ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣረ ባዶ መሬት አምፅእልና
ብጣዕሚ እዩ ክቡር ትክክለኛ ዋጋ ኣይመስለንን
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉኣብቲ ህንፃ ክትኣትዉ ከለኹም ግን ድምፂ ንፁር ኣይኮነን ዘሎ። ብሓፈሻ ግን ፅቡቕ
ሰላም ሰላም ምዕራፍየ ሽኮሪና ከመይ ሓዲርክለይ ፅብቅቲ ሓፍተይ ኣባኹም ከመይ ሓዲርኩም እና ክንብለኩም ነኣናኸኣ ሰኑይ ናይምሸት ስለዝኾነእየ ሓደርኪ ክብለኪ ዝኸኣልኩሞ ኩሉግዘ እየዝከታተለኪ ጎብዚ ዘሓፍተይ ካብ ዲያስፖራ ወዲ ትግራይ እየ
ፅቡቅ ስራሕ!አብ ሰራዋት አከባቢ አቅርቡልና!
ድምፂ ንፁር ኣይኮነን
ደስ ዘብል መደብ ጽቡቕ ቦታ ዋጋ ግን ማራ ኣኽቢርኽሞ ኮይኑ ተሰሚዕኒ❤።
70 ካሬ ክስካብ አርባዕተ ሱሩሕ ዝተወደአ ረአይለይ
Audio is terrible. Why?
Waerona Gobez ❤
Lomi tauy kdan tekedinki ❤❤ketslulu
ኒፃ መርየት ዓዳሓ አምፁኡሎና
አብ ዳግማ ምስአል ዋጋ መንበሪ ገዛ 🙏🙏🙏🙏🙏
Ewayyyyy abi Eritrea kemzi kehulu nerwo qedem megzana betami yeqnaka ❤❤❤
አሞ ክባር አንድዩ ኾይኑ 10ተ ሽሕ ዶላር ኣብ ዓድና 1000 000 0000(ሓደ ሚልየን )አዩ ዝሸርፍ
👍👍
70 ካሬ ክንደይ አትዩ
Maray nayah balie 1kelisa konedemenyam eba ameselay aba Makala way wokero
ድምፂ ኣይስማዕን ኩሉ ግዘ ኣስተኻኽሉ
Atum kebiru etiblu sebat gn bezi hiji ewan siminto tendino kulu matryal hasbikmwo dikim meret nebalu kndey bexihu alo
የዓውውው ን18 ሚንዮን
ዋየ ዋየ 🙉🙉🙉18 ያ😂
Meret bicha 175- 200 kare
18 million is over 120k us dollars. I can get a skyline view for that in Thailand for that price. People have lost their damn minds 🤣.
ደላሎ ዋጋ ልዕሊ ዓቅሚ ኢኩም ትገብርዎ ዘለኩም ክስተካከል ዘለዎ ነገር ይመስለኒ
ቨላ ኸይኑ 140 ካሪ ዓዲ ሸምዱሑን ተሃልይኪ
ንድርጅት ዝኮን አብ ስብዓ ካሬ 140 አስካብ 250 ካሬ ሜትር ንገሩና ኢኩም አብዝቅፅል
ህድም ማለት ክፍሊ ( bedroom ) ማለት ድዩ ወላ ካልእ ትርጉም ኣለዎ። እስኪ ግለፁልና። እንታይ ዓይነት ትግርኛ ዩ ክርደኣኒ ኣይከኣለን ። ???
ዝተደብደበ ማለት እዪ
ኣረ ባዶ መሬት አምፅእልና
ብጣዕሚ እዩ ክቡር
ትክክለኛ ዋጋ ኣይመስለንን
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
ኣብቲ ህንፃ ክትኣትዉ ከለኹም ግን ድምፂ ንፁር ኣይኮነን ዘሎ። ብሓፈሻ ግን ፅቡቕ
ሰላም ሰላም ምዕራፍየ ሽኮሪና ከመይ ሓዲርክለይ ፅብቅቲ ሓፍተይ ኣባኹም ከመይ ሓዲርኩም እና ክንብለኩም ነኣናኸኣ ሰኑይ ናይምሸት ስለዝኾነእየ ሓደርኪ ክብለኪ ዝኸኣልኩሞ ኩሉግዘ እየዝከታተለኪ ጎብዚ ዘሓፍተይ ካብ ዲያስፖራ ወዲ ትግራይ እየ
ፅቡቅ ስራሕ!
አብ ሰራዋት አከባቢ አቅርቡልና!