ሰበር 🚨 ጌታቸው ዓዲግራት ስጉምቲ ተወሲድዎ/ዶ/ር ደብረፅዮን ተሰኪፉ/ብኤርትራ ሚስጢር ወፂኡ/ከቢድ ወጥሪ ዓሲሉ-ኲናት ተፈሪሑ-28 November 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 31

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ክፋል ህወሓት ዝበሃል ላግፂ ግደፎ ።ህወሓት ሓደ እዩ።

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጸጥታ ትግራይ ብመሰረት ውዕሊ ፕሪቶሪያ ይስራሕ ምህላው ከረጋግጹ ይግባእ። ካብ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ወጻእ ዝኽየድ ኪያዶ ብዕሊ ቅዋሞም ከፍልጡ ይግባእ። እስካብ ሕዚ ግና ትግራይ አብ ጸገም እንዳ ጠሓለት ዝለመሰ ቅዋም እዮም ሒዞም ዘለው።

  • @KasaBerhe
    @KasaBerhe ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ,ትክክል ኢሉ ኣትቀባጥር

  • @SelanlmatDimokracy
    @SelanlmatDimokracy 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    በዉልቀ ሰልጣን ካብ መሃብ ልዕልነት ህዝቢ ዝረጋገፀለን ኣብያተ ምኽሪ ሰልጣን ምዉራድን ምድያብን ሕገ መንግስታዊ እዩ።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 50 นาทีที่ผ่านมา

    መሕፈርቲ እዮም።
    ህዝቢ እውን መንጨብጨቢ ኮይኑ ይረአሎ የሕዝን እዩ።

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    2ቲኦም ቀይዲ በተኽ ክኾኑ ኣይኽእሉን። ንሕና እንፈልጦ ህወሓት ፓርቲ ምዃኑ እዩ።

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂
    ኤረትራ❤❤❤❤❤❤

  • @tsegahunkahsay4903
    @tsegahunkahsay4903 50 วินาทีที่ผ่านมา

    ትግራይ ሆራይዘን ሰብይዕዘኩም አሎ ጊዜ ይጠልመኩም አሎ ከብ ናይ ጌታቸው መክዳም ውፁ ፈተኩም ፀላእኩም ህወሓት ሰዒሪ መሰሰ ክትብል እያ

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 48 นาทีที่ผ่านมา

    ኣንቱ ተጋሩ ጀጋኑ እንዲኹም እዚ ኩሉ ታሪኽ የሕልፍኩም ሕጂ ጎሓፍወም እዞም ዕድምኦም ዘብቅዑ።

  • @iamfree347
    @iamfree347 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ስብሐት ሕዋሐት ትግራይ ዝምፍራስን ህዝቢ ትግራይ ምብታንን ብዕሊ ይሰርሕ አሎ

    • @YikunoGebretinsae
      @YikunoGebretinsae ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      እቲ ዓይንኻ ዓዊሩ እምበር ወይዘሮ ፃድቃን እየን ዓዲ ዘፍርሳ ዘለዋ።

    • @Zeleul-f8r
      @Zeleul-f8r 17 นาทีที่ผ่านมา

      ዝፍርሳዘሎስ ሙልእ መዓልቲ ችርስ እንተልካዮ ኩሉነገሩ ስርሑዝርስዕእዩ​@@YikunoGebretinsae

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳላ ኣሜሪካ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ተፈሪሙ፤ ህወሓት ድሒና።

  • @yacobhabtu
    @yacobhabtu ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራዋይ ክሕሱ ኮሎ ኣቤት 😂😂

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክልተ ቀይዲ በተኽ ዘይኮነስ ሓደ ግጅለ ቀይዲ ብተኽዩ ዘሎ ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ እያ !

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ትግራይ ግጉይ መራሒ ጌታቸው ወይ ደብረጼን ኣይኮነን፡
    ኣለምን
    ኣማኒኤል ኣሰፋን ኢዮም። ከመይ ኢሉ ናብ ምክትል ከምዝመጸ ክትሓስቡ ኣለኩም መንእሰያት ትግራይ።
    ህዝቢ ትግራይ ክሓልፈሉ ተኾይኑ ብዘይ ምትኳስ ምስ ውድብ ናጽነት ምስላፍ ኢዩ።

  • @kidane6417
    @kidane6417 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Xubq gebr qondaft

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 49 นาทีที่ผ่านมา

    Suki bel wedza rwshe

  • @FantahunGebreweld
    @FantahunGebreweld 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ሆራይዘን አብ ዝተመቀለ ህወሓት የለን ናብ አውልቀው ፖለቲካዊ ረብሓኹም አይትቀይርዎ አሻሓት አባል ዘሓዘን 16ሰባት ሒዙ ዘፈንገጠ ጉጅለን በዩናይ ናይ ሒሳብ ስሊሒት እዩ አብ ክልተ ዝተመቀለ ህወሓት እናበልኩም ትልፍልፉ ዝናኹም ዘውርድ አዩ።

  • @muluadhana
    @muluadhana ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንሕጊ ካብ ዘይግዛእ ጉጅለ ደብረፅየን እዙይ ምግባሩ ትኣምር ኣይኮነን። ነገር ግን ህዝቢ ዝፀለኦ ሓይሊ ዕድመኡ ሓፂር ከምዝኸዉን ግልፂ እዩ።

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 48 นาทีที่ผ่านมา

    This TH-cam is by getachow reda paid

  • @GtGt1960
    @GtGt1960 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hasawi ሓሳዊ ወሃብ ዜና በማኢት ዊን ልዕሊ ሽ መይቶም (ተቀቲሎም) ብሰራዊት ኤሪትራ ትብል ዘለኻ ዶኮመንት አለካ ድዩ።
    ህዝቢ ኤሪትራ ነዚ ወሃብ ዜና አብ ምኽፋእ ሰራዊት ኤሪትራ ንዝተዓጥቀ እንታይ ይግበኦ። ድምጺ ነድምጽ

  • @YK-rd3dx
    @YK-rd3dx ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😭😭😭😭💔💔💔R.i.p

  • @Nick-hi6ov
    @Nick-hi6ov ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are a liar

  • @ForoIngal
    @ForoIngal 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መላኸዒ ብመን ፍቃድ አትዮም ዕርቂ ምስ ጎረቤት ክካየድ አለዎ

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ab tigray eritrawyan ngdi sebat yekayd Alo hizbi yekutae yendad Alo kaly nab kunat keyntu hsebu eritrawi ensesa aykonen