ቁጽሪ 12: ንወደ'ባይ ኣምሓራ ሓኒቐን እንተ ወሰደኦ'ስ ደስ 'ዶ ይብለካ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • This video is part Eritrean history.

ความคิดเห็น • 110

  • @mera0410
    @mera0410 3 หลายเดือนก่อน +3

    Lingo, I have been following you for a while, and words cannot capture your essence. You are the fruit that nourishes the Eritrean soul, a living museum, endowed by God with an extraordinary passion and memory, yet so humble. May God bless you with a long life!
    Merhawi Kubrom

  • @Eyob-s5u
    @Eyob-s5u 3 หลายเดือนก่อน +6

    የቐንየልና ሊንጎ 🙏

  • @samiarai-pk7tt
    @samiarai-pk7tt 3 หลายเดือนก่อน +4

    ተራ ስነጥበብ ኣብ ሰውራ ዝምልከት ዶር. በረኸት መንግስትኣብ ኣብ'ታ "ብስምኩም" ዘርእስታ ደርፉ ብዕምቆት ብመሳጢ ግጥምን ዜማን ገሊጽዎ ይርከብ።
    ነዚ ኣዝዩ ገዚፍ ኣርእስቲ ብኣገዳሲ ሉርናዕን ጠመተን ርኢኻ ጽቡቕ መደብ ከምእተቕርብ እተኣማመን። ነቲ ብናይ ፍቕሪ ደርፍታት ጥራይ ዝፍለጥ ዓቢ ስነጥበባዊ ተኽለ ተስፋዝጊ ኪትዝክሮ ከኣ ተስፋ እገብር። ካብ እተን ህቡባት ሃገራዊ ደርፍታቱ ዝዝከራኒ ከም ኣዕዋፍ ተዓቆባ፡ ከዋኽብቲ፡ ኣብ ጽላል ኣውሊዕ (ወይ ኣዴና)፡ ሰበይን ጽቡቕ ዚገብር ጽቡቕ ዘይፍደ ዝብላ ህቡባት ደርፍታቱ ኪጥቀሳ ይከኣል።

  • @MatisolaBrhane
    @MatisolaBrhane 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ሊንጎ ከምዚ ገርካ ታሪኽና ዘፍለጥካና ነመስግነካ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 3 หลายเดือนก่อน

    You are amazing wade ertera god bless to you lingo 🙏 🙌 ❤️ wow interesting 👍 👏 👌

  • @zowdi810
    @zowdi810 3 หลายเดือนก่อน

    Yes you are right thanks 🇪🇷 my haro 🇪🇷 for ertera people ❤️

  • @aregayezuznayzgi3392
    @aregayezuznayzgi3392 3 หลายเดือนก่อน +1

    የቐንየልና ክቡር ሓዉና ቀጽሎ ጥራሕ ንሕና ድማ ኣብጎንኻ ኣሎና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edenghide1512
    @edenghide1512 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you lingo hawey. You bringing our brothers. You are thinking you telling us the story but for us you are giving us our brothers, sisters and family. ❤❤❤❤❤❤

    • @michaelberhane7614
      @michaelberhane7614  3 หลายเดือนก่อน

      Thank you Eden haftey
      I am always proud to tell stories about our heroic brothers and sisters!!

  • @edenghide1512
    @edenghide1512 3 หลายเดือนก่อน

    Zikone ezwn tarikna eu I love it❤❤❤❤❤

  • @yemanewelde6403
    @yemanewelde6403 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና * አልጊና *ሚዲያ

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 3 หลายเดือนก่อน

    Continue please it's very
    Touch and attractive

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ቀጽሎ ❤❤❤❤

  • @GhidaySequar
    @GhidaySequar 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷♥️🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻👍🇪🇷🇪🇷

  • @paulosgirmay1942
    @paulosgirmay1942 3 หลายเดือนก่อน

    Xbuk agelalxa bslet zelewo astemhiro.
    Yemesgneka !!!

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኩቡራት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭

  • @benkal8062
    @benkal8062 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ሓወይ ናይ ብሓቂ ዓቢ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ እሞ ብዝበለጸ ቀጽሎ

  • @dawitHedray
    @dawitHedray 3 หลายเดือนก่อน

    Tebuke certainly lengo aebona❤❤❤❤

  • @meharigoitom8679
    @meharigoitom8679 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome algena ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mesfinestifanos3586
    @mesfinestifanos3586 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @AliAli-rf7yl
    @AliAli-rf7yl 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ንዓካ ኣቶ ሊንጎ ዕድመን ጥዕናን ንምነ

  • @AlemAsmorom
    @AlemAsmorom 3 หลายเดือนก่อน

    Eritrawinet kuber meninnet 🇪🇷

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

  • @teclegebremichael621
    @teclegebremichael621 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ተቅርቦ ዘለካ አዝዩ መሳጢ አቀራርባ እዩ,ሞ ሃብሮም ቀጽሎ። መልእኽቱ ሐያል እዩ ነዞም መንገዶም ስሒቶም ዘለዉ ወገናትና ናብ ልቦም ተመሊሶም ብታሪኮምን በቲ ጀጋኑና ስለኦም ኢሎም ዝከፈልዎ ህይወት ወትሩ ክንሕበን ክንከርዕ ይግብኣና።

  • @nugusearey3923
    @nugusearey3923 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ShishayAbadit-xe1uu
    @ShishayAbadit-xe1uu 3 หลายเดือนก่อน

    Yekenyelna Lingo Tarik Ertrawian Jeganu kemzi gerka n Hzbka mmhllafka

  • @habegahabe1695
    @habegahabe1695 3 หลายเดือนก่อน

    Merhaba memher lingo

  • @ermiaskidane2020
    @ermiaskidane2020 3 หลายเดือนก่อน

    Eta quintana tbl zela b quinat titearemeley

  • @samueltsegay9901
    @samueltsegay9901 3 หลายเดือนก่อน

    Kemey tikewinu Lingo Eta Algena tibulu kone Neta you tube Budmuki Zbele xhefa metanu Kitlile

  • @fishwish2719
    @fishwish2719 3 หลายเดือนก่อน

    መም ሊንጎ ንስኻን ከምዚ ኸማኻ ስቕ ኢልኩም ስለ ዝጸናሕኩም እቶም ንታሪኽን ባህልን ኤርትራን 🇪🇷 ህዝቢ ኤርትራን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘይፈልጡ ብሃማት መሊኦም ቀሊል ዘይብሃል ነውጺ (ብፍላይ ኣብ ስደት ) ፈጢሩ እዩ፡ ሕጂ ግን ተስፉ ይግብር ብዙሓት ክምሃሩ ። እንተኣነ ግን ንመደባት ብሃንቐውታ ካብ ዝጽበዩ እየሞ፡ በርትዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹 ። ሰሰናዩ

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 2 หลายเดือนก่อน +1

    ስነ ጥበብ ኣቢ ተራ ኣሎዎ ግና ስነ ጥበብ ብነጻነት እቲ ጥበበኛ እንደይተሰሪሑ ተራ ናይ ሓሶት መደረዩ ዝቕየር !
    ** ሊንጎ ንስኻ ውን ናጽነት ዘይብልካ ጥሪት ህግደፍ ኢኻ ነዚ'ዩ ድማ ህግደፍ ኣብ ከበሮን ፣ ክራርን ጓይላን ጥራይ ዝደምቀቕ * አብ ተግባር ግና ብህግደፍ ዝፈረሰን ፣ዝዓነወን እምበር ዝተሓንጸ እንኮ ምእባለ ዘየለ።
    ኣብ ብዙሕ ናትካ መደረ ንተጋሩ ከተነዓእሶም ኢካ ትስማእ '' ኣታዬ ሓሳስ ምስ ወዲ ኣስመራ ኢካ ትዛረብ ዘለኻ '' ዎዎዎው😂😂
    * ሕጅኸ ነዛ አስመራን መቐለን መወዳደርካየን'ዶ ???
    ኣብ መቐለ - ካብ አሰርተ ንላእሊ 4*-5* ሆቴላት ፣ 3 ዮንቨርሲቲ ፣ ላይብረሪ ፣ አበይቲ ሆስፒታላት ፣ ፊርማሲታት ፣ ዝተፈላለያ ብተጋሩ ዝውነና ነኣሽቱን አበይቲን ትካላት ትርዒ 😂 ኣብ አስመራና ፣ አብ ሽማዊ ናጽነት ዘለና ኤርትራውያን ርእሲ ከተማና ፣ ኣብ ቀደም ቢኮሎ ሮማ ዝነበረት ከተማ አስመራ ቢጫ ጀሪካን ተሰሪዑ ማይ ድጽበ ሕዝቢ ፣ ኤሌትሪክን ፣ ኢንተርኔትን ዘይብሉ ከተማ ፣ ሕቶን ሪዒቶ ዘይብሉ ዝደስከለ ኣዝማሪኖ😅
    ** ኣታዮ ሊንጎ ሓሳስ ንሕና ዲና ዓጋመ - ተጋሩ ?
    ** ንሕና'በይ ኣይ መራሂና ዓጋመ ተመን ወዲ ተምቤን ኢሳያስ ወዲ በራድ እንዳሉ ** ከም ቀደም ይመስለክን ....... አምሰሉ ጥሪት ህግደፍ !

  • @bltblt2473
    @bltblt2473 3 หลายเดือนก่อน

    ታሪክ ናይ ህዝባዊ ግንባር ጽንጽዋይ እዩ. ፍሪኡ ክኣ እነሃልካ ኣብ ስደት ኮንካ ትትርኮ. ሓው ንጉስ ኢሰያስ ዘይከማካ ኣብ ዓዲ ኮይኑ መጽሓፍ ጺሒፉ ሳላ እቲ ባዕልካ እንዳዋጠካ ዘንገስካዬ ኢሰያስ.

  • @gebrehiwotkifle5603
    @gebrehiwotkifle5603 3 หลายเดือนก่อน +7

    ዕድመ ይሃብካ ኣያና ነትኩቡር ታርክና ተፍልጠና ዘለካ thanks to God

  • @meharyhabtai2066
    @meharyhabtai2066 3 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ሓውና ሰላምን ቅሳነትን ጥዕናን እናተነመኹልካ ኣብ ትገብሮ ስራሕ ኣዚየ ሕጉስ ምዃነይ እናገልኩ በርትዕ ጸሓፍ መሃር ንገር ኣዘንቱ ብፍልጠት ኮስኩሰና። ከምቲ ዝበልካዮ ኣፉ ዘየጽረየ ክነብሕ ክትሰምዕ ከለኻ ነቲ ዝደኸምኩምሉ ጅግንነት ዝመልኦ ታሪኽና ብንፋጦን ጌሮም ከርስሕዎ ክትሰምዕ ከለኻ ብሕይወትና ከለና ከምዝተቐበርና እዩሞ በጃኻ በሎ ዳሕድሓዮ ነዚ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ታሪኽ ሰውራ ኤርትራን።ዘሕዝን እዩ ኣፎም ዘየጽረዩ ክዋራዘዩሉ ንጅግንነት ሰውራ ኤርትራ።ኤርትራ ብጀጋኑ ስዋኣታን፡ህሉዋት ደቃን ከቢራ ክትነብር እያ።በርትዕ ዝሓወይ ንህንጸት ህዝብን ሃገርን።

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 3 หลายเดือนก่อน +6

    የቐንየልና ሊንጎ ተቕርቦ ታሪኽ ኣዝዩ መራኺ አዩ አሞ ድገም ድገም ሊንጎ ሚልዮን ገዜ ደጋግም ታሪኽና አዩ

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዝኸበርካ ብጻይ ሊንጎ ብዛዕባ የማነ ሃብተማርያም (ሕብጦ) ገለ ሰባት ውን ዓዲ ገብራይ እናበሉ ይጽዉዕዎ ኢዮም። ብዛዕባ የማነ ገለ ክብለካ፣ ብ1985 ኣብ ወፍሪ ባሕሪ ነጋሽ ምስታ ኣብ ሩባ ኣልጌን ብረሽራሽ ታንክታት ዝተደምሰሰት ጋንታ ወዲ ሃርበለ ኢና ዝነበርና። ይዝከረኒ ሽዑ 13 ሰባት ምስ መራሒ ሓይሊ ራሻይዳ ተሰዊኦም። ካብ መስዋእትን መውጋእትን ዝተረፍና 7 ሰባት ናብ መፈየጽ ዝተባሃለ ቦታ ማለት እተን 2 ጋንታ ናይ ሓይልና ዝነበርኦ ተሳሒብና ንኸይድ እሞ እንካን ሃባን ኢድብኢድ ኲናት ይጸንሓና፣የማነ ሕብጦ ኣብዚኣ ርእሱ ምስተሃርመ። ክሳብ ሎሚ ክዛረብ ኣይክእልን ግን ሰብ ኣይጋግን ዝፈልጦ ሰብ ምስረኣየ ክምስ ጥራይ እዩ ዝብል። ብሰንኪ ዘይምዝራቡ ክሳብ ኣነ ውን ተወጊአ ኣብ ሱዳን ማለት እንዳ ሱንኩላን ዝረኽቦ ከም ስዉእ ኢዩ ዝፍለጥ ኔሩ። ኣነ የማነ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣሎ ኢለ ኣብ ዝሓበርኩሉ እዋን ክሳብ ክትሕተት ኢኻ በዛ ናይ የማነ ዝተባሃልኩሉ እዋን ይዝክር። ኣነ የማነ መንገሻ ዝብሃል ናይ ምውፋር (መጓዓዝያ) ስእልን ደብዳቤን ናብ ወዲ ሓየሎም መ/ሓይልና ምስ ሰደድና፣ የማነ ካብ መዝገብ ስውኣት ናብ መዝገብ ህልዋት ተቐይሩ። መንገሻን ንየማነ ኣብ ብርጌድ 23 ደቂ ኣሃዱ ኢዮም ኔሮም። 👍🌻🌻🌻

  • @nebiatgebrewoldi5291
    @nebiatgebrewoldi5291 3 หลายเดือนก่อน +4

    ሊንጎ ክትገልጽ ውዒልካ እንትሓድር ደስ ምበለኒ ወዲ ኤረይ ጅግና

  • @tesfomkahsay2223
    @tesfomkahsay2223 3 หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዕሚ ጽቡቕ፡ተጋደልቲ ኣቕርበልና'ሞ ተዛረቡ ተዛረቡ ታሪኽ ጅግንነት ሒዘሞ ይቕበሩ ኣለው እዚ'ዩ ከኣ ሞት ዝበሃል።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንጉስ ኢሰያስ ዝደለዬ ታሪክ ጥራይ እዩ ዝንገር.

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@bltblt2473 ዘረባኻ ሓሸውየ እዩ። ወላ ሰዓል እንተሒዛትኩም እኮ ኢኹም ንኢሰያስ ተላግቡሉ። እዛ ዛንታስ ምስ ኢሰያስ ብኸመይ ትተኣሳሰር ፧ 😂

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 3 หลายเดือนก่อน

      @@AAGTOSS
      ሊንጎ ጸማም ሰለ ዝኮነ እምበር ናይ ገድሊ ታሪክ መፈጸምታ ናይ ሊንጎ ስደት እዩ. ናይዚ ስደትንን ጥፍኣትን ጠንቂ ክኣ እታ ግናይ ውድብ ናይ ንጉስ ኢሰያስን ዓሳክሩን እያ. ዓሽከር ከም ሊንጎ ግን ኣብ ዓድን ስደትን ኮይኑ ንኑጉሱ ይከላከል.

    • @desbelekidaneweldemichael5092
      @desbelekidaneweldemichael5092 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@bltblt2473سس

    • @Erilebna
      @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน

      Don't you know our President is the king of Africa that is why we 💕 him.

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 3 หลายเดือนก่อน +7

    እቲ ንብዓትን ደምን ረሃጽን ፣ ጀጋኑናን ሰማእታትናን ምእንቲ ናጽነትናን ንመንነትናን ዝፈሰሱ፣ ልዕሊ ኩሉ ንሃገርና ምቕዳም ንመንነትናን ህላወናን ኢዩ።
    ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ንጀጋኑናን!!💫🙏🕯 🐪 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🕯

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 2 หลายเดือนก่อน

      * ሓቕኻ ኔይሩ ምባል ምሓሽ ! ሽማዊ ናጽነት አሎና ኣብ ትህቲ ዲክታቶር ኢሳያስ ዓጋመ ተመን ወዲ ተምቤን ንጸንት ዘሎና አምሰሉ ዝኾና ህዝቢ ኢና ኤርትራውያን 😢

    • @yosiefghebrezghi3830
      @yosiefghebrezghi3830 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@mesfinabraham6412siq bell welfas qomishti weyane. 😢

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 2 หลายเดือนก่อน

      @@yosiefghebrezghi3830 * ወያነ 👀😀
      ሳላ ዝደንቆርካ'ዩ ኢሳያስ ዓጋመ ባንዴራ ኢትዮጵያ አሰኪሙካ ከም ኣድጊ
      ተዘይትድንቁር በዛ ኢባራ ጆክ ኢድ ናይ ወያነ ኣሎዎ ንዘመናት አይምተደናከርካን 😀 ጥሪት ህግደፍ ጽቡቅ ኣለኻ ኩራዕ ብድንቁርናካ ✅

    • @yosiefghebrezghi3830
      @yosiefghebrezghi3830 2 หลายเดือนก่อน

      @@mesfinabraham6412 tigrai tisier tiray bell. Kallsi malelit.

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 2 หลายเดือนก่อน

      @@yosiefghebrezghi3830 ትግራይ ሲኢራ ኣብ ፕርቶሪያ ኾፍ ኣቢላ ብዘተ ወዲዖሞ ✅
      ** ኢሳይያስ ዓጋመ ዘተን ፣ ሰላምን ዘይርድዖ ግና ተኾሊፉ ተረፉ 😀 ኣብ ዘይምልከተካ ኣብ ደይናትካ ኣቲኻ 60000 መንእሰይ ኤርትራ ሞት ኣኻልብ ሞይቶም ዎላ ንስኻ ዘይትግደሰሎም ብላሽ ጠፊዖም ! ደንቆሮ ዝለዝኾንካ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሓንጊርካ ኤሪዬ ወለሎ ኩራዕ ብድንቁርናኻ 👀

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou9644 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሊንጎ ሓወይ ሓደ ሓደ ግዜ ኣስማቶም ጥራይ ኢኻ ትገልጾም ስም ኣቦታቶም ትፈልጦ እንተኾኖካ እንተትውስኾሎም መንነቶም ብሰፊሑ ምተገለጸሞ ካብኡ ዝተላዕለ ብዙሕ ሓበሬታ ውን ምመጸካ እሞ ምሃብተመ እዚ ናትካ ትረኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወት ንሓፋሽ ኣንረስዕ ኣብ መወዳእታ

  • @serenityshalom7387
    @serenityshalom7387 3 หลายเดือนก่อน +1

    The piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 creations of colonial of 9 ethnic because of the slavery they go through their foundation is rooted on hate envy fear inferior identity crisis ignorance etc anyways babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊😊😊

  • @EritreaTheBeautiful
    @EritreaTheBeautiful 3 หลายเดือนก่อน +2

    Now I'm addicted to your stories Lingo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 keep it up

  • @filmonyakob2089
    @filmonyakob2089 3 หลายเดือนก่อน

    Baba lingo selam bimejemerta
    Kexile inkae teredaaka tarik nay gedli migar mis abekum
    Deytekmu tezarebti kilamedlu kilagexlun yiwuelu kemdelewu
    Hiji ke abi semun kindey gize eka ketekrbelna
    Kem dirar jorjo mealtawi dimhrena delo inte timhrena
    Des mibelena neru
    Gin kemdestewualkulka deleku
    Tegediska ayhazkayon deleka

  • @fitsumghebrai3721
    @fitsumghebrai3721 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ጅማሪ ሊንጎ፡
    ወዲ ሰማንያ ጎይታ ዓቅሊ ዘልኣለም ኣብ ዝኸርና።
    እወ እታ ስእሊ ኣብ ካላኣይ መጥቃዕቲ ምድምሳስ ውቃው ኣብ ከባቢ ክራይ እያ ተሳኢላ፡ ምስኣ ዝተኣሳሰር ብዙሕ ዛንታ ኣሎ።
    ከምቲ ዝበልካዮ ድማ ፍጹም ገብራይ ዝተባህለ ናይ ብርጌድ 23 አዩ ሲኢልዋ

  • @teclegebremichael621
    @teclegebremichael621 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ተቅርቦ ዘለካ አዝዩ መሳጢ አቀራርባ እዩ,ሞ ሃብሮም ቀጽሎ። መልእኽቱ ሐያል እዩ ነዞም መንገዶም ስሒቶም ዘለዉ ወገናትና ናብ ልቦም ተመሊሶም ብታሪኮምን በቲ ጀጋኑና ስለኦም ኢሎም ዝከፈልዎ ህይወት ወትሩ ክንሕበን ክንከርዕ ይግብኣና።

  • @Simbathegreat9
    @Simbathegreat9 3 หลายเดือนก่อน

    I know you are committed for this educational history and Waiting eagerly for your next video. Thank you so much "LINGO"

  • @yosefahferom6893
    @yosefahferom6893 3 หลายเดือนก่อน

    ገዲም ተጋዳላይ አርቲስት ናይ ታሪክ ምሁር ሐርበኛ 🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏❤️🇪🇷❤️

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝኸበርካ ብጻይ ሊንጎ ብዛዕባ የማነ ሃብተማርያም (ሕብጦ) ገለ ሰባት ውን ዓዲ ገብራይ እናበሉ ይጽዉዕዎ ኢዮም። ብዛዕባ የማነ ገለ ክብለካ፣ ብ1985 ኣብ ወፍሪ ባሕሪ ነጋሽ ምስታ ኣብ ሩባ ኣልጌን ብረሽራሽ ታንክታት ዝተደምሰሰት ጋንታ ወዲ ሃርበለ ኢና ዝነበርና። ይዝከረኒ ሽዑ 13 ሰባት ምስ መራሒ ሓይሊ ራሻይዳ ተሰዊኦም። ካብ መስዋእትን መውጋእትን ዝተረፍና 7 ሰባት ናብ መፈየጽ ዝተባሃለ ቦታ ማለት እተን 2 ጋንታ ናይ ሓይልና ዝነበርኦ ተሳሒብና ንኸይድ እሞ እንካን ሃባን ኢድብኢድ ኲናት ይጸንሓና፣የማነ ሕብጦ ኣብዚኣ ርእሱ ምስተሃርመ። ክሳብ ሎሚ ክዛረብ ኣይክእልን ግን ሰብ ኣይጋግን ዝፈልጦ ሰብ ምስረኣየ ክምስ ጥራይ እዩ ዝብል። ብሰንኪ ዘይምዝራቡ ክሳብ ኣነ ውን ተወጊአ ኣብ ሱዳን ማለት እንዳ ሱንኩላን ዝረኽቦ ከም ስዉእ ኢዩ ዝፍለጥ ኔሩ። ኣነ የማነ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣሎ ኢለ ኣብ ዝሓበርኩሉ እዋን ክሳብ ክትሕተት ኢኻ በዛ ናይ የማነ ዝተባሃልኩሉ እዋን ይዝክር። ኣነ የማነ መንገሻ ዝብሃል ናይ ምውፋር (መጓዓዝያ) ስእልን ደብዳቤን ናብ ወዲ ሓየሎም መ/ሓይልና ምስ ሰደድና፣ የማነ ካብ መዝገብ ስውኣት ናብ መዝገብ ህልዋት ተቐይሩ። መንገሻን ንየማነ ኣብ ብርጌድ 23 ደቂ ኣሃዱ ኢዮም ኔሮም። 👍🌻🌻🌻

    • @michaelberhane7614
      @michaelberhane7614  3 หลายเดือนก่อน

      Thank you
      Please email me
      Algena23@yahoo.com

    • @berhanealmedom5901
      @berhanealmedom5901 3 หลายเดือนก่อน

      ንየማነ ኣብ 1992 ኣብ እንዳ ስንኩላ ን በጺሓዮ ኔር :ክህሉ ተስፋ ይገብር ::

  • @ermiaskidane2020
    @ermiaskidane2020 3 หลายเดือนก่อน

    Sle tsaertatkan giziekan endaamesghenku,hto alatni nabaka abzehalefe kfal medebka bzaeba; Quintana wugien azyu fliliy kemzelewo ghelitska nierkamo entayuba fliliyatu gletselna please and thank you.

  • @godsavemeamen2878
    @godsavemeamen2878 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላማት ሓርበይና ሊንጎ
    ብዝኾነ ደንጒኻ ነዚ ኩሉ ሃብቲ ሒዝካ ንሰላሳታት ዓመታት ብሒትካዮ ምጽናሕካ።

  • @kuhilhaile2987
    @kuhilhaile2987 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ሐወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤

  • @goitommeles4000
    @goitommeles4000 3 หลายเดือนก่อน

    Lingo edmen tienant yihabka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍❤

  • @ነቡያት
    @ነቡያት 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቅ

  • @habtegargishmehari5178
    @habtegargishmehari5178 3 หลายเดือนก่อน

    Yaqenilna tegadalay LINGO 🎉🎉🎉🎉

  • @Eri291forever
    @Eri291forever 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you for teaching us our history ❤

  • @tesfamichaelhaile7528
    @tesfamichaelhaile7528 3 หลายเดือนก่อน

    አስማቶምን ዓዶምን ጥቀሶ ሊንጎ ተሪኽ ክከውንን

  • @fygteddyuycs8661
    @fygteddyuycs8661 3 หลายเดือนก่อน

    Lingo hawey mejemria edemen teinan yehabaka kabaka ane bezuh eye zetseb befelay kea ne hadenetena pls

  • @Tsegaygebru-yk8we
    @Tsegaygebru-yk8we 3 หลายเดือนก่อน

    Well come lingo gigina 129 ❤❤❤❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 3 หลายเดือนก่อน

    We are happy to you so much good job 👏

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 3 หลายเดือนก่อน

    የማነ ክሳብ ሎሚ ኣሎ። ኣነ ግን ሕጂ ኣብ ስደት ኢየ ዘለኹ።

  • @saraabay7231
    @saraabay7231 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👏👏👏👏👏

  • @SamueleyobSamueleyob
    @SamueleyobSamueleyob 3 หลายเดือนก่อน

    Lingo jgna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ዘይ ነበርዎ ታሪክና (የባላሽውዎ)

  • @amanuelhabtayeyenumberone1581
    @amanuelhabtayeyenumberone1581 หลายเดือนก่อน

    Legend 🇪🇷🇪🇷🇪🇷fighters

  • @mohammedsaidmahmoud7901
    @mohammedsaidmahmoud7901 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽

  • @gebrehiwettecle8990
    @gebrehiwettecle8990 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ መደኻ ኣዝዩ መሃርን እዩ ሞ ቀጽሎ.

  • @Erena-bl8pf
    @Erena-bl8pf 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤እዚውን ታሪኽና እዩ!

  • @SamueleyobSamueleyob
    @SamueleyobSamueleyob 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sugartem1
    @sugartem1 3 หลายเดือนก่อน +1

    You are a treasure to our generation.

  • @aumhayat7218
    @aumhayat7218 3 หลายเดือนก่อน

    Sebay ayana lingo nay bahaki tarikina nifelt alena edmen tienan yhabka hawey natey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 3 หลายเดือนก่อน

    🐪🐪🐪🇪🇷❤✊🙏

  • @weldemariamzerea5386
    @weldemariamzerea5386 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rezenetesfalem3211
    @rezenetesfalem3211 3 หลายเดือนก่อน

    Gexel xemi alena neyu feltet

  • @eri4ever466
    @eri4ever466 3 หลายเดือนก่อน

    If there are more important publicly available resources or TH-cam channels than Algena at connecting Eritreans to their core history, I genuinely don't know them.
    There is a general knowledge out there that the way the legendary EPLF conducted meetings made accountability more meaningful within the front. The story you mentioned about Wedi 'Bay, and how he stood up for his fellow tegadaly, was a brilliant illustration of how the culture of criticism and self-criticism made the EPLF more effective as a front, and ultimately successful in liberating Eritrea.
    My hope is that future PhD candidates and historians will use the stories mentioned in Algena as a basis for books, long essays, and documentaries.
    I am sure I speak for many others when I say that I'm grateful that you're using your impressive memory, intellectual curiosity, narrative prowess, and experience as a tegadaly to introduce us to personal characters and actions of the peerless men and women who struggled with you for the liberation of Eritrea.

  • @zeggaimichael5132
    @zeggaimichael5132 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @yorusalemgide9646
    @yorusalemgide9646 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @medhaniewoldeab3948
    @medhaniewoldeab3948 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ኣዝዩ ዘሐጎሰኒ ነገር ማይክሮፎናት ናብዋናታተን ይምለሳ ምህላወን እዩ። ሊንጎ ኣምበሳ ኣጆኻ ቀጽል።

  • @saraabay7231
    @saraabay7231 3 หลายเดือนก่อน

    ሊንጎ ዐድመን ጥዕናን ንምነይልካ ክብሪ ንጀጋኑና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Greensky888
    @Greensky888 3 หลายเดือนก่อน

    Ewe sean Afom weseduwo Tafom nay abotatna misla neza zibelkaya demin aatsimtin merirn Eren zihalefo mestenkir kiyatat Gedli Berbiro dea Lingo hawna 👍🌷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks ❤

  • @WHabte
    @WHabte 3 หลายเดือนก่อน

    መስተንክር ታሪኽ። የቐንየልና ሊንጎ።

  • @nakurayagheli1846
    @nakurayagheli1846 3 หลายเดือนก่อน

    Good Job Lingo. Keep continuing

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 3 หลายเดือนก่อน

    ይበል ታሪኽን ምህሮን ሊንጎ !!

  • @yosepharaya3547
    @yosepharaya3547 3 หลายเดือนก่อน

    Great job Lingo ❤

  • @girmaykiflay8609
    @girmaykiflay8609 3 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️

  • @youseftekeste9865
    @youseftekeste9865 3 หลายเดือนก่อน

    Well done lingo the more I listen to you the more I like keep it up the good job thanks.

    • @michaelberhane7614
      @michaelberhane7614  3 หลายเดือนก่อน

      Much appreciated

    • @Erilebna
      @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน

      Lingo that is why our military is very disciplined thank you.

  • @wedidenden
    @wedidenden 3 หลายเดือนก่อน

    Keep it up the excellent job, Lingo!