ምስ ቤተሰበይ ኣብ ገዛና ናይ ዓሰርተ ሽሕ ድስቲ ሴርና ኣቲናዮ🏠👨‍👩‍👧‍👧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • #video #ethiopia #smile #habesha #vlog #tigray #ትግራይ #ethiopia #tigrignamusic #youtuber

ความคิดเห็น • 979

  • @HappyBoardGame-uy9wk
    @HappyBoardGame-uy9wk 11 หลายเดือนก่อน +86

    እዚ ደምዶ ገለዶ ዝባሃል ፅቡቅ ኣይኮነን ዝሓፍተይ ብፀሎት ኣርክስዮ እዚ ደም ካብ እምነት ዝዓቢ ነገር የብሉይ❤❤❤❤

    • @tomashaile9754
      @tomashaile9754 11 หลายเดือนก่อน +4

      ብሓቂ ቃልህይወት የስመዓልና ህዝብና ብዘይ ፍላጥ ይጠፍእ ኣሎ እምነትን ባህልን ክፈላሊ ዘይክእል ኮይኑ በቃ🙏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብሰክራይበ በልለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@tomashaile9754 ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ❤

    • @BrhanchannelBrhanChannel
      @BrhanchannelBrhanChannel 11 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ በዘይ ምፊላጥ የጥፊእሎ ሰበ😢

  • @mabrhitberhe7846
    @mabrhitberhe7846 11 หลายเดือนก่อน +20

    ፀበልኪ ነፃፂግኪ እተዊ ሰሉዋይ እዙይ ደም ወዲ ደም ሕማቅ እዩ ክንለምዶ የብልናን ንሴጣን ምግባር መሲሉ እዩ ዝስመዐኒ

  • @ethiotigi6693
    @ethiotigi6693 11 หลายเดือนก่อน +71

    እዚ ደም ዘይፈሰሶ ዘይትሓረዶ ዝበሃል ባህሊ እዩ ባዕልካ ንሰይጣ ምምላክ ዩ ኣብዝኮነ ሂወትና እግዚአብሔር ነቀድም ፀበል ፀሎት እዩ ልግበር እምበር❤

    • @samrigrezihr.3352
      @samrigrezihr.3352 11 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@samrigrezihr.3352 ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ❤

    • @trhasgerye9257
      @trhasgerye9257 11 หลายเดือนก่อน

      Bhaqi nseytan edl mhab yu ember kale tqmi yeblun egzabiher neqedm ❤

    • @szazlzazm9647
      @szazlzazm9647 11 หลายเดือนก่อน

      ናይ በሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ❤

  • @user_selagg
    @user_selagg 11 หลายเดือนก่อน +18

    ሰሉ ሓፍተይ ይቅርታ ግበርለይ ግን ከም ሓፍትኺ ሓሳበይ ክነግረኪ ሰሉዬ
    ሓደ እቱ ገዛ ፀበል ርጨዬ ናይ ሩፋኤል ፀበል ፅቡቅ እዩ
    ካልኣይ ኩሉ ነገር ናብዚ ኣይተውፅእዮ
    ሳልሳይ ወድኺ ጥራሕ ዝባኑ ኣብዚ ኣይተርእይዮ
    ኣብዚ ዝሪአኪ ኹሉ ሰብ ጥዑይ ከይመስለኪ ኩሉ ሰብ ዝተፈላለየ እዩ ዓይኒ ሰብ ከዓ ሕማቅ እዩ ብዝተረፈ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረኽ ቀሪ ዘመንኩም ናይ ሰላምን ናይ ጥዕናን ይግበረልኩም ዛሓፍተይ 💋♥️🙏

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 11 หลายเดือนก่อน +10

    ፀበል ዩ ፅቡቅ እምበር ደም ምፍሳስ ፅቡቅ የኮነይ ሰሉየ ባይዘወይ ሓዳርኩም ይባረክ ቤት ኣምበሳ❤️🥰

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 11 หลายเดือนก่อน +43

    ❤❤የባሃል ኡዩ ማዓርይ ግን ፀብል እውን ኣብ ደገክ ግበር ነጋ ኣጋእዝተ ሰላሴ ኡዩ ካብ ቤተክርስቲያን ኸይድኽ ፀበል ኣምፅኽን ርጨዮዮ ጨለዶ❤❤ ደም ምፍሳስ ከም ባህል እዩ ዳኣ ምን ም ፋይዳ የቡሉይ 😅😅ኣጀረ ካስመስል ፈተና የምፅእ ካቡኡ ዝደለዮ ብዝረከበ ኡሹ ❤ ኡዩ እና ሃምዝ ድበሉኹክ ገብር ሓፍተይ

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤

  • @heran5269
    @heran5269 11 หลายเดือนก่อน +31

    እቲ ድስቲ በይዛ ርእስኹም እዩ ተሰይሩ ንፅቡቕ እዩ እና ፀበል ናይ ኣድህኖ ስእሊ ግበሩ ኣብ ገዛኹም ንኩሉ ግዜ❤❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤

    • @heran5269
      @heran5269 11 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 እሺ

  • @letshletsh2637
    @letshletsh2637 11 หลายเดือนก่อน +66

    ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ እና ጸበል ድሬሳነ ሚካኤል ግበሪ ናይ ጎይታ ስእሊ ኣዴህን ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ናይ ቅዱስ ሚካኤል ናይ ቅዱስ ገብርኤል ብዝተ ካኣለኪ መጠና ዝያድይ🙏❤❤❤

    • @fswrcswr8638
      @fswrcswr8638 11 หลายเดือนก่อน +2

      እግዚአብሔር አምላክ ብሓፃር ቃል አየፃሓፍን እዩ ማዓረይ ድማ ምሰ ይቅርታ 🙏

    • @letshletsh2637
      @letshletsh2637 11 หลายเดือนก่อน +3

      እሺኒ ይቅርታ ዘይምፍላጥ እዩ🙏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤ኣብ ናተይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@fswrcswr8638 ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤

  • @እግዚአብሔርሓላዊናእ-ቈ2በ
    @እግዚአብሔርሓላዊናእ-ቈ2በ 11 หลายเดือนก่อน +31

    ሰሉዋይ አባት ነብስኩም ፀዊዒኩም ይባሩኩልኩም ፀበል ዉን ገዛ ከሉ ረጫጭሉና በልዎም አብ አፍደገ ገዛዉን ፀበል ስቀሊ
    እምበር ደምን ገለንስ እንድዒ ፅብቅ አይኮነን ዝሓፍተይ
    ቤትኩም ቤት አብርሃም ይግበረልኩም ❤🎉🎉🎉🎉

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ሰሉዋይ ሙቅሪት ወስኹ ያፀበቀልኩም ባዓል እንጀራኹም ባዓል ጥዕና ይግበረለኩም እዞም ናተይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ
    @ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሓዳርኹም ይባርክ ደም ባህሊ አዩ አባት ንሰሓ ሕዘኺ ፅበለ ገበርኺ አሰሙል ፆሎት ክገበረለኺ አዮም

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ህያበይ እና ተኪኢልኪ ኣባት ነብስኹም ፀዊዒኩም ፀበል ንዝሕሉ ደም ምፍሳስ ንስይጣን ግብሪ እዩ እንበር ምንም ኣየድሕንን አመ ብርሃነ ዶሞ ብፆሎታ ኻብ ፀላኢ ሰናይ ትሓሊኩም

  • @SaraAdsa
    @SaraAdsa 11 หลายเดือนก่อน +3

    መጀመርያ ሓድርኩም ይባርክ ናይ ፍቅርኩም ዘመን እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኩም አነ ሓፍትኪ ዝብለኪ እኮ ባህሊ ዶ ገለ እናበልና ደም ምፍሳስ ጌጋ እዩ ምክንያቱ ንሕና ብደም ጌታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝደሓና ኢና እንተ ክእልኪ ማይ ፀሎት ማይ ድጋም ተጠቀሚ
    //ሰይጣን እውን ብዝሓሰብካዮ ብዝተዘረብካዮ እዩ ዝፍትነካ እንተ ደፍረኪ እውን ይቅሬታ ወዲኪ ሓዳርኪ እግዚአብሔር ይባርካለኪ ሰላም ሓፍተይ

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 11 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ቅድስ ሚካኤል ዲሪሳን ጊበሪሉ ብዝተረፈ ሓዳሪኹም ይትባረክ👌👌❤

  • @meri.Tgraweyti
    @meri.Tgraweyti 11 หลายเดือนก่อน +12

    መጀመርያ ሓዳርኹም ይባረክ ብምቕፃል ዝደም'ዶ ገለ ዝባሃል ኻብ እምነት ዝራሓቀ'ዩ። ኣነ ንመጀመርያ ግዜ'የ ዝሰምዕ ዘለኹ ደም ኣፍሲስኻ ዝእተ ገዛ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤

    • @meri.Tgraweyti
      @meri.Tgraweyti 11 หลายเดือนก่อน

      @@merhawitmuaz1619 እሺ

  • @mrhwtmrhwt7384
    @mrhwtmrhwt7384 11 หลายเดือนก่อน +1

    Samey l want see today's family also yene mar and god bless all off you ❤❤❤❤

  • @eeee4739
    @eeee4739 11 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ በሃሊ ርሑስ ገዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ም ማማ ዋይ አነስ ክፎትየን ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HermelaKahsay-z3n
    @HermelaKahsay-z3n 5 หลายเดือนก่อน

    Seluye fkri zkonkum sdra bhaki nmama le edmen tienann yhaben Des kbla ❤❤❤

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዓባይኪ ድየን ወይስ ሓማትኪ ሰሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን።ምስ አዴኺ ከምዚ ተአኪብኪ ትስሕቅሉ ይፍጠረልኪ።ሓዳርኩም ይባርኽ።

  • @tgray2416
    @tgray2416 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኩም ይባረክ ሰሉየይ ተዲየይ ገዛኩም ደሞ ፀበል ንፀጉሉ ብዘተረፈ ይፈትወኩም እየ ❤❤💝💖❤ሰሉ እቱ ትገዝእዮ ኣቁሑ በቢሓደ video ግበርልና 💖

  • @ፋኑስጓልተዋህዶ
    @ፋኑስጓልተዋህዶ 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላየይ እግዚብሔር ኣምላክ ባዓል እጀራክም ይኩን ሓዳርክም ይባረክ ናይ ፈናጅል ደስ ክበል ክነደይ ዋጋ ብረድስትከ ስራምኪ ብረድስቲ ክንደይ ህብክሉ ኣበይ ይሐሽ ኣትናዶ ንገዝእ ዋላ ነሐውል ሰፋ ክንደይ ህብክሉ ነገርና ሰሉየይ ተለበጅን ለ ክሉ ነገርና ሰሉየይ ኣበይ ሐሸና ኣስፍሕኪ ግለጽና

    • @ethiopiaislovelove9620
      @ethiopiaislovelove9620 11 หลายเดือนก่อน

      Ewe Hakki Marey adi do wey knlek abey yehesh melslna seluway

  • @mryammmoohh8354
    @mryammmoohh8354 11 หลายเดือนก่อน +3

    ፍቕርኹም ሓዳርኩም ይባረኽ ሰሉዋይ ደስስ ብሃሊ ምስ ቤተሰብኪ ሓዱሽ ገዛ ሓዱሽ ጉጆ ምውፃእ ድሮ ናብ ሰሉ ሓፍትና ኢሎም መፂኦም ፅቡቕ ግዜ ኣሕሊፍኩም💞💞💞💞

  • @shewitkiros4414
    @shewitkiros4414 11 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኽ
    ማይ ድጋመት ፡ጸበል ግበርሉ ሰሉ ሓፍተይ❤

  • @AbebaGdey-b3v
    @AbebaGdey-b3v 11 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ በሃሎ ይሰበር ፀገም የብሉን ሰሉዋይ እንኳዕ አብ ንብረት ወዓለ እና አብ ዓድና ለ ኸምኡ እዩ ደም ከይአፍሰስካ አይእተዊ

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

  • @aedf4837
    @aedf4837 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይ ቤት ኣንበሳ ይግቦሮ ሰሉዋይ ዝተባረከ ሓዳር ይግቦሮሉኹም ናቲሓጎስኹም ንቦሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

  • @SlamSlam-sg7dq
    @SlamSlam-sg7dq 11 หลายเดือนก่อน

    ማርያምን ካብ ዓይኒ ይማሓርኩም አሕዋተይ ማዓረይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ihdf4175
    @ihdf4175 11 หลายเดือนก่อน +4

    ሓዳርክም ይባረክ ሰሉተይ እሕዋትኪ ካዓ ደሰ ባሃልቲ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ምቁራተ ስድራ♥️💋❤🙏

  • @tdf2105
    @tdf2105 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኩም ይባረክ ሶሉዋይ ዓባይ ሰብ❤❤❤❤

  • @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
    @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ 11 หลายเดือนก่อน +4

    ቤት ኣንበሳ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ሰልየ ደም ምፍሳስ ፅብቅ ኣይኮነን ኣባት ነብስኩም ኣምፂእኩም ፀበል ንፀግሉ ዝሓፍተይ ሓዳርኩም ቤትኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም❤❤❤❤❤ሰልየ ደሞ ኣይዘኪ ኣይትጨናነቂ ኩሉ ብግዚኡ ክከውን እዩ ፀሎት ስግደት ኣዘውትሪ ዛቤተይ

  • @selamabraham1994
    @selamabraham1994 11 หลายเดือนก่อน

    Wawwww des Zebl hadar hadarkum ybarek seluye eta nay drafti kndey tsyet tegediski melsley zhaftey❤❤❤

  • @እመብርሃነይመራሒትመንገደ
    @እመብርሃነይመራሒትመንገደ 11 หลายเดือนก่อน +6

    ❤ቤት ኣንበሳ ይግበሮ ሓዳርኩም ይባረክ
    ሰላመይ ኣባት ንስሃኩም ኣምፂእኩም እውን ባርክዎ ፀበል ይድገምልኩም

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 11 หลายเดือนก่อน

      ንዒ ማዓረይ ንዳመር❤❤​@@mariyamey555

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 11 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኹም ይባረክ ሰሉዋይ ዳኒዋይ ፅሩያተይ❤❤❤❤❤

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 11 หลายเดือนก่อน +10

    ደም ታይ ገባሪ ዋ አባት ነብስኩም ፀውዕኩም ዶ አይትባርክዎን

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 11 หลายเดือนก่อน

      የስ

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቤተ አበሳ ሰሉየ የጋጥምእዩ ከም ዘልመድክኖኦ እዩ እበይ አንሕና ብዙሕ ግዜ ገዛ ቀይርና ኢና ምንም የጋጠመናይ ሰሉየ እና ሰለዘአመንክናሉ ሰለዘልመድክኖኦ እዩ እበይ ሓድሸ ገዛሰ ዓዲ ተኮይንና ፀበል ይንፀግ ሓድሸ ገዛ አብ ሱዑዲ ተኮይኑ ግን ፀሎት ጌርካ ታአትዮ ❤

  • @alamsabiya9521
    @alamsabiya9521 11 หลายเดือนก่อน +14

    🥺ትዓዲልኪ ደስስ በሃልቲ ኣሕናለ ከማኪ የብለና ቤት ኣንበሳ 🥺❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤❤

  • @KomahLove-h3b
    @KomahLove-h3b 11 หลายเดือนก่อน

    በይዛ እዩ እንኳዕ ብድስቲ ኣሕለፎ ሰላም ሓዳርኹም ይባረክ

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 11 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላመይ እዛ ድራፍት ትቀድሕላ ዘለኽ አብ ትግራይ ድኽ ገዝእኽያ ዋላ አብ ሱዑድ ካዉኡ ድማ በጃኽ እዝ ሳሎን ስፋሓቱ ደስስስስ ክብል ክንደይ ካሬ ይኸዉን ለክዕኽ ንገርን በጃኽ በቃ ሓንት ክንድዝያአ ሳሎን ምስ መደቀስታ ከስርሕ እየ ዝደልይ ዘለኹ ክንደይ ካሬ ትኸዉን ለክዕኽ ንገርን ማዓረይ 🙏❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

  • @TiTe-j7c
    @TiTe-j7c 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ ክፈትወኪእኮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @LoveLove-h6j
    @LoveLove-h6j 11 หลายเดือนก่อน +10

    ቀደመይቲ ባዕለይ ❤❤❤እወ ሓዱሽ ገዛ መፍርሒ እዩ ዋላ ቀሺ ምባረክዎ ይብል

    • @Tsegas213
      @Tsegas213 11 หลายเดือนก่อน +1

      ድምር እማ ኣብልኒ ብልፅተይ❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤

  • @GalTsiyon21
    @GalTsiyon21 11 หลายเดือนก่อน

    ሓዳር ወፅኹም 🥰ሓዳርኩም ይባረኽ ማማ ስለዝረአኽዎን ደስ እሉኒ ደስ በሃልቲ ቤተሰብ❤❤❤ሰላም ንዓድና🙏

  • @SalsmaQ-i4q
    @SalsmaQ-i4q 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሊተይ ታዓዲልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ❤🙏

  • @tgr817
    @tgr817 11 หลายเดือนก่อน

    ኣደዋይ ክፈትዎን ኣነሰ😊😊😊ብርሃነይ መሲለን ይሰማዓኒ❤ኩሉ ግዘ ኣምፅየን ሰሉየይ😊

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው እንኳን ደስ በለክም ሓራርክም ይባረክ ፅብቃት❤❤❤

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 11 หลายเดือนก่อน

    እንቋዕ ንዙይ ኣብቀዐኩም❤❤❤ ዙገዛ ክገፍሕ ደስስ ክብል❤❤❤ ሰብኣይኪ ጎበዝዩ ዝኸኣሎ ገዚኡ ፀኒሑ ምሕሳቡ ንባዕሉ❤❤❤ኣቑሑ ቀስ ብቐስዩ ዝግዛእ ምልእ ክተብልያ ኢኺ❤❤❤
    እቱ ደም ምፍሳስ ከም ባህሊ ልሙድ እዩ❤❤❤❤ተዘየፍሲስካ ሕማቕ እዩ
    ኣሕዋት ከቕንኡ ብሩኻት ወሓላሉ❤እዩኣስ ሓቢቢ ክእሕቕ ክዛረብ ከሎ ደስ ክብል❤️

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 11 หลายเดือนก่อน +3

    ቤት ኣንበሳ ባዓል ጥዕናኩም ባዓል እንጀረኩም ይግበረልኩም ፍትዋተይ ኣነስ ማራ እየ ዝፈትወኩም 🙏🥰🥰❤❤

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 11 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ሙቁራተይ አነስ ዘን አደዋይ ደስ ኢለናኒ

  • @Amen2722
    @Amen2722 11 หลายเดือนก่อน +7

    እሰይይ ሰሉዋይ ክብራት ስድራ አነስ ክፈትየኩም ሰሉተይ ፀላእኹም ብትን ይበል በይዛ ዓርስኹም እዩ ዝያዳይ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @Tsegas213
      @Tsegas213 11 หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ሰበይ ❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤

    • @Amen2722
      @Amen2722 11 หลายเดือนก่อน +1

      @@Tsegas213 ደሚረኪ💓😂

    • @Amen2722
      @Amen2722 11 หลายเดือนก่อน +1

      @@mariyamey555 ገረልኺ ማዓረይ💓🙏

    • @Tsegas213
      @Tsegas213 11 หลายเดือนก่อน

      @@Amen2722 የቅንየለይ

  • @biekimati7428
    @biekimati7428 11 หลายเดือนก่อน

    Selu haftey hadarkum ybark mis Beal betki fqrkum amlak ybarekelkum ayni hasad ydfenelkum eske haftki eritrawit ye 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Selamey telephonki xhafeley please ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @HaregTesefu
    @HaregTesefu 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዝተባረከ ይኩን ሰሉየ ፀበል እሰርሉ ማማ ሲ ንፍቅ እየ ዘብለን ❤❤❤❤❤

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 11 หลายเดือนก่อน +1

    Azom Atki kfetweka Admentanan yhabkum Btami burukt Ahwat ❤❤❤❤❤Agzabiher msakum ykun kulu gzye❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 11 หลายเดือนก่อน +5

    ሰልዋይ ፅሪቲ ፅብቅ ሓዳር ይግበረልኩም እና ኣዞኪ ኣቃሓ ተተካኣይ እዩ ዝሓፍተይ❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

  • @Lili-mw7wf
    @Lili-mw7wf 11 หลายเดือนก่อน

    dtbareke hadar ygberelikum selamye gezak tebel rcheyyo ez dem deyfeseso gele dbehal behaymanot ayfkedy naseytan eyu

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 11 หลายเดือนก่อน +9

    ፀበል ለ ፅቡቅ እዩ ሰላመይ ፀበል ንዝሕሉ❤ብዝተረፈ ቤተኣብሳ ይኹኖልኩም❤❤

  • @ሰላምሓለፎም
    @ሰላምሓለፎም 11 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ዛሓፍተይ እና እዚ ናይ ደም ምፍሳስ ዝባሃል ግን ፍፁም ጌጋ እዩ😢 ቀስ ብቀስ ስለ ዝኳነ ድሕረሐጂ ደም ትባሃል ከይተፍስሲ ኩሉ ጊዜ ፀበል ተፍስስሉ ተደሊኪ ብልብኪ ፀበል ትነዝሒ እንተኳይንኪ ምንም ኣይትኳነይ ሰሉዋይ

  • @Haben-bo1bg3id8x
    @Haben-bo1bg3id8x 11 หลายเดือนก่อน +10

    ቤተ ኣንበሳ ሓዳርኩም ይባረክ ዛእምበይተይ❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤

  • @letebrehanhagos8455
    @letebrehanhagos8455 11 หลายเดือนก่อน +1

    Alinikumin anem abi siete iui zinebir❤❤❤❤❤

  • @ቲቲጓልውቅሮ
    @ቲቲጓልውቅሮ 11 หลายเดือนก่อน +60

    ዋው ሓዳርኹም ይባረክ ሙቁራተይ❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤

    • @ኣዶዳዊት
      @ኣዶዳዊት 11 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረክ ቤትኩም ቤት ኣንበሳ ይግበሮ ያሬድ ግን ቡኡነት ከየድነቅክዎ ኣይሓልፍን ቡኡነት ዕድመ ይሃቦ❤❤❤

  • @DdzZfhu
    @DdzZfhu 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ሓዳርኹም ይባረክ ሙቁራተይይ❤❤❤❤

  • @AbrhetBerhane-s5z
    @AbrhetBerhane-s5z 11 หลายเดือนก่อน

    btami ye zfetweki selu shikorr hadar abrhamn saran ygberlkum haftki ertirawit❤❤❤❤❤❤

  • @akberetkidane7358
    @akberetkidane7358 11 หลายเดือนก่อน +4

    Btaemi ey enjoy zgebro video natki
    🇪🇷geza tena ygberelkum

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤

  • @AZEBAZEB-x4c
    @AZEBAZEB-x4c 11 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን በእውነት ስሓቅ ዝሞልኦ ህዊት ይሃብኩም ❤❤❤❤

  • @GooklGookl-sb3uy
    @GooklGookl-sb3uy 11 หลายเดือนก่อน +4

    ያሩዋይ ለ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦ ፍቕሪ❤❤

  • @bvcgfbdb4731
    @bvcgfbdb4731 11 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ አበት ነብስኩም ፀዊዒኩም ይባሩኩልኩም ፀበል ረጫይሉና በልዎም አምብር ደም ጉበር እዩ ለመንፍስ ምስ ይቅርተ፡፡ ሓዳርኩም ይባርክ ኣምላክ❤❤❤❤❤

  • @TititLOVE-v5m
    @TititLOVE-v5m 11 หลายเดือนก่อน +5

    ሰልዋይ ፅሪቲ ፅብቅ ሓዳር ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤

  • @سلامهس-ق8ش
    @سلامهس-ق8ش 11 หลายเดือนก่อน

    ቤተምበሳ ይግበሮ ኣቲዮ ዞም ኣሕዋቲኺ ፍቅርታት ዝኾኑ❤❤❤❤❤ ሓዳርኹም ይባረኽ

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 11 หลายเดือนก่อน +4

    ኣዶ ኮ ❤❤❤🎉🎉🎉 ሓዳርኩም ይባረክ ድስ ይብል

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኩም ይባርከልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቤተ ኣንበሳ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ🙏💗 ገዛኩም ፀበል ግበርሉ🙌

  • @Rahwa-hx1rx
    @Rahwa-hx1rx 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዝተባረከ ሓዳር ይግበረልኩም ሰላመይ እና ሓቂ እዩ ሓዳሸ ገዛ እንተኮይኑ ሕማቅ እዩ ደም ኣፈሲሰካ ዋይ ሸንፋእ ነፂግካ እዩ ዝእቶ ብሸረና❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

    • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
      @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 11 หลายเดือนก่อน +1

      ጌጋ እዩ መዓረይ ደም ምፍሳስ ግብሪ እዩ ገጠመኝ ኣዳምፂ

    • @Rahwa-hx1rx
      @Rahwa-hx1rx 11 หลายเดือนก่อน

      @@የንጉስክርስቶስልጅነኝ ኣይነይ እዩ እቲ ጊጋ😁

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 11 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባረክ ስልዋይ እውይ ማዓረይ ንወደይኣዘኪሩኒ ዝወድኪ ሓደ ዓመት ተካሪናስ ዝገዛናስ ንምንታይ እዮም ካልአት ኣትዮሞ ይብለና ኢሎምንስ ግርም ኢሉኒ❤❤❤😢

  • @حياهمشهور
    @حياهمشهور 11 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ይብል ትብሉ ሰላመይ ሓዳርኩም ይባረክ ቤት ኣንበሳ ይኩን🙏😘😘

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

  • @AZEBAZEB-x4c
    @AZEBAZEB-x4c 11 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ተመስገን ሰልየይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐክም፣ ኣሕዋተይ፣ ሓዳርኩም ይባርክልክም❤፣ እናስ ገዛ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ገፊሕ፣ እናስ፣ እቲ ሶፋ ከ ክንደይ ሂብክሉ ክንደይ እዩ ዘለ ዓድና መልስለይ ኢኪ ሰልየይ❤

  • @adhanetmussie6503
    @adhanetmussie6503 11 หลายเดือนก่อน +5

    Live atiki yellna lomi nafiqnaki❤❤

  • @ጓልሓጎስ
    @ጓልሓጎስ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኹሙ ይባረኽ 🙏🙏ግን እዚ ድሑሩ ባህሊ ይትረፍ ደምየ ምናምንየ ሕማቅ እምነት ይትረፍ ጥቁልና እዩ ኣብክዲ ደም ፀበልኹሙ ዘይትነዛዝሕሉ

  • @HcHf-c3k
    @HcHf-c3k 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሓዳርኩም ይትባረክ ሰሉይ❤❤❤❤

  • @rgbeabrha4221
    @rgbeabrha4221 11 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣቁሑ ብና ብጣዕሚይ እዩ ደስ ዝብል ክንደይ እዩ ዋግኡ❤❤❤❤❤

  • @HyiabHyiab
    @HyiabHyiab 11 หลายเดือนก่อน +4

    ሓዳርኹም ይባረክ ሰሉየ❤❤❤❤

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg 11 หลายเดือนก่อน

    እውይይይ ደስስስስ ክብሉ እዞም ስድራ❤❤ብዝኾ ናይ ሓዳር ዘመንኹም ይባረኽ❤❤❤❤

  • @SlamaXx-l7w
    @SlamaXx-l7w 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላምይ ሓዳርኩም ይባረክ ምቅራተይ❤❤❤🎉

  • @ውነሽመንግስቱበርሀ
    @ውነሽመንግስቱበርሀ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ደስ ባሂሊ ብዕድመን ብጥዕናን እትነብርዋ ይግበረልኩም እግዚኣብሔር ይባርኩልኩም🎉🎉🎉

  • @SalsmaQ-i4q
    @SalsmaQ-i4q 11 หลายเดือนก่อน +12

    ዘን ፈንጁል ክንደይ ወዲእኪ ሰሊተይ ንገርኒ❤🎉

  • @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
    @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 11 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባረኽ ፈጣሪ እና ፀበል ስእሊ አድሁኖ ግበሩሉ ሰሉየይ

  • @abuand1382
    @abuand1382 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰልሸይ ቤት ኣበሳ ሓዳርኹም ብርክ ይኩን❤❤❤

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 11 หลายเดือนก่อน

    eseyyyy Seluway Brukat Nfkkkk Adna Adeway Edme Yhabkum bet Anbesa Ykun ❤❤❤❤❤

  • @gsas4971
    @gsas4971 11 หลายเดือนก่อน +55

    አስይ ቤት አንበሳ ሓዳሩኩም ይባረክ ይቀድስ አሕዋተይ❤❤❤ጸበል ግበሩሉ 🙏🙏🙏

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @TsegaTesfu
      @TsegaTesfu 11 หลายเดือนก่อน

      ንደማመር ምቁራተይ ጀማሪት እየ ተማላኣኒ❤❤❤

    • @CelFie-dp5wg
      @CelFie-dp5wg 11 หลายเดือนก่อน +1

      Abit kendey dessssss keteblu efffff❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @gsas4971
      @gsas4971 11 หลายเดือนก่อน

      @@CelFie-dp5wg 🙏💖💖

  • @tewenberihu3505
    @tewenberihu3505 11 หลายเดือนก่อน

    Waww des kitblu edmen tienan yhabkum fetari❤❤❤

  • @ማሂጋልትግራይክሕሎ
    @ማሂጋልትግራይክሕሎ 11 หลายเดือนก่อน +5

    ሓዳሩኽም ይባረክ🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏ጫማኻ ኣውፅያ ሰላመይ ሸኮር😂❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤

  • @muluefrezgi-xd2is
    @muluefrezgi-xd2is 11 หลายเดือนก่อน

    Eway kenia kudus kni ms sdrayn sdra beal beteyn kemzi ele krakeb sdetna yhxrelna egziabiher amlak❤

  • @ሊሊጓልፃዲቃንቂሔን
    @ሊሊጓልፃዲቃንቂሔን 11 หลายเดือนก่อน +19

    ቤት ኣበሳ ሓዳርኩም ይባረክ❤️❤️

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @ትግራይዓደይወለ
    @ትግራይዓደይወለ 11 หลายเดือนก่อน +6

    አሰይ ቤተ አንባሰ ይኩን ሓዳሩኩም ይባረክ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@mariyamey555ኣብ ናተይ ኮልይ በልለይ አለልኪ እየ❤

  • @galtigray-l2z
    @galtigray-l2z 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ ሰሉ ሓፍተይ ♥️♥️

  • @abu.gale.tgrayabu9638
    @abu.gale.tgrayabu9638 11 หลายเดือนก่อน +4

    ሓዳርኩም ይባረክ ሰሉየይ ምቅርቲ🎉❤❤

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 11 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረየ❤❤

    • @abu.gale.tgrayabu9638
      @abu.gale.tgrayabu9638 11 หลายเดือนก่อน

      @@AseTeklberhan እሺ ጋል ዓደይ👑♥️

  • @Sara-v3u2d
    @Sara-v3u2d 11 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤ በለፎን ኣሪኢኒ ኣፀቢቅኪ ኣሳራርሕኡ ጅምላይት ኣብዝጣዓመኪ

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg 11 หลายเดือนก่อน +6

    ሙቁራተይ ሓዳርኩም ይባርኮ❤❤❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅርያት❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

  • @ኪዳናምህረትአደይ-ገ2ወ
    @ኪዳናምህረትአደይ-ገ2ወ 11 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ሰላመይ ቤት አምበሳ ይኹን እና ዙ ደም ትብልዮ ዘለኪ ግና ሰላመይ አንሕና ንሓራስ ዝወለደት አዶ ደም አፍሱሱላ ቆልዓ ከይሓምም ክባሃል ኢና ንሰምዕ እንበር ገዛ ግና አብ ሃይላንዲ ገይርካ አብ መንደቅ ክቅመጥ ኢና ንፈልጥ

  • @jgrjft1433
    @jgrjft1433 11 หลายเดือนก่อน +3

    ቤት ኣበሳ ሓዳርኩም ይባረክ❤️❤️🎉🎉

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ወለላይ❤❤❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 11 หลายเดือนก่อน

    ቤት ኣንበሳ ሰሉዋይ ሓዳርኩም ይባረኽ ዞምሓተይ❤
    ዋግኡ ንገርና ኣቅሑት ቡናኪ ደስ ብሃልቲ እዮም🎉
    ኣሕዋትኪ ስለ ዝለመድክዮም እዩ ሽንፍልል ዝብለኪ ዘሎ ሰሉዋይ ደሓን ትለምድዮ ኢኪ ኣብ ሓደ ከተማ እውን ስለዝኮንኩም ኣጆኪ😘

  • @mesiTube-m9q
    @mesiTube-m9q 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሉዋይ ያሬድ ሓውኺ ክሕዝነካ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤

  • @amenamenamenkalehiwetyeame4936
    @amenamenamenkalehiwetyeame4936 11 หลายเดือนก่อน

    አቆሑ ቡና ደስ ክብሉ ሰሉየ ሓዳርኩም አምላክ ይባርከልኩም

  • @ገዳማትትግራይ
    @ገዳማትትግራይ 11 หลายเดือนก่อน +86

    ኣረ ደም ምፍሳስ ብሃይማኖትና ኣይፍቀድን ፀበል ረጭኪ ኢኺ ትኣትዮ እምበር ደም ንኣጋንንቲ ግብሪ ምግባር እዩ ብልተረፈ ኣብዚ ናይ ሰሉ ተከታተልቲ ዘለኩም ገጠመኝ ናይ መምህር ተስፋዬ ኣበራ ተኸታተሉ ...።

    • @kblovers9284
      @kblovers9284 11 หลายเดือนก่อน +2

      ዋላ ኣነ ብከምኡ ዝኣምን ታይ እዩ ደም ከ ለለ😢

    • @ነፃነት-ኸ7ቀ
      @ነፃነት-ኸ7ቀ 11 หลายเดือนก่อน +3

      ትክክል✅

    • @sarahali3560
      @sarahali3560 11 หลายเดือนก่อน +2

      ደመ ብሃይማኖትና ኣይፍቀድይ 😊

    • @hanayemaryam12
      @hanayemaryam12 11 หลายเดือนก่อน +4

      ትክክል አለኺ ግብሪ ንኽፉእ መናፍስቲ እዩ ፀበል እናሃለው ብአውርኡ

    • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
      @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 11 หลายเดือนก่อน

      ትክክል