New Eritrea movie 2024 - Swur wugie /ስውር ውግእ Part twenty Eight/28/ ዕስራን ሸሞንተን ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 237

  • @ብሕታዊት
    @ብሕታዊት วันที่ผ่านมา +106

    😍በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫💥💚
    እንዃዕ ኣብፀሐና ንዓመታዊ ባዓል #ኣዴና ናብ ቤተ መቅደስ
    #ዝኣተወትሉ ባእታ #ማርያም ሰናይ ባዓል ይግበረልኩም💥💚🥰
    #ውህብቶና ኢኪ #ማርያመይ💚💥💚
    ~~~~~~~~~~~~~~~>
    #ማርያመይ ፍሉይ እዩ ናታካ ፍቅሪ
    እመ ብርሃነይ ዘይውዳእ ዘይዛሪ
    ነቲ ሑዙን ልበይ ደቢስካ
    ሓጥያተይ ፊሕቅካ ትህበኒ ፀጋካ
    ~~~~~~~~~~~~~~~~>
    መዓዝ ክውዶኦ ፍቅርካ ዘርዚረ
    ደጊፍካኒስ ብእምነት ሓይለ
    ናብዚ መፂእካ ናብ ስደት
    ናብ ዘይመስሉኒ ሂብካኒ በረከት
    ~~~~~~~~~~~~~~~>
    #ማርያመይ ኣምሂርካኒ ናብራ ሂወት
    #ርግበይ ኣዶ ትዕግስቲ ምስ እምነት
    ብስምካ ተባሪከ ረኪበ ሂወት
    ውሑድ ዝነበረ ኮይኑለይ ካዕበየት
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~>
    ተመስገን ኣምላከይ ብኩሉ ሂወት
    ብዝጎደለ ብዝሓለፈ ኩሉ ነገረይ
    ወዲቀ ነይረ ኣልዒልካኒ
    ተመስገን ፀጋካ ሂብካ ባሪክካኒ
    ኣነ ካብ ምስጋና እንታይ ዝከፍሎ ኣለኒ
    ተመስገን ተመስገን ጎይታ ተኣማኒ
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~>
    ✍️ዳዊት 45 :10 :11 ጓለየ፣ ስምዒ፣ ርአዪውን፣ እዝንኺ ኸኣ ኣድንኒ፣ ህዝብኽን ቤት ኣቦኽን ረስዒ። ንጉስ ንውብነትኪ ይብህጎ፣ ንሱ ጐይታኺ እዩ እሞ ስገድሉ።
    ✍️ኢሳይያስ 1 9፤ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ገለ ሒደት ትርፊ እንተ ዘይሐድገልናስ፡ ከም ሶዶም ምዀንና፡ ንጎሞራ ምመሰልና ኔርና
    ወስብሃት ለእግዚኣብሔር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለ መስቀሉ ክቡር ይኩን ኣሜን፫💥💚

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs วันที่ผ่านมา +7

      ዝማሬ መላእክቲ የስመአልና
      ግን ዛመዝሙር አብዘይ ቦታአ አትያ ይመስለኒ።

    • @ጓልዓጋመእየ
      @ጓልዓጋመእየ วันที่ผ่านมา +2

      አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና

    • @ክነፈርግብቲቪ-KNEFERGBTV
      @ክነፈርግብቲቪ-KNEFERGBTV วันที่ผ่านมา +1

      @selamSelam33-ll1bs ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል ከፊተ ኣለኩ እሞ subscribe ኣተባብዑኒ ደቂ ተዋህዶ🥰

    • @Falaፈታዊኪሮስ
      @Falaፈታዊኪሮስ วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን🙏

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ፀጉኡ ይብዝሐልኪ ክብረተይ ደምርኒ❤❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv วันที่ผ่านมา +76

    ኣድንቅቲ ሂወት እና ኣቢ ኣብይ አለኹም 👍🎉

  • @Bri_Tgraweyti-
    @Bri_Tgraweyti- วันที่ผ่านมา +37

    _ናፊቅናኩም ነይርና❤_
    _ኡፍ ኣቢ ካልኡ ይኣኽሎ ኣሲድ ክርጨዎ የብሉን ከምልጥ ኣለዎ ትብሉ እስኪ ከምዚ ኸማይ😢_

  • @Costinaentertainment
    @Costinaentertainment  วันที่ผ่านมา +80

    ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ስውር ውግእ ኣብ ልዕሌኹም ኣኺሉ ዝፈስስ ኣኽብሮት እዩ ዘለና መኽንያቱ ናትኩም ምትብባዕ ኮነ ነቀፌታ ሓይልና ስለዝኾነ ዕስራን ሸሞንተን ክፋል ብዘጋጠመና ንኡሽተይ ጸገም ስለዝደንጎናኩም ካብ ልቢ ይቅሬታ ንሓተኩም ምሕረት ክትገብሩልና ድማ ተስፋ ይገብር። ኣኣብ ዘለኹሞ ሰናይ ነገር ይምነየልኩም ከምቀደምኩም ምትብባዕኩም ኣይፈለየና። (ሓውኹም ፍሽየ)

    • @samer-wh6rk
      @samer-wh6rk วันที่ผ่านมา

      ፍሸይ ብልፅ ፁገም ኣይብልን ይረደአና እዩ ብዝሕ መሳናኩሉ ሓልፍኩም ከም ትሰርሕዎ ኣና ፀገም ኣይብልን

    • @lolamigos2381
      @lolamigos2381 วันที่ผ่านมา +1

      Emo xbah tsedwa dikum 29 ab saata?

    • @SdJg-hx5fl
      @SdJg-hx5fl วันที่ผ่านมา +1

      ይቅረ ይኩንኩም ንስኩም ከማን ክንደይ ፀገማት ሓሊፍኩም ትሰርሕዎ ዘለኩም🙏❤

    • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ
      @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤ ኩሉ ነብስኻ መምህር ፍቕሪ

    • @ማርያምርህርህተ-ህሊና
      @ማርያምርህርህተ-ህሊና วันที่ผ่านมา +1

      ከይትደግሙ ማራ ናፊቅናኩም😢❤

  • @ትግራይ-ደ5ገ
    @ትግራይ-ደ5ገ วันที่ผ่านมา +37

    ኣደነቅቲ ኣቢ እና ሂወት ኣበይ ኣለኩም ጋይስ ደሙሩኒ🎉❤

    • @ይቱብብ
      @ይቱብብ วันที่ผ่านมา

      ደሚረክ መልሲ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንደማመር ምቅርተይ❤❤❤

    • @ትግራይ-ደ5ገ
      @ትግራይ-ደ5ገ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ፅሪቲካሕሳይ ደሚረኪ

    • @ትግራይ-ደ5ገ
      @ትግራይ-ደ5ገ 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@ይቱብብ ደሚረኪ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ትግራይ-ደ5ገ ኣነለ ክድምረኪ እየ ክብረተይ

  • @HaniNahom
    @HaniNahom วันที่ผ่านมา +27

    ፍሽይ ጽቡቅ ስራሕ ኣቢ ምስ ሂወት ክከውን ትብሉ l👍regxu ፍሽይ ግን ኣይትደንጉየና ❤❤🎉

  • @ማርያምርህርህተ-ህሊና
    @ማርያምርህርህተ-ህሊና วันที่ผ่านมา +12

    አቢተይ😢ተስፋ ይገብር ተመሊሳ ንባዕሉ ትኮን ንሂወትለ አምፁኡልና በጃኩም መቀረት የቡላን ብዘይ ክልቲኦም

  • @shambqonatv9331
    @shambqonatv9331 วันที่ผ่านมา +6

    እንቋዕ ብሰላም መጻኣኹምና ፊሽ ሓወይ ጻዕዳ። ከም ናይ ልሙድ ብሉጽ ስራሕ ዳርጋ ክልተ ሰሙን ሙሉእ ክጽበያ'የ ቀኒየ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Vjhgy-m2d
    @Vjhgy-m2d วันที่ผ่านมา +11

    ኣድነቅቲ ፈሽ ኣበይ ኣለኩም ❤❤🎉

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ วันที่ผ่านมา

      @@Vjhgy-m2d ኣነ ኣለኩ ደምርኒ ክብረተይ🥰♥️

  • @MulerTgraweti
    @MulerTgraweti วันที่ผ่านมา +6

    *_ፍሸይ ብሉጽ ኣቦ ጥበብብ😇💜_*

  • @MebratgalQDstkiDaneMhret
    @MebratgalQDstkiDaneMhret ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከም ኣቢ እሙን ኃውውው ይፍለረልና ኣብ ጊዜ ፀገም ዝቆም ንባዕሉ ናተጎደአ ንዝወደቀ ዘልዕል ኩሉ ጊዜ ቅኑዑን እሙንን😢

  • @filate7
    @filate7 วันที่ผ่านมา +3

    Temesgen enka bselam mexakum deqi 🇪🇷🇪🇷 xada halalat ❤❤🎉🎉

  • @SdJg-hx5fl
    @SdJg-hx5fl วันที่ผ่านมา +6

    ውግእ ሕጂ እዩ ዝጅምር ዘሎ😮😅
    ብዝኮነ ቀፅልሉ ካብርእሲ ሽም ሒዝካ ክሳብ ተውሳእቲ ዝገርም ስራሕ❤🎉😮

  • @efremteklu4799
    @efremteklu4799 วันที่ผ่านมา +7

    በጃኩም ኣትዝንግዕና ኣብ ስዓትኩም ሰደድልና ጥፍእኩም ቀንኩም

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ วันที่ผ่านมา

      @@efremteklu4799 ሳብስክራይብ ግበረለይ ኤፍሬመይ❤️❤

    • @BasllMmkmm
      @BasllMmkmm วันที่ผ่านมา

      ኣቀዲሞም ይቅሬታ ሓቲቶም አኮ
      ኣይረኣኻዮን ዲካ

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o วันที่ผ่านมา +4

    ኣብየ ምስኪን ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MerhawiNguse
    @MerhawiNguse วันที่ผ่านมา +1

    Fishe ኣቦ መሃሪ መኒኢሳይ ኢካ ኢሞ ቅጽሎ ብታኣሚ ጽቡቅ ስራህ ኣጆኩም ኣመላክ ምሳኩም ይኩን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @NahomBelay
    @NahomBelay วันที่ผ่านมา +3

    Welcome deki erey ❤❤❤❤❤❤

  • @AiblTesfay
    @AiblTesfay 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    betome tebqte Abiti shekor❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @delinadelina9426
    @delinadelina9426 วันที่ผ่านมา +6

    ላእ ኣቤል ኣሲድ ክድፍኦ የብሉን 😢

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m วันที่ผ่านมา +3

    Well came fiesh haweina❤❤❤❤

  • @MahariteMebrahtom
    @MahariteMebrahtom วันที่ผ่านมา +2

    Welcome tsbukat natey ❤❤❤❤❤

  • @naya6232
    @naya6232 วันที่ผ่านมา +1

    Habesha kferh jemire 😢😢😢 kemey elna knamin 😢 Ezgo maharena Krstos.

  • @LamLam-bm8jo
    @LamLam-bm8jo วันที่ผ่านมา +1

    Wwwwoooo feshe hweay qaltka dese kebelin mate aymm ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk วันที่ผ่านมา +3

    ኣንታ በጃኩም ናኣቢ ኣሲድ ከይትደፍእሉ😢

  • @Gudyd-l8j
    @Gudyd-l8j วันที่ผ่านมา +15

    ዊ በጀኩም ንአቤል አሲድ ከይተፍስሱሉ😢

  • @mesfnmelake
    @mesfnmelake 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Adnektiy hiwet ena abey tefia❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ዛንታፍቅሪ-ሰ2ኸ
    @ዛንታፍቅሪ-ሰ2ኸ วันที่ผ่านมา +4

    ፍሸይ ቡልጽ ናይ ቡሉጻት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @RutaRutina-r9w
    @RutaRutina-r9w วันที่ผ่านมา +1

    Eweyy abiteyy ayewelone yekewen eba ane keabed deye gele eye.Movie gn buloxe beka keep it up🙏❤

  • @micalyonas5756
    @micalyonas5756 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፊሽ ድርሰትካ ጽቡቅ እንዲዩ ግን እዚ ኣሲድ ኣባና ኣብ ኤሪትራዊያን የለን ምክኒያቱ ክቡር ሕልና ኣለና ሰሚዒና ውን ኣይንፈልጥን ስለዚ ንካልእ ሰብ መተባብዒ ኮይኑ ይስምዓኒ ስለዚ እቲ ዘይናትና ነቲ ሕብረተሰብ ከይብከል ብገለ መንገዲ ስክሪፕትካ ኣሰተካክላ

  • @AbrhamTsegay-s2k
    @AbrhamTsegay-s2k วันที่ผ่านมา +2

    Welcome back ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @abeilzemikeal3276
    @abeilzemikeal3276 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም፡ነዓኻ ፍሽ ሓወይ ከመይ ኣለኻ፡ብመጀመርታ አንቃዕ፡ብሓድሽ ስራሕ ምጸኻና ፍሽ ሓወይ ስራሓትካ ኣዚዩ ኢዩ ዝምስጠኒ ። ካብ ዓቐን ንላዕሊ፡ኢየ ኸኣ ዘድንቐካ ። አንተኾነ ሕጂ ግን ኣይከም ቀደምን ፍሽ ሓወይ ኣብዛ ስራሕ ኣብ ስምዒት ከለኹ ትኾልፈኒ ኣለኻ ንሱ ድማ ካብ መጀምርታ ክሳብ ሎሚ ኣብ ሞንጎ ድምጽኻ ኮነ ናይ ካልኦት ይኣቱ ኣሎ ማለት ሎሚ ሜላት መግቢ ሽሮ አንዳበልዑ ኣብ ሬስቶራንት ብግዳም ዝመጸ ናትካ ድምጺ ኣሎ፡ፍሽ ሓወይ ኣኾልሳ ትብሎ ኔርካ ብድጋሜ ድማ ብላዕሊ አንዳቐዳሕኩሞም ከለኹም ድምጺ ኢልካዮም፡አዚ ኣብ መጀመርታ ኢየ ዝሪኦ ዘለኹ፡ከይወዳአኽዋ ከለኹ ኢየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ሙደይ ተሴረ ብጃኻ ፍሽ ሓወይ ኣብ ዝመጽአ ከምዚ፡ጌጋ ከይሪኢ ሓግዘኒ አቲ፡ዛንታ ፌቴዮ ከለኹ፡በዞም ናኣሽቱ ዝመስሉ ዓበይቲ ጌጋታት ናይ ምርኣይ ክአለትና ከይቅህም። ስለ ትሕትናኻ ኣዚየ የመስግን ፍሽ ሓወይ ተባረኸ ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምነየልካ ! የቐንየልይ ።

  • @axsum---tsion21
    @axsum---tsion21 วันที่ผ่านมา +7

    አረ ንፍሽ ኣሲድ ከይትደፍአሉ😢

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ምቅርተይ❤❤❤

  • @HabtomHadush-kj6to
    @HabtomHadush-kj6to วันที่ผ่านมา

    ፍሽ በጃኻ ሕልሚ በለኒ ወይ ዓሽክዓዮ ❤❤❤❤❤❤ ኣምላኽ ይሓግዝኩም

  • @Abelgerea
    @Abelgerea 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abitey lebam seb 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @BerihGebrekidan-b7m
    @BerihGebrekidan-b7m วันที่ผ่านมา

    Enka bselam mexakum Meharitn mesatitn zednqa flim❤❤❤❤❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Well come back MY Favorit Move 2024 🙄😍😍😍

  • @ኣስድኣስድ
    @ኣስድኣስድ วันที่ผ่านมา +1

    ኣረ ንኣቢተይ ገለ ክይትገብርዋ ሂወተይ ክዒ ኣምጽዋ

  • @GfdfFfffu
    @GfdfFfffu 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብየይ የተፀየቀካይ እባ ኩን😢😢

  • @ሕቢእየዘተዋህዶ
    @ሕቢእየዘተዋህዶ วันที่ผ่านมา +1

    ደምሩኒ ባ ፅሩያተይ ❤

  • @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
    @ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ วันที่ผ่านมา +2

    ቀረፃ ግን ይስተኻኸል ብደገ ካልአት ዝዛረቡ ይሕወስ ኣሎ ብዘተረፈ ብልፅቲ ፊልም❤

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs วันที่ผ่านมา +1

    ነቲ ወድስ ካበይ አምፂአቶባ ካብ ዳጎሓፍያ ዋይይይይይይይ 😢😢😢😢😢

  • @AsterEyob-e5w
    @AsterEyob-e5w 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፍሽ ሓወይ ቡሉቅ ናይ ቡሉጻት❤❤❤❤❤

  • @mihretghidey4786
    @mihretghidey4786 วันที่ผ่านมา

    Well came xebuqat Nice film continue it

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብተይ😢😢😢

  • @LiliGebremedhin
    @LiliGebremedhin วันที่ผ่านมา +4

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ብሉፃት ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፕሊስ🙏❤

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 วันที่ผ่านมา +2

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷

  • @MT-Game-1
    @MT-Game-1 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome❤

  • @Selamyewrdelna
    @Selamyewrdelna วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ welcome

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk วันที่ผ่านมา +1

    ፍሸየይ ዓብይ ሰብ ኣቦ ጥበብ

  • @kidanekidane3388
    @kidanekidane3388 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway abi hawey ferhlka😢

  • @EseyasHagos-h3p
    @EseyasHagos-h3p วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤good job

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ วันที่ผ่านมา +4

    ኣድነቅቲ ፍሽ ኣለኩም ዶ ደምሩኒ😢❤

  • @fessehayemeharibahlibi260
    @fessehayemeharibahlibi260 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤ 🎉🎉

  • @fkarAyulbey
    @fkarAyulbey 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብየይ ምስኪን በጃካ ንባዕሉ መሊስካ ገጭዮ😢

  • @KhanKhan-lv6ys
    @KhanKhan-lv6ys วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤👏👏

  • @maezamengstab125
    @maezamengstab125 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hiwet zeyblu ,s 😊

  • @AbrahaHaftu-rq7mh
    @AbrahaHaftu-rq7mh วันที่ผ่านมา +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊

  • @FeruzYebio-no9fu
    @FeruzYebio-no9fu 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    No abi asid kdfo yeblun😢😢😢😢😢

  • @WintaGrbre
    @WintaGrbre 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ewi bjakum nabel ased kyit afsusul 😢

  • @KhanKhan-lv6ys
    @KhanKhan-lv6ys วันที่ผ่านมา +2

    Ere abiley minm keykon

  • @hkhggjjbhhjh
    @hkhggjjbhhjh วันที่ผ่านมา

    ኣቤለይ😢

  • @tsgredagermeygermey677
    @tsgredagermeygermey677 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍👍

  • @DanaitJosi-nr9jw
    @DanaitJosi-nr9jw วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @Hafteok5db2qx9q
    @Hafteok5db2qx9q วันที่ผ่านมา

    ምችዋት ጀምዓ

  • @WediMengstab-l7f
    @WediMengstab-l7f วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @brihagos
    @brihagos วันที่ผ่านมา

    በጃኩም ኣቤል ገለ ከይኮን

  • @MeraKing-j2v
    @MeraKing-j2v วันที่ผ่านมา +2

    ሎሚስ ቅድሚት ወጺና ክንጽሕ ኮመንት

  • @SuseneAsmorm
    @SuseneAsmorm วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉

  • @MiliMili-rg4yf
    @MiliMili-rg4yf วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @ZAFUጓልኣፅቢ
    @ZAFUጓልኣፅቢ วันที่ผ่านมา +4

    ቀደመይቲ ባዕለይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክቡራት ኣሕዋተይ🎉🎉🎉❤❤❤

    • @ksaksa5291
      @ksaksa5291 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ ደምረኒ

    • @ZAFUጓልኣፅቢ
      @ZAFUጓልኣፅቢ วันที่ผ่านมา

      @ksaksa5291 እሺ መዓረይ ደምረኪ ኣነለ💚

  • @kisanetfitwi6543
    @kisanetfitwi6543 วันที่ผ่านมา

    ኣይትደንጉይና የሕዋት

  • @robelabraha2157
    @robelabraha2157 วันที่ผ่านมา

    #ኤዲተር ካብ 5:07-5:12 ኣብዘን ከባቢ ዘሎ ምፍታሽ ከፍልየኩም እዩ። ንቐጻሊ ከይድገመኩም። ኣጆኹም በርትዑ። ❤

    • @Merry-d8j
      @Merry-d8j วันที่ผ่านมา

      4:30 akolsa ybl shu hwswas dmxi ymexi alo❤

  • @GeruAtsemay
    @GeruAtsemay วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TarikhMichael-gv9dj
    @TarikhMichael-gv9dj วันที่ผ่านมา

    Plssss fish gele kkewun yeblun bejakhum yeakhe adiu kthawi enda texebenas hji kea nfish asid🥺

  • @user-up-k4p
    @user-up-k4p 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዛ ኣሲድ ናብ ባዕሉ ክትግልበጥ ኣለዎ

  • @MikaelaAmanel
    @MikaelaAmanel วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HiwetMehari-o2u
    @HiwetMehari-o2u วันที่ผ่านมา +3

    Abi ❤❤❤❤ hiwet 😢

  • @abigai3081
    @abigai3081 วันที่ผ่านมา

    ደምሩኒ አሕዋት🎉🎉🎉❤❤❤

  • @TirehasTirehas
    @TirehasTirehas วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ksaksa5291
    @ksaksa5291 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ደቂ መዳም❤

  • @YoditTekeste-m1g
    @YoditTekeste-m1g วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @brhanhadera
    @brhanhadera วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ናይዛ ድራማ ተከታተልቲ ሳብስክራይብ ተሓባቦሩኒ ሓቢርና ንዕበ ክምልሰ እየ🙏🙏🙏

    • @ksaksa5291
      @ksaksa5291 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ ደምረኒ

  • @Yorsalem-d8f
    @Yorsalem-d8f วันที่ผ่านมา

    ❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @geze-q1k
    @geze-q1k วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @LamLam-bm8jo
    @LamLam-bm8jo วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TGAfamily-j1u
    @TGAfamily-j1u วันที่ผ่านมา +1

    ብቅንዕና ሳብስክራይብ ግበሩኒ ኣሕዋተይ❤

  • @SemharTeklab
    @SemharTeklab วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @ይቱብብ
    @ይቱብብ วันที่ผ่านมา +1

    ደምሩኒ ንደማመር

    • @SnduKonjo
      @SnduKonjo วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ መልሲ🎉❤

    • @ትግራይ-ደ5ገ
      @ትግራይ-ደ5ገ วันที่ผ่านมา +1

      መልሱ🎉

    • @ይቱብብ
      @ይቱብብ วันที่ผ่านมา

      ግበሪ ገይረልክ​@@ትግራይ-ደ5ገ

  • @HiwetTsegay-i2z
    @HiwetTsegay-i2z วันที่ผ่านมา +1

    እስቲ ሰብሰክራብ ጉበሩኒ ደቂ አደይ

    • @LiliGebremedhin
      @LiliGebremedhin วันที่ผ่านมา +1

      ገይረልኪ መልሲ❤

    • @ksaksa5291
      @ksaksa5291 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ ደምረኒ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንደማመር ዝያዳይ❤

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንደማመር ኣሕዋተይ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ksaksa5291ንደማመር ኣሕዋተይ❤❤

  • @አሞራሰማይ-ተ9በ
    @አሞራሰማይ-ተ9በ 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ እባ ፅቡቃተይ

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክድምረኪ እየ❤

  • @Slam-m5u
    @Slam-m5u วันที่ผ่านมา +1

    ኤሳው ዓጢነ ጡስጡስ

    • @FeefDwef
      @FeefDwef วันที่ผ่านมา

      ኦኦኦኦ ዉሒድዎ ከማን ሙሸሙሸ 😂

    • @akgee1993
      @akgee1993 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

  • @KWediRaya
    @KWediRaya วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @semharsemhar6880
    @semharsemhar6880 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwammogos7610
    @luwammogos7610 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DenaytYkealo
    @DenaytYkealo วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Nazreitshewit
    @Nazreitshewit วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @ereyonelove3082
    @ereyonelove3082 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YetbarkSelomun
    @YetbarkSelomun วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤😢

  • @SemharTeklab
    @SemharTeklab วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @KobalHaile
    @KobalHaile วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤