ብተደጋጋሚ ኃጢኣት እንዳወደቕኩ ተስፋ ቆሪጸ ንክትንሥእ እንታይ ክገብር? ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 983

  • @nabukeshikifle2675
    @nabukeshikifle2675 4 ปีที่แล้ว +335

    ኣሰይ ኣነስ ተዓዲለ ኣደይን ኣቦይን ነዛ ናይ ዘልኣለም ሂወት እተዉህብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘትሓዙኒ ፡ ዲያቆን ሓወይ ናትካ ትምርቲ ጽሩይ ትምርቲ ሂወት ዘዉህብ ክሰምዕ ከለኩ ንዓለም ፈጺመ ይርስዓ ፡ ኣምላክ ይመስገን ንዓኩም መምሃራና ዝሃበና ፈጣሪ፡ቃል ሂወት የስመዓልና ፡ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን፡

  • @mariamadey8318
    @mariamadey8318 4 ปีที่แล้ว +132

    እግዚኣብሄር ይመስገን ብኣኻ ገሩ ዝምህረና ዘሎ ዲያቆን አስመላሽ ሓወይ ልዑል ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk5693 10 หลายเดือนก่อน +4

    ኦፈጣሪ ኣቦይ ናትካ ቃል ክሰምዕ ብቃልካን መንገድካን ምርሐኒ😢😢🙏❤❤

  • @mamayyyeyaalmeyy5145
    @mamayyyeyaalmeyy5145 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmalin amlak 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freta8958
    @freta8958 3 ปีที่แล้ว +25

    እግዚኣብሄር ንሓጥያት እንበር ንሓጥያተኛታት ኣይጸልእን እዩ እሞ ብመንገዲ ጽድቂ ከምላልሰና ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን መንበሪ ድያብሎስ ኣገልገልቲ ጸልማት ዓለም ካብ ምዃን የድሕነና ኣሜን ቃለ ሰናይ ድያቆን ሓውና💒💒💒❤❤❤👏👏👏

  • @ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ
    @ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ 3 ปีที่แล้ว +1

    Temesgen getaye lezich dekika ekf dgf adrgo yaderesen amen amen amen keri Zemenachnn ezgabiher ybarkln amen amen amen

  • @lwamhaile7989
    @lwamhaile7989 4 ปีที่แล้ว +18

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ናይ ዘመን ዕድመኻ ይባርኸልካ ይቀድሰልካ
    ዲንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልካ

    • @wedigurum4034
      @wedigurum4034 4 ปีที่แล้ว

      Waww btami btami xbuke xbuke astmehro kall hewatka yasmana kbue hawena

  • @ጋልወጀራትዕስራዓዲ
    @ጋልወጀራትዕስራዓዲ 3 ปีที่แล้ว +8

    ቃሌ ህወት የስመዕልና ዕድመን ጥዕናን ፀጋን በረከትን የብዘሐልኩም
    ኣሜንን
    ኣነ ብትክል ሓጥያተኛ እየ ኩሉ ግዜ ሓጥያተ ይቅርታ ኣይግበረለይን ይብል ነረ ሎሚ ብዝስማዕክዎ ትምህር ምሉእ ብሉእ ተስፋ ገይረ ኣለኩ
    ክብር ምስጋናን ንግዛብሄ ይኩን

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 4 ปีที่แล้ว +157

    ane zedinqo nay orhtodeks memhir izi iu awel politca hamanot felalu ziri seb iu ane muslim iye gn izizmhiro yfetwe iye kulu gze keman zkatatolo mexahafku kemzi diakon zmhiro entekoni ezom ab tik tok komuwin ab Facebook kenikum txarefu Christian aykonkum eziwedi ketetabibiawe alekum walaka ane muslim entekonku nezi wedizi izi ykatetolo iye ❤️❤️❤️

    • @dianaweldemicheal8165
      @dianaweldemicheal8165 4 ปีที่แล้ว +15

      ናይ ብሓቂ ክርስትያን ከምኡ ኢዩ። ብርሃኑ ኣብ ቅድሚ ሰብ ብምብራህ ኣማኒ ኣይብል ዘይኣማኒ ናብ ብርሃን ይጽውዕ።ንባዕሉ social media ብኣገባብ ተዘይተጠቂምናሉ ናይ ዘመና ናይ ዲያብሎስ መዋግኢ ኲናት ኮይኑ ኣብ ስራሕ ድያብሎስ የውዕለና ኣሎ። ንዓና፡ከኣ ናብ ቅድስና ህይወት የብቀዓና። ኣሜን

    • @ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ
      @ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ 4 ปีที่แล้ว +6

      ሓቂ ይሃብካ እግዚአብሔር የክብርካ የቀንየልና

    • @Solotesfahiwet
      @Solotesfahiwet 4 ปีที่แล้ว +8

      ናይ ሰይጣን ስራሕ ኢዩ እንበር ተጸረፍ ዝብል ጹሑፍ የለን. የግዳስ ጽውዓት ብዙሓት ሕሩያት ግን ዉሕዳት ኢዮም ከምዝብል መጽሓፍ ቁዱስ ኩሉ ዝሰብኽ ብመንፈስ ዓብይ ማለት ኣይኮነን. ስለዚ እቲ ዘድልየና ምሳድ ኢዩ ጹቡቕ. ጹብቕ ገርካ ስምዓያ እዛ ትምህርቲ ቡሩኽ ሓወይ እግዚኣብሄር ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና.

    • @weynihagos5835
      @weynihagos5835 4 ปีที่แล้ว +7

      ክቡር ሓወይ ኣነ እኳ ሓቂ ይሓይሽ እዚ ሓድሓዳዊ ባእሲ ክትብሎ ዝጸንናሕካ ዕግርግር fb ኣይከታተሎን ኢየ ሳዕቤኑ ኣዝዩ ግናይ ስለዝኾነ።ግን ምስማዕ ኣይተርፍን ኢዩ ሳላ ቴክኖሎጂ ኣብ ክንዲ ሓጥያትና ክንፍትሽ ንውዕል ኣብ fb መን ይጻርፍ ኣሎ እንዳበልና
      ከነሳውር ኢዩ ዝቐልል ደሎ። ብዝኾነ ኣነ'ውን ነዚ ትምህርትና ትከታተሎ ምህላውካ ብጣዕሚ የመስግነካ ሓወይ ናተይ። ኣምላኽ ፍቕሪ የውርደልና።

    • @ራኢብርሃንጽባሕ
      @ራኢብርሃንጽባሕ 4 ปีที่แล้ว +7

      ጽቡቅ ኣለካ ፍቁር ሓወይ እዚ እዩ እቲ ቅኑዕ ክርስትና ዝተርፈ ኢኦርዶክሳዊ እዩ ምክንያቱ ቅመም ፖለትካ ስለ ዘለዎ ሓቀኛ ኦርቶድክስ ኣይጻረፍን እዩ ። ብዝተረፈ ንኩሉ ትምርትታቱ ተከታተሎ ሂወት ክትረበሉ ኢካ ፍቁር ሓወይ ኣምላክ ንኩላትና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና።

  • @STsenait
    @STsenait 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen qal hiwet yesmaalna Dyakon hawna

  • @milihabte5116
    @milihabte5116 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ንዓይ ድማ ብጾሎትካ ደግፈኒ እመቤታችን ምስ ኩላትና ትኹን አሜን አሜን አሜን ።

  • @semerewelderufael2233
    @semerewelderufael2233 4 ปีที่แล้ว +7

    ተመስገንካ ኣምላክ ኣቦይ ብኣኩም ጌይሩ ተስፋ ከምዘይ ንቆርጽን ሂወትና ከነማዓራርን ዝማሃረና ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና ድ፡ኣስመላሽ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣክሊል ተጋድሎካ ይሃብካ ።

  • @alem-Pro.
    @alem-Pro. 4 ปีที่แล้ว +13

    ቃል ህይወት የስማዓልና ኣምላክ ከምቲ ንሱ ዝደልዮም ዓይነት ሰባት ይግበረና ኣሜንንን። 💒✝️♥️🙏

  • @BerhaneTomas
    @BerhaneTomas 4 หลายเดือนก่อน

    Amen qal hiwet yesmealna ዲያቆን ኣስመላሽ አግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሓልካ.

  • @betelsolomon6919
    @betelsolomon6919 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ዲያቆነይ

  • @issaiyasazin7769
    @issaiyasazin7769 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንሐዉናን መምህርናን ዲያቆን ኣስመላሽ ቃል ሂወት የስምዓልና ንዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕዲሩ ናይ ሰናይ ፍረ ሂወት ይዓድለና ናይ ብሐቂ ንልቢ ዘረስርስን ዘሖጉስን ቃል ኣምላኽ እዩ እሞ ስም ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ናይ ኣዴና ቕድስቲ ድንግል ማርያመ ጾሎታን ፍቕራን ኣማላድነታን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን (3)

  • @ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ
    @ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ 4 ปีที่แล้ว +14

    ድያቆን እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘመንካ ይባረክ ደስ ዝብል ስብከት ቃለሂወት የስማልና።ኣነውን ይቅረ በለለይ ይብለካ ኣለኩ ኣዝየ ተቀይመልካ ነረ ብዛባ ናይ በተክርስትያን ሕጂ ናጻ ኮይነ ኣለኩ ከም ዝበልካለይ ኣሚነ ናጻ ወጼ ኣለኩ ኣብ ጸሎት ዘክረኒ ድያቆን---- ኣሽመላሽ ሓወይ

  • @Galenba
    @Galenba 3 ปีที่แล้ว

    Kalehiwet yesmalna smaiti tirah zeykonas tegbrti kinkewn yizgabher amlak yihagzena amen amen amen nay aglgletkm zemenk yibark yizgabher amlak

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
    @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 2 ปีที่แล้ว +7

    ተመስገን ውሽጠይ አብ ተስፋ ዝቀረፅኩሉ ስዓት ነዙ ቅዱስ ቃሉ ምስ ሰማዓኩ ዕድመይ ሙሉእ ተሰምዕኒ ዘይፈልጥ ደስታን ዕርፍትን ተሰምዕኒ እግዚአብሄር ይክበር ይመስገን መምህርና ብዕድመን ፀጋን የሓልወልና ፈጣሪ

  • @solomonyebrah3314
    @solomonyebrah3314 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen
    kale hiwet yesmalena dehakon hawena 🙏🙏🙏

  • @ማርያምአደጎይታማርያምአደ
    @ማርያምአደጎይታማርያምአደ 4 ปีที่แล้ว +4

    Aseyyyyyyyyy diakon hawey egzabhar amlakna kele hiwet yasmalna nay aglglot edmaka yebark amen 🙏 ❤️❤️❤️❤️💒💒💒🙏

    • @ellahealthyfoodchannel614
      @ellahealthyfoodchannel614 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen kale Hiwet yasemalini saba hafitay subscribe tehaberni th-cam.com/video/Dq2vlaIG0ug/w-d-xo.html thank you 🙏 ❤️

  • @RobelZeriet
    @RobelZeriet 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna bhaqi nay agelglot zebenkum yeazizu ybarkelkum

  • @tsigereda2299
    @tsigereda2299 4 ปีที่แล้ว +25

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ሂወተይ ድያቆን ኣሽመላሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @muluealemalem2430
    @muluealemalem2430 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna diyakon hawuna xegue yebzhalka

  • @madeadibo9393
    @madeadibo9393 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይይይይይ እግዚኣብሄር ይመስገን ንዓኩም ዝሃበና ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም ድያቆን ሓውና ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም።

  • @semhartek7308
    @semhartek7308 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna dyakon hawuna 💒💒💒😍😍❤️

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን 💖🤲🙏
    እልልልልል ኣሰይ ተመስገን ቁዱስ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ንብዓል ኩቡራት ይሕዋትናን መምሓራናን ዝኾኑ ቡሩካት ኣገልገልቲ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ዝፈጠርካ ምእንታን ብዓል ኣነ ድኩማት ክይንጠፍእ
    እዩ ንዓኹም ተምሳል ቁዱሳን ብዓል ቁዱስ ጴጥሮስን ቁዱስ ጳውሎስን ካልኦት ቁዱሳንን ኢኩም መራሕቲ ቁዱስ ሂወት ዘመን ስብከትኩም ይባርከልኩም ምእንታን ንዓይን ከማይ ዝበሉ የሕዋተይን ክሕሸና ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን 💖🤲🙏

  • @tekalifisha5953
    @tekalifisha5953 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna dyakon hawna

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤💛👏👏👏💒

  • @hintsawelday2438
    @hintsawelday2438 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈታሪ ናዓና ክሕሸና ንሕና ሰመዕቲ ጥራይ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከውን ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና ናዓኩም ዝሃበና ኣምላክ ይመስገን

  • @tsigetesfamariam1083
    @tsigetesfamariam1083 4 ปีที่แล้ว +12

    ኩቡር መምህርናን ሃውናን ጋሳናን ድይቆን ሓወና እንጀራካ ሰፊሕ ዕድሜካ ነዊሕ እድመ ማቱሳላ ይሃብካ ጻማካ ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ እግዚኣብሄር ርከቦ ቃለ ሂወት የስምዓልና

    • @abelandom5092
      @abelandom5092 3 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki edme tenan yehablna dyacon hawena edeme mtusla yehabka

  • @yorsalemgrmay510
    @yorsalemgrmay510 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna Egziabiher Amlak nayegelgulot zemen admekum ybark

  • @beti7996
    @beti7996 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna dyakon hawey Ezgabhere edmen tenan yhabka

  • @temesgenamlak3339
    @temesgenamlak3339 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Qale hiwet yesmalna.Amlak ybarkka dyakon.

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ 4 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስምዓልና ቡሩካተይ ጸግኡ የብዝሓልኩም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 🙏🙏🙏
    ኣብየት ጸባን ምዓር ወለላን ወይ እውን ዘቢብ ዝኮነ ኣስተምህሮ እወ ልዑል ኣቦናን መድሓኒናን ዝኮነ እግዛብሄር ኣምላክና ምሓሪ እዩ ብምሕረቱ ይርኣየና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @selmselm9212
    @selmselm9212 4 ปีที่แล้ว

    Amen amenn amennn ቃልህወት የስመዓና ክብርሓውና

  • @filmonafewerki7884
    @filmonafewerki7884 4 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሕይወት የስምዓልና
    ልዑል እግዚአብሔር አምላኽና ብንስሐ ንምለሰሉ ልብን ግዜን ሂቡ፡
    በረኸት ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱስና ማርያምን ኩሎም ቅዱሳንን ይኽፈለና

  • @Lifeishardwork
    @Lifeishardwork 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna dyakon hawey amlak edmen tenan yhabelna

  • @ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ
    @ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን /3/ ቃል ሰናይ የስምኣልና መ.ዲ.ሓ.እግዛኣሄር ኣምላክ ጎይታ ሰራዊት ከሙኡ ክንገብሪ ይሓግዛና

  • @habtombereket228
    @habtombereket228 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna egziabiher xegu yebzhalkum , bhaki egziabiher nakum bluxat memharan zhabena zkeberen ztemesgenen ykun amen

  • @michaelmengsteab2716
    @michaelmengsteab2716 4 ปีที่แล้ว +14

    ቅዱስ የዉሃንስ ልክዕ ንዑኡ መሲልካ መምህረይ ድያቆነይ። እመ ብርሃን ኣዕዚዛ ትባርካ።⛪⛪⛪⛪

  • @freweinhagos3540
    @freweinhagos3540 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amlak yemsgen bmehretu ytemtena.

  • @መርሃዊየይኢኻ
    @መርሃዊየይኢኻ 4 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ህይወት ቃል የስምዓልና ፣ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ!!!

  • @kulusebukulusebu7588
    @kulusebukulusebu7588 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen ame qal hiwet yesmana dyaqon hawey nay agolgulotka fetari aboy ybarkelka ❤️⛪️❤✝️❤🤲🤲🤲👈

  • @kbromtekliya5062
    @kbromtekliya5062 4 ปีที่แล้ว +5

    ቃል ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓወይ፡ ብኣኻ ጌሩ ዝምሃረና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ካኣ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ።ንዝሰማዕናዮ ካኣ ንድሕነሉ ንጸድቀሉ ይግበረልና ኣምላኽ።

  • @galkeshifkadu4784
    @galkeshifkadu4784 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna dakon hawna ♥️🌻🤲

  • @omegabookstore-6914
    @omegabookstore-6914 4 ปีที่แล้ว +8

    ቃለ-ሕይወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና፣ ብጃኩም ብስም እግዚኣብሄር ኩሉ ግዜ ከምዚ ትምህርቲ ስደዱሉና።

  • @yemanetekle7602
    @yemanetekle7602 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት ቃል የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልካ መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍጹም ሓጥያት ረሲዕና መንገዲ ሂወት ክንመላለስ መንፈሱ ይላኣከልና

  • @yriga
    @yriga 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ፈጣሪ ፀጉኡ የብዝሓልካ

  • @girmayasgodom6939
    @girmayasgodom6939 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna 💒💒💒💒❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu2505 4 ปีที่แล้ว +180

    ሂወተይ በዛ ስብከት ሎሚ መዓልቲ ተሪፋ ድሒና ካብ ተስፋ ምቁራጽን ካብ ሞትን፡ድያቆን ኣምላክ ዕድመ ይሃበለይ

    • @solomonkiflay2231
      @solomonkiflay2231 4 ปีที่แล้ว +14

      ኣጆኺ ዊንቲ ሓብተይ ተሳፋ ኣይትቕረጺ በርትዒ። ድያቆን ሓውና ድማ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋኡ የብዘሓልኩም

    • @awethaile8543
      @awethaile8543 3 ปีที่แล้ว +4

      Ajoki zhaftey tesfa aytkurexi, Amlak msaki ykun.

    • @Filmonተስፋኣይቆርጽንእየ
      @Filmonተስፋኣይቆርጽንእየ 3 ปีที่แล้ว +9

      ወንጌል ዮሃንስ 10
      11፤ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ።

    • @samerhsamerh9977
      @samerhsamerh9977 ปีที่แล้ว +4

      ኣጆኺ ዘሓፈተይ ኣምላኽና ጥዑምዩ🙏❤በርትዒ

    • @Quayside2127
      @Quayside2127 ปีที่แล้ว +3

      Stay strong sister. God (the king of all) loves you so much . Don’t ever lose hope!

  • @hiwisereke9211
    @hiwisereke9211 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kula Hiwet ysmealun Daykan haweyyy keb mear zetiema Eigzeabihir ymesgen 💒💒💒💒⛪⛪

  • @brhanetekleab6391
    @brhanetekleab6391 4 ปีที่แล้ว +24

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓወይ ሓይሊ ረኪብና እግዛብሄን ኣምላክ ሓይሊ ይሃብኩም ከምዚ እዩ ዘድሌና ወገናተይ ቀጽለወ

  • @NatsenetEstif
    @NatsenetEstif 6 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna amlak❤❤❤🤲🤲🤲

  • @KebromNegasi
    @KebromNegasi 4 ปีที่แล้ว +22

    ኣሜን ቃል ሂወት የእስምዓልና ድያቆነይ ደስ ዘብል ትምህርቲ እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም ንዓና ድማ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና።

  • @everlasting5592
    @everlasting5592 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ህይወት የስምዓልና። ነቲ ሓጥያትና ካይጸብጸበ ብዓይኒ ምሕረቱ ዝቅበለና እግዝኣቢሄር አምላኽና ክብርን ምስጋናን ይኹኖ። ብዝሒ በረኸቱን፡ጸግኡን ምሳኻ ይኹን ድ/ ኣስመላሽ አቦናን
    ሓውናን🙏🌿

  • @ድንግለይምክንያትምድሓነይ
    @ድንግለይምክንያትምድሓነይ 4 ปีที่แล้ว +11

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና ድያቆን ጸጉኡ የብዘሐልካ ብጣዕሚ ልቦና ዘረሰርሰ ትምህርቲ እዩ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና አሜን/፫/

  • @fisahazenfuandemical1850
    @fisahazenfuandemical1850 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Brukat Memhr Bhaki kale hiwet Amlak Diyacon Hawna.

  • @berhanehintsabahta2483
    @berhanehintsabahta2483 4 ปีที่แล้ว +6

    ቃላት ሓጺሩና እንብሎሞ፡ዕድመን ጥዕናን ሂቡ እግዛቢሄር ይሓልኻ።

  • @sisusisu6778
    @sisusisu6778 4 ปีที่แล้ว +11

    Amen qale hiwet yesmealna Deacon Asmelash hawna, Edmen tennan yhabelna!!

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ
    ኣነስ ብስንክ ድክመተይ ሎምስ ተስፋ ቆርጸ እንድዕ ዝብሎ ጠፊኢኒ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @እንደፍቃድህይሁንኣምላኬ
    @እንደፍቃድህይሁንኣምላኬ 3 ปีที่แล้ว +6

    ተመሰገን ኣምላኬ ታይ ዓይነት ሂወት ዝኮነ ሰብከት እዩ ኣሰይይይ ቃል ህይወት የሰመዐና ክቡር ሓወይ ፅጉኡ የብዘሓልካ እግዚኣብሄር

  • @virginmaryisourlanguage6371
    @virginmaryisourlanguage6371 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 kal hiwet yesmealina deaconey

  • @lovewithall5552
    @lovewithall5552 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ድያቆን ሓወይ ደስ ዝብል ሂወት ዝልውጥ ትምህርቲ ሰለ ዝመሃርኩምና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም።

  • @lidyabereket7293
    @lidyabereket7293 4 ปีที่แล้ว

    Aesyy kndey tum tmhrti, qal hiwet yesmelna amen amen amen, diyaqon hawna edmen tienan yhabka,xega bereketu yebzhalka fetari amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @yemaneyohanns4142
    @yemaneyohanns4142 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓዉና ናይ ዘመን ዕድመኻ ይባርኸልካን ይቀድሰልካን

  • @gashgisha6608
    @gashgisha6608 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet ysmalna

  • @tedrossemere3352
    @tedrossemere3352 4 ปีที่แล้ว +15

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይይይይይይይይይ።ኣይትፈለየና ብ ጸጋ ኣምላክ ዕቤት ይምነየልካ።

  • @kudusangebrehiwet9588
    @kudusangebrehiwet9588 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna

  • @wedimeakele2748
    @wedimeakele2748 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ዳይቆነይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ከም ሎሚ ጌረ ተስፋ ጌረ ኣይፈልጥን ኢየ ኣብ ምሉአ ሂወተይ ክብርን ምስጋናን ንመድሃኔ ኣለም ምስ አመብርሃን

  • @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
    @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna egziabher amlak xegue yebzahalkum deycon hawuna

  • @tesfalemfsahaye3675
    @tesfalemfsahaye3675 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna diakon hawuna

  • @weinikahsay8469
    @weinikahsay8469 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Qle hiwet yesmalna Diakon memhrna egzabher nay Agelglet zebenka Ybarkelka

  • @ብርሃነደስታ
    @ብርሃነደስታ 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዲያቆን ሓውና እግዚአብሔር ጸጉኡ ይብዝ
    ሐልካ

  • @Ereytsda
    @Ereytsda 4 ปีที่แล้ว +9

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ንመሃሮ ኣብ ልብና የሕድረልና።

  • @brahanebrahane8791
    @brahanebrahane8791 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmana

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የስመኣልና እግዚሰብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲያቖን ሓዉና ንዓና ክሕሸና💒💒💒

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealna Amlak.
    Xega Ab Lieli Xega Yebzhalkum Fetari

  • @shewitwelday4948
    @shewitwelday4948 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ቃለሂወት የስመኣልና ድያቆን ሓወይ ብጣዓሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን ።

  • @black-ki1ng7
    @black-ki1ng7 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kali hiwet yesmalna dyaqon hawina amlak xegu yebzhalka

  • @milkaadhanom9263
    @milkaadhanom9263 4 ปีที่แล้ว +3

    Amen !!! ሂወት ዚዘራልካ ቃል ኣምላክ ፡ thanks , ዲያቆን ሓዉና ከማኩም የብዝሓልና

  • @ዓወትኪዳነ
    @ዓወትኪዳነ 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwot yasemalin

  • @tewelde9778
    @tewelde9778 4 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርናን ሓውናን ዲያቆን ኣስመላሽ ኣምላከቅዱሳን ጸግኡ የብዝሓልኩም ሰሚዕና ንምትግባር ይብቅዓና ንንስሓ ሞት የብቅዓና ጌታኣለም

  • @חוריטוולדה
    @חוריטוולדה 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna dyacon asmelash hawna

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 4 ปีที่แล้ว +19

    ዲያቆን ኣሽመላሽ ንሂወተይ ሂወት ዝዘርኣላ መምህር ኢዩ መምሃራን ኣለዉና ብዙሓት ቃል ዲ ኣሽመላሽ ተሰሚዐ ልበይ ይርታዕ ኣእምሮይ ይሕደስ ኩሉ በየን እሞ ክገልጸካ ኣንታ ብርሃን መም ተዋሕዶ ንዓና ንክሕሸና ኣምላክ ዕድመ ማቱሳላን ጥበብን ይዓድልካ ነዛ ዝጽሕፋ ዘለኩ ውን ክገልጸካ ኣይኮንኩን ግን ካብ ደስታ ዝተበገሰ ኢየ

    • @kulusebukulusebu7588
      @kulusebukulusebu7588 3 ปีที่แล้ว +1

      ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👈

  • @JonGidey-d6x
    @JonGidey-d6x 2 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
    @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዳያቆን ሓወና

  • @freweniyohannes2650
    @freweniyohannes2650 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmana nay agolgulot zemenka ebrka memhr

  • @selam-G3LT
    @selam-G3LT 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ድያቆን ሓዊና ቃል ህወት የስምዓልና ከምዚኣ ጌርኩም ህዝብኩም ኮስኩስኩ አተዓባብዩ መእታን ኣብታ ጽንዕት ተዋህዶና ኣሚና ክነብር ብድጋሜ ቃል ህወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኪኣ ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ይሃብካ 💚✝💛✞💝✟

  • @tesfomtweldegergs2700
    @tesfomtweldegergs2700 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna edmen teanan yhabka fetari

  • @tirhastewolde3695
    @tirhastewolde3695 4 ปีที่แล้ว +6

    Amen Amen Amen! Thank you very much! we love you our
    Dearest Deacon God increase your blessings!!!🙏☦️💒🕊

  • @mehrettesfaldet3078
    @mehrettesfaldet3078 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kela hiwet yesmalna deyakon hawna xegeu yebzhalkum xelotan berktan nye Adena kedsti dengla marjam Ayfelayna

  • @erfddgggdrghug76
    @erfddgggdrghug76 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ኣቦናን ሓውናን መምህርናን ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሕ

  • @amankahsay4041
    @amankahsay4041 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qali hewet yesmialina nay zemn agolgelotka yebarek

  • @yorsalemtadese4981
    @yorsalemtadese4981 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Qale Hiwet yesmealna egzabiher amilak xegu yebzhalkum 🙏❤️🙏

  • @efremkesete6305
    @efremkesete6305 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ዲያቆን እግዚኣብሄር ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ ንሕና ድማ ሰሚዕና መተግበርቲ ንሙኻን የብቅዓና

  • @yinges1547
    @yinges1547 4 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ: ስብከትካ መግለጺ የብሉን

  • @issakkbrom972
    @issakkbrom972 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qalle hiwet yesmaalna

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 4 ปีที่แล้ว +35

    (በመኑ ነስተማስለኪ )ኢሎም ቅዱሳን ኣበው ንድንግl ማርያም ምሳሌ ስኢኖም ንኽብራ ደምዲሞም።
    Ambassador ክርስቶስ ክብሪ ይሃብካ።ነዓና ክጥዕመና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባርኽ።በሓቂ መግለጺ የለን።ልብና ይኽፈተልና ።እስከ ንበገስ ካብ ሎሚ ዕለት ።ኩሉ ንግደፎ ።ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን።

  • @weditigray4452
    @weditigray4452 4 ปีที่แล้ว +1

    Deakoney ነዓይስ ብጠዓሚ ኢኺ ኣፃናኒዕኻኒ እግዚአብሔር ሲ እንካዕ ነዓኻ ፈጠረልና ተመስገን ኣምላኸይ ነዓይ ውን እግዚአብሔር ክቅበለኒ ይኸውን ኢለ በዓል ሙሉእ ተስፋ እዩ ። ቅድሚ ሕጅስ ኣብ ሓጥያት ተዋሒጠ ስለ ዝነበርኩ ዝቅበለኒ ኣይመስለንን ነይሩ። ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ ሕጂ ውን ተስፍ ኣይቆርጽን ነዓኺ ሒዘ ።ድ❤️ን❤️❤️ግ❤️ለ❤️ይ❤️ለ❤️ም❤️ንለይ❤️❤️❤️❤️