተጌሩ እቲ ህዝቢ ክድሕን ዩ ተዘይኮይኑ ከቢድ ዩ ኩኾውን ዕጫኡ:: ክልል ኣምሓራ ረብሓኦም ኣለሊዮም ምስ መንግስቲ ኤርትራ🇪🇷 ቃል ኪዳን ኣሲሮም ይኸዱ ኣለዉ ኩሉ ዘድሊዮም ዘበለ ከኣ ብ መገዲ ኤርትራ🇪🇷 ክረኽቡዎ'ዮም :: ስለዚ እቶም ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ 2ተ ጉጅለታት እቶም ሓደ ብጉጅለ ጌታቸው ረዳ ዝምርሑ ኮይኖም ንኣሃዳዉነት ዘሳሲዩ ሓሻክር ማይክ ሃመር ኢዮም : እቶም ሓደ ድማ ብጉጅለ ደብረጺዮን ዝምርሑ ኮይኖም ንብሄራዉነት ወይ ፈደራላዉነት ዝቃለሱ'ዮም ስለዚ እቲ ብጉጅለ ደብረጺዮን ዝምራሕ ሓደ ጉጅለ ኣብ ኢትዮፒያ🇪🇹 ተቀባልነት ስለ ዘይብሉ ከምቲ ክልል ኣምሓራ ወሲዶሞ ዘለዉ ተባዕ ዉሳኔ ንድሕነት ህዝቢ ትግራይ ክብል ምስ መንግስቲ ኤርትራን🇪🇷 መንግስቲ ግብጺን🇪🇬 ሓቢሩ ዩ ክሰርሕ ዘለዎ:: እቲ ምስ ሶማሊያ🇸🇴 ዝገበሩዎ ስምምዕ : ሶማሊያ🇸🇴 ከም ናይ ኤርትራ🇪🇷 ተመሳሳሊ ፖለቲካዊ መስርሕ ትሓልፍ ስለ ዘላ ካብ ምስ ኢትዮፒያ🇪🇹 ሓቢራ ክትሰርሕ: ምስ ኤርትራ🇪🇷 ተኣማሚና ክትሰርሕ ዩ ዝቀርባ:: ስለዚ ብዛዕባ እቲ ዝገበሩዎ ስምምዕ ዘሰክፈና ኣይኮነን ከም ወትሩ ቅሰን ዩ እቲ መልሲ ::
🇪🇷🇪🇷💪💪@291
Tsibuq tintaneyu Abraha hawna100%👍🇪🇷🇪🇷
አብርሃ ፡ ዋላ ፡ ተጋሩ ፡ አምሓሩ ፡ ይድለዩ ፡ አብ ፡ መጨረሻ ፡ አሜሪካ ፡ ዝበሎም ፡ እዩም ፡ ዝሰምዑ። አይትጋገ ፡ ዓለም ፡ ከፈቀደት ፡ ሓንቲ ፡ ክልል ፡ ዋላ ፡ ንስካ ፡ ንዑ ፡ ተበልካዩም ፡ ንሶም ፡ ፈሪሖም ፡ አይመጽን ፡ እዩም። እቲ ፡ እንኮ ፡ ፍታሕ ፡ ምዕራባዊያን ፡ ክሰዓሩ ፡ አለዎም። እቲ ፡ ዝሓሸ ፡ ምሰ ፡ ግብጽን ፡ ዓበይቲ ፡ ሓይልታት ፡ ቦታ ፡ ክንህበን ፡ አለና
ምዕራባዊያን፡ እንተኸፈ 50 ዓመት ኣለዎ ቅድሚ ምፍራስ ምጅማሮም!
ምዕረባውያን መን ዩ ክስዕሮም ምድሪ ጸቢባቶም ሲ ናብ ሰናይ ይኸዱ ኣለዉ
2 ምዕረባውያን ብሓንቲ ደቂቅ ን ዓለም ሙሉእ ዝድምስስ ኣጽዋር ኣለዎም ስለዚ ዋላ ውን ክሰዓሩ እንተኾይኖም ን ዓለም ደሚሶሶማ እዮም ክኸዱ ስለዚ ሓሳብካ ውዱቅ ዩ
ሰላም መምህር ኣብርሃ ሓውና 🇪🇷 wel com 🇪🇷
100% ysemaeye. thank you Brother
Make tigray a country
Make Amhara a country
ከማካ 3,,4 ሰባት ተባዓት የድልዩና
I approve 💯 of your message.
Selam abraha. Haqka eka etopya kitifers alewa xegem ya nartra
👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
7ይ ዞባ ዝባሀል የለን
The Tigray Regime first needs to do their homework first:-
Draft Statement
The Tigray leadership must acknowledge its responsibility for any past actions that have negatively impacted the Eritrean people. A transparent truth and reconciliation process is essential, not only to address historical grievances but also to foster trust and understanding between the people of Tigray, Eritrea, and their respective governments. This process should include:
1. Acknowledgment of Past Actions: Recognize and take accountability for any harm caused during conflicts.
2. Reconciliation with Their Own People: Prioritize rebuilding trust within the Tigray region through dialogue and justice.
3. Engagement with Eritrea: Initiate constructive and open dialogue with Eritrean authorities to repair relations and seek pathways to mutual coexistence.
4. Commitment to Peace: Establish frameworks to ensure future disputes are resolved through diplomacy, not conflict.
By addressing these issues internally and externally, Tigray can lay the groundwork for lasting peace and stability in the region.
እንተ ተዓዊቶም አይድቅሱልናን እዮም አይምልከተናን ፋሕ ይበሉ።
I am agree with you 💯
ሰላም ክቡር ሓው ኣያ ኣብራሃ ገብረ ኣብ ኣተሓሳስባካ ኣዝየ ኣድናቖት ኣለኒ 🎉፡ ኣጆካ ቐጽሎ ።
እዛ ነጥቢ ልክዕ ኣሎኻ
ካብ ኣጋመስ ምስ ፋኖ ምስራህ አኮ ይሓይሽ
LOVE YOU BRO ❤🇪🇷
Good job 🇪🇷
Ezi polotica eyu shebya kemti zizarebwo eyom ziamnu elka aytdemdmo abrha nimifrasa yserhu entelewu entay tfelit awwww elka ayzrebin eyu ezi tiblo zeleka!!!
እንታይ ዲዩ ኣብራሃ ሃሳብካ ጽቡቅ እንድዩ ግን ክሳብ ህጂ ኣጋመ እቅሚ ሲኢና አንበር ምስ ኤርትራ ሰላም ወይ ብሓንሳብ ምስራሕ ኣትደልን ኢያ ምክንያቱ ትማሊ ጻድቃን ፈደራል ሰራዊት ንትግራይ ክኣቱ ሃቱቱ ብብዓል ኣፈር ደሎ መረትና ሻብያ ሂዝዎ ኣሎ ስለዚ ነዚ ክማልሰልና ኣለዎ ይብል ነይሩ አንታይ ማለት አዩ አዚ ምስ ብልጽግና ኮይኑ ኩናት ናብ ኤርትራ ክከፍት ማለት ኢዩ ኮ ስለዚ ኮሎም ሃደ ኢዮ ኣጋመ ብምንም ክእመን ርካኣል ኣይኮነን
We are so proud of you ❤❤❤❤❤