ኩሉ ክስዕቦ ዝግባእ ቡሉፅ ተመክሮ ዓለም ለኸ ኮምቴ ምድሓን ሆስፒታል ዓድዋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 47

  • @loyalbelieve6954
    @loyalbelieve6954 14 วันที่ผ่านมา +2

    Jaganu Tigray ❤❤❤❤❤❤

  • @gjryftyftdenaytgalgeriye5603
    @gjryftyftdenaytgalgeriye5603 14 วันที่ผ่านมา +5

    ትግራይ ሰብ ኣለዋ ክብሪ ንዚ ስራሕ ንክስራሕ ዝተራበርብኩም ወለዲ ኣሕዋት ክብሪ ተወንዘፊ 🙏😘

  • @seblegirmay4799
    @seblegirmay4799 13 วันที่ผ่านมา

    Well done Lily and the team. We are so proud of you all. This is what Tigray needs working together to make a difference.
    Keep up the good work. 🙏🙏🙏

  • @loyalbelieve6954
    @loyalbelieve6954 14 วันที่ผ่านมา +1

    ADWA I ❤ you! Good job awetey

  • @kidanetesfay7123
    @kidanetesfay7123 14 วันที่ผ่านมา +8

    ይበል እዙይ እዮ ጀግንነት ማለት እድመን ጥዕናን ይሓብኩም ።

    • @abbygualadwa7685
      @abbygualadwa7685 14 วันที่ผ่านมา

      Amen Amen Amen🙏🏾🥰

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha330 14 วันที่ผ่านมา +3

    ሊሊየ ጀግና ናትኪ ግዳሰ እዩ አብዝይ ክበፅህ ኪሉ ኔኹሉ ትግራይ እውን መበራትእ ክኸውን እዩ እዚ ስራህ ጀጋኑ ኢኹም እግዚአብሔር ያሐግዝ❤❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 14 วันที่ผ่านมา +3

    Thanku So Much kubure Hawena. Jegena. Wefuye. Wede. Hizebe. TIGERAY vAwete. Wedajo.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @menberetedlla2644
    @menberetedlla2644 14 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ሐፍተይ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 14 วันที่ผ่านมา +1

    Realy. Really. Our. Hero. Awete. Wedajo. I am. PROUDE OF YOU ❤️ ♥️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zafuzafu6588
    @zafuzafu6588 14 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየየየ እወ እግዚኣብሄር ዋሕስን ጠበቓን ይኹንኪ ትግራይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ሰብ ስረ ኣይንብርከኽን ኣይንግዛእን እምቢቢቢቢቢቢ ባሃለይ ጅግና ህዝቢ ብተሕቲ እግዚኣብሄር ሓበንን ኩርዓትን ሃገር

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 14 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you so much for documenting

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 14 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 14 วันที่ผ่านมา

    well done Liliye and the team, you have achieved what you fought for and it is an exempilary to replicate in other parts of Tigray. Very proud of you ትግራይ ሰብ ኣለዋ👍👏👏👏

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 14 วันที่ผ่านมา +1

    አምላኽ ሐፍትና ኩሎም አሕዋትና ዕድመ ይሐብኩም 🎉❤🎉💪💪💪🎉❤🎉

  • @alemashwoldegiorgis1794
    @alemashwoldegiorgis1794 15 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you so much for the great job Awet hawna Alemash kab London 🙏

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 14 วันที่ผ่านมา +2

    በይዛኹም አኽዋተይ በርትኡ።

  • @ማማG-o3i
    @ማማG-o3i 14 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑ ኢኩም 🎉 እዛ ሓፍትና ድማ ክትምስገን ይግባአ 🎉ኩሉ ነገረ አተአቲትዉሉ ዓድዋዊያን

  • @SelamGidey-ph1hl
    @SelamGidey-ph1hl 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 14 วันที่ผ่านมา

    Thank you great job appreciate it🎉🎉🎉

  • @queenofaxumitekingdom3037
    @queenofaxumitekingdom3037 12 วันที่ผ่านมา

    Well done to all for your amazing work. Tigray Sebalewa❤❤❤❤

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 14 วันที่ผ่านมา

    Enkua abzuy abtsehena to all enveloped to safe AGH phase #1 successfully done thanks everybody well done! And thank you Awet Wedage for your great presentation/ video!🙏🏾🥰❤️

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 14 วันที่ผ่านมา

    Ajokume. Deke. Adeye. Hezewene. Zeteakebena. Eneteleyu. Kenehegeze. Ena. Bereteuo❤❤❤❤

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 14 วันที่ผ่านมา

    ዕወተይ ጅግና 🎉❤🎉❤🎉ወዲ ህዝቢ 💪💪💪💪💪💪💪💪🎉❤🎉

  • @teshomekahssay866
    @teshomekahssay866 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዝረአኽዎ፡ኹሉ፡ደስ፡ዘብልን፡ዘሕብንን፡እዩ፡አነ፡ጉነይ፡ከምትግራዋይ፡ዝዓቕመይ፡ከወፍይ፡ምስመን፡ርኽክብ፡ክገብር፡ይኽዕል???አድራሻ፡ዕትፈልጡ፡ሐብርኒ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 14 วันที่ผ่านมา

    TERAHE. AYETEFAE. EMBERE. ABE. TEGEBARE. ENETEWEAELU. GENAAAAA. KENEHEGEZE. ENA. AWETE. HAWEYE❤

  • @Aberamitiku-ls6jq
    @Aberamitiku-ls6jq 14 วันที่ผ่านมา +1

    ውይውይ አነ ዝፈልጦ ብ 1981 ናይ መጨረሻ ዝራእክዎ 6 ክፍሊ ክማሃር ከለኩ እዩ እሰካብ ሎሚ ኮምኡ ኢሉ አሎ ? ዝገርም እዩ ብሃቂ ሻዕብያ ድዩ የማሃድሮ ነይሩ።

  • @aexum1597
    @aexum1597 14 วันที่ผ่านมา

    Selam awetey jegna hawey 🙏🏾

  • @netsanetseifu286
    @netsanetseifu286 14 วันที่ผ่านมา

    Nay bahaki zehebn srah 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @yonasgmeskel-v1h
    @yonasgmeskel-v1h 14 วันที่ผ่านมา

    በርትዕ

  • @smumd
    @smumd 14 วันที่ผ่านมา

    ዓደዋ ዓደይ💕💕💕💕💕💕💕💕👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 14 วันที่ผ่านมา +4

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 14 วันที่ผ่านมา

    ዎው ዝሕዝቢ እዝይ ይሕለፈሉ

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 13 วันที่ผ่านมา

    ይበል መሐበኒ ስራሕ

  • @abrehetatsbeha3858
    @abrehetatsbeha3858 14 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus8431 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዓለም-ለኸ ኮሚቴ ህዝባዊነትን ተገዳስነትን ብዘሕብን መልክዕ ኣርእዩናን ምሂሩናንዉን'ዩ!!!
    እዙይ ቅዱስ ተግባር'ዩ:: ይቀፅል! ይዕበ! ነመስግኖዉን::
    ሞራል ህዝብና ሓፍ ዘብል ዕዮ ገዛ ኮይኑልና'ሎ::
    ፀገማት ሕክምናና ንክቅረፍ ሃዲድ ዘርጊሑልና'ዩ::
    ንሕና! ንክንሓዊ ብንፅዕሮ ስራሕ:-
    --------- እቶም ከብርሱና ዝሓበሩ ፀላእትናስ ክንደይናይ ኮን መንፈሶም ይስበርን ይሕምተልን ይሕሉ?
    --------- ንሕና! ኣብ ዘሕዉዬና ንስመር! ንዕሰል!
    እንቅዋዕ ድማ ናይ ድሕነት ሆስፒታል ዓድዋ ብስራት ኮነ:: ገዚፍ ብስራት!
    ---- ናይ ዳያስፓራን ኣብ ዓድና ዘሎ ህዝብናን ቅዱስ ሕብረት ብተግባር ዘጣመረ መስተንክራዊ ስራሕ'ዩ! ነዐምብሮ!
    ንተን ካልኦት ዝዓነዋ ትካላትና ድሕነትን ህንፀትን መበገሲ ይኹነናሞ: ኣብ ህንፀት ትግራይ ንረኸብ::
    🎉 ትግራይ ብኹሉ መዳይ ትግዘፍ! ትታሃነፅ!! 🎉
    🎉 እቲ ኣብ ዓድዋ ክምስረት ዝሕሰብ ዝነበረ ናይ ኣፍሪካ "ወታደራዊ" ቤት ትምህርቲ ድዩ እምኒ ኩርናዕ ተዘርጊሑሉ ዝተብሃለኸ እንታይባ ተገበረሉ? 🎉 እሞ ብደቂ ዓዲ መኣስ ይጀመር ትብሉታ?!!! 🎉
    ኣብ ህንፀት ዓድና ንበርትዕ! ኣጀንዳታትና ብዝግባእ ናብ ሕዉዬትን ዳግመ ህንፀትን የገስግሰና!
    🎉 ተመዛበልትና ፀጥታ ተሓሊዩሎም:- ናብ መረበቶም ዝምለሱሉ ስርዓት ይከፈት! 🎉
    🎉 ካብ ፅንተት ንሕወ! ካብ ጀኖሳይድ ንናገፍ! 🎉
    🎉 ፀጥታ ትግራይና ይታዓቀብ! ይጎልብት! ወታደራዊ ዓቅምና ከይፈርስ! 🎉
    🎉 ትግራይ ህልውናኣ ብዘዉሕሰላ ትማሓደር! 🎉
    ህዝቢ ትግራይ ብሕብረትካ ኣይትዋገ! ብመንነትካ ኣይትደናገር! ብፀላእቲ ኣይትበታተን! ብጀግንነትካ ፅናዕ! ህዝብን ዓድን ምስ ዘሕዉዩ ተኣሳሰር! ንምድሓን ሆስፒታል ዓድዋ ዝወፈረ ግዱስ ወገን ኩሉ ኣብ ክቡር ታሪኽ ስለዝዋዓለ ንሕልፈቱ ክብሪ ይግብኦ!

  • @kidangebreegzabher
    @kidangebreegzabher 14 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏

  • @salamb9556
    @salamb9556 15 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️👍🌏

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @gjryftyftdenaytgalgeriye5603
    @gjryftyftdenaytgalgeriye5603 14 วันที่ผ่านมา

    💪

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 13 วันที่ผ่านมา

    እዚ ተወለድቲ ዓድዋ ዝብል ቁጥብ በሉ እርግፅ እቶም መታሓባበርቲ ተወለድቲ ዓድዋ እዮም እቲ ገንዘብ ግን ኩሉ ትግረዋይ እዩ ኣውጺእዎ
    እቲ ሆስፒታል ካዓ ኣማሓደሪ ትኽክለኛ ሓቐኛ ንህዝቢ ዝሓሊ ብትርዕሽ ዝሰርሕ ሰብ ቦታ ዘትሕዝ ክኾን ይግባእ

  • @HadasWedtt
    @HadasWedtt 14 วันที่ผ่านมา

    ❤👍🌏

  • @letebrhanghebremariam6213
    @letebrhanghebremariam6213 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤👍👍👍👍👌👌👌🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤

  • @etn6309
    @etn6309 13 วันที่ผ่านมา

    ፃዊዒት ተይ ማለት እዩ ፀው የብልኹዋ

  • @muluberhe9388
    @muluberhe9388 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @HadasWedtt
    @HadasWedtt 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤