መልሲ ነተን ክልተ ሕቶታት ናይ ስልጣን ! ንሕና ዝሓተትናዮ ድማ ክምልሰልና ንገሩልና ፡፡ ሼር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @rebkaasfaha1253
    @rebkaasfaha1253 2 ปีที่แล้ว +5

    ጎይታ ይባርኽካ ሞጌ: ጽብቕ ምግላጽ ደው በለልና! ቀጸሎ ጅግና 🙏❤️

    • @Eritreanam
      @Eritreanam 2 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ዶ መሊሱ ኢዩ ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ክሓትሙዎ ከለዉ I thing ተጋግዮም ኣለዉ ኮእዩ ዝበለ። ስለዚ መልሲ የብለይን ማሎቱ ኢዩ።

  • @yordanosgebretnsae8709
    @yordanosgebretnsae8709 2 ปีที่แล้ว +2

    Aymwleskayon , kem zimeseleni ika elka ruguts konka mels

  • @feyoriyohanes1904
    @feyoriyohanes1904 2 ปีที่แล้ว +3

    Wawww ktsbeyo zqeneku medeb goyta ybarka moges haweyyyy blessed

    • @afam6813
      @afam6813 2 ปีที่แล้ว

      Seb kem ziteredoo kikeyd xbuk eyu ... Zena mewail gega eyu ina kinibil ?

  • @helengherensia2681
    @helengherensia2681 2 ปีที่แล้ว +3

    Wayyyyyyyyyyy ezia eya megilexika hawey natey 🤔🤔🤔

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      ዘዳግም 4 (Deuteronomy)
      16፤ ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡
      ኢሳይያስ 42 (Isaiah)
      8፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ስመይ እዚኣ እያ፡ ክብረተይ ከኣ ንኻልእ፡ ምስጋናይውን ንጽሩብ ምስልታት ኣይህብን እየ።
      ግብሪ ሃዋ 17 (Acts)
      29፤ እምብኣርስኸ ዓሌት ኣምላኽ ካብ ኰንናስ፡ ኣምላኽ ነቲ ብናይ ሰብ ብልሓትን ሓሳብን እተገብረ ቕርጺ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል፡ ክንሐስቦ ኣይግብኣናን እዩ።
      ዮሃንስ 4 (John)
      23-24፤ ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

  • @Blessmelord2024
    @Blessmelord2024 2 ปีที่แล้ว +6

    መጎስ ሓውና መጀመርታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ኩሉ ንድሕነት ደቂ ሰባት ዝተጻሕፈ ቅዱስ ጽሑፍ እዩ። ስለዚ ትርጉም የብሉን ኣየድሕንን እዩ እንዳበልካ ምዝራብ ግደፍ ። መሰረታዊ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣፍልጦ እንተዘይብልካ ከመይ ጌርካ መልሲ ክትህብ ትኽእል እስከ ሕራይ እተን ኣርባዕተ ወንጌላውያን መን ጽሒፉወን ማለት ወንጌለ ማቴዎስ ማቴዎስ ከምዝጸሓፎ እንታይ መረጋገጺ ኣለካ። መጽሓፍ ቅዱስ ከ መን እዩ ጠርኒፍዎ መን ከ ቁጽርታት(ፍቅዲ) ገይሩሉ ። ነዚ መልሲ ከምዘይብልካ ርግጸኛ እየ። 66 ክትቅበል ዘፍቀደልካ ኸ መን እዩ። ነዚአን ካብ ትውፊት ከይተመርኮስካ መልሰን። ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ኣፍልጦ ከይሃለወካ ከመይ ጌርካ ክትምህር ትኽእል? አረ ከመይ ጌርካ መጽሓፍ ቅዱስ ንፈልጦ ኢና ክትብሉ።

    • @Eritreanam
      @Eritreanam 2 ปีที่แล้ว

      ነዚ ክምልሰልካ ኣይትጸበዮ፡ ምክንያት ንምድላይ ኮለል ክብል ክውርሕ ኢዩ፡ መልሲ ሞጎስ ከኣ ፍሉጥ ኢዩ። ኣብ 66 ኣይተጸሓፈን ካብ ኡ ወጻኢ ኣየድልየናን ኢዩ ፍልጠት ክብለካ ኢዩ። ብከመይ ንሰብ ተታልሎ ኢዩ ዝሓስብ ዘሎ።

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว +1

      @@Eritreanam
      ዘዳግም 4 (Deuteronomy)
      16፤ ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡
      ኢሳይያስ 42 (Isaiah)
      8፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ስመይ እዚኣ እያ፡ ክብረተይ ከኣ ንኻልእ፡ ምስጋናይውን ንጽሩብ ምስልታት ኣይህብን እየ።
      ግብሪ ሃዋ 17 (Acts)
      29፤ እምብኣርስኸ ዓሌት ኣምላኽ ካብ ኰንናስ፡ ኣምላኽ ነቲ ብናይ ሰብ ብልሓትን ሓሳብን እተገብረ ቕርጺ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል፡ ክንሐስቦ ኣይግብኣናን እዩ።
      ዮሃንስ 4 (John)
      23-24፤ ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว +1

      ዘዳግም 4 (Deuteronomy)
      16፤ ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡
      ኢሳይያስ 42 (Isaiah)
      8፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ስመይ እዚኣ እያ፡ ክብረተይ ከኣ ንኻልእ፡ ምስጋናይውን ንጽሩብ ምስልታት ኣይህብን እየ።
      ግብሪ ሃዋ 17 (Acts)
      29፤ እምብኣርስኸ ዓሌት ኣምላኽ ካብ ኰንናስ፡ ኣምላኽ ነቲ ብናይ ሰብ ብልሓትን ሓሳብን እተገብረ ቕርጺ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል፡ ክንሐስቦ ኣይግብኣናን እዩ።
      ዮሃንስ 4 (John)
      23-24፤ ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

    • @Blessmelord2024
      @Blessmelord2024 2 ปีที่แล้ว

      @@jesusislord2983 እዚ ዝሰደድካለይ ጥቅሲ ነዚ ዝሓተትኩዎ ከመይ ጌሩ መልሲ ይኸውን። መልሲ እንተ ሃልዩኩም ሃየ ንሕቶይ መልሱለይ እንተዘይኮይኑ እዚ ዝሰደድካዮ መልሲ ኣይኮነን።

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      @@Blessmelord2024
      Nay zhatetkayo mlsi ele aykonkun sdedelka.
      Kabti kal amlaki zbelo wexae sle tnbru hiwet kekoneka ele ye sededelka.
      Ezi zhatetkayo hto gn zkone protestant
      Dhri wede mezmure tmrti, tmrti agelglot zbhal alo slezi abu bzaeba ezen zhatetkayen abu xbuk gerka tmhaharo

  • @natnaelyonas2793
    @natnaelyonas2793 2 ปีที่แล้ว +1

    Shalom shalom kudusan kab goytanan medhaninan xegan selamn ybzhalkum ::
    Eta kedameyti flly yeblan ab hadsh mexhaf wun alo ab hadsh trgum wun alo

  • @Godislove-e9c
    @Godislove-e9c 2 ปีที่แล้ว +4

    Rekibka zeyti hato baelka mish niska 6 kithato nisu 3 hito kihateka eluka abika grim eba bdhrit konka htetuley

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      ዘዳግም 4 (Deuteronomy)
      16፤ ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡
      ኢሳይያስ 42 (Isaiah)
      8፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ስመይ እዚኣ እያ፡ ክብረተይ ከኣ ንኻልእ፡ ምስጋናይውን ንጽሩብ ምስልታት ኣይህብን እየ።
      ግብሪ ሃዋ 17 (Acts)
      29፤ እምብኣርስኸ ዓሌት ኣምላኽ ካብ ኰንናስ፡ ኣምላኽ ነቲ ብናይ ሰብ ብልሓትን ሓሳብን እተገብረ ቕርጺ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል፡ ክንሐስቦ ኣይግብኣናን እዩ።
      ዮሃንስ 4 (John)
      23-24፤ ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

  • @winwin-ce2bs
    @winwin-ce2bs 2 ปีที่แล้ว +7

    ክርስትያናት(ጴንጠ) የሕዋተይ ኮመንትስ ከንብብ ከለኩ ከመይ ዲየ ዝሕጎስ ካባና ሓደ ኣብ ናቶም (ናይ ተዋህዶ) ከይዱ ጸርፊ መርገም ዝጽሕፍ ዘይብልና ዋውውው ነቲ ጸርፍን መርገምን ካብ ኣፍና ዘርሓቀልና ጎይታና የሱስ ስሙ ብሩኽ ይኩን፡፡ ተዋህዶውያን በጃኩም ናብ ጎይታ ንዑ ንሱ በይኑ እኩል ኢዩ ካልእ ተወሳኪ ኣየድልየኩምን ኢዩ፡፡ ንሱ ሂወት ኢዩ።

    • @tityyemane9993
      @tityyemane9993 2 ปีที่แล้ว

      Lemachat sile zekonkum amselutat

    • @danielarsemadaniel6056
      @danielarsemadaniel6056 2 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለካ ወይ ኣለኪ ኣይትጻረፉን ኢኩም ኣይትሓርቁን ኢኩም ውን ምክንያቱ ሓሳዊ ሰብ ብፍጹም ኣይሓርቅን ኢዩ ምክንያቱ ዕላማ ኣለዎ ኢንተ ሓስዩ ኢንተ ብኮካ መዝሚዙ ኣብ መስመሩ ከትወካ ስለዘልዎ ስለዝስ ስለዘይተጻረፍኩምን ዘይሓረኩምን ሓቀኛታት ኣይምሰልኩም

    • @yoditmehari48
      @yoditmehari48 2 ปีที่แล้ว

      Mengedi hatean qniu yemsil du zbehal tekula qorbet begae kikden kelo elamiu mtlal eyu kemesasel alewo so ketedenagru tekoynkum xadq ktmeslu alekum gn tewasio eyu hiwetkum kwmu aykonen ane wshtikum adarashkum xbuq gere slezfelto seb mehasu hanti kitkewn alewa kem orto imber lekbetbet lehashas aynatnan eyu kab goyta wn haqi kinmskr imber lekbetbet kinble ayteazeznan

  • @gotoo_19
    @gotoo_19 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ናይ ግሪክን ሶርያን መጻሕፍቲ ወላ ሓንቲ ለውጢ ኣይተገብረን ኣሓዝያ ክነግስ ከሎ ወዲ 22 ዓመት ዩ ዝብል ኣብ ነገስትን ዜና መዋእልን።

    • @Eritreanam
      @Eritreanam 2 ปีที่แล้ว +2

      2ይ ዜና 22 (2 Chronicles)
      2፤ ኣሓዝያ ኺነግስ ከሎ ወዲ ኣርብዓን ክልተን ዓመት ነበረ፡ ኣብ የሩሳሌም ድማ ሓንቲ ዓመት ገዝኤ። ስም ኣዲኡ ኸኣ ዓታልያ እዩ፡ ንሳ ጓል ዖምሪ እያ።
      @ እዚ ከ ሞ ሓሶት ድዩ?

    • @yoditmehari48
      @yoditmehari48 2 ปีที่แล้ว

      @@Eritreanam oy bruk hawey nmenafq ketredae mftan malet lkae may ab emni mfsas malet eyu so amlak mhret yewrdelom ilka mxlay tray u kbur hawey

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ካቶሊካዊት የ ።
    ኣብቲ ናተይ ቁዱስ መጽሓፍ ኣብ ኪሊትኡ (22)ዩ ዝብል ዘሎ።

  • @samanthajohn8913
    @samanthajohn8913 2 ปีที่แล้ว

    GOD BLESS YOU

  • @ራሕቦት
    @ራሕቦት 2 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ሞጎስ ሞጎስ ሓወይ ግርም ኢዩ ዝብለኒ ናይ ሱልጣን ነገር እቲ ክከራከረሉ ዝደሊ ሂወት ዘይህብ ናይ ህጻን እሞ ከኣ ንማንም ክርስትያን መጽሓፍ ቁዱስ ዘንብብ ዘየደናግር ርዱእ ሕቶ ናይ ህጻን ንስለ ክትዕ ሰብ ኪከታትውለሉ ፕሮግራም ስለዝሰኣነ ኢዩ ዝመስል።ኣብቲ 81 ኣሃዱ ንባዕሉ ኣለኒ ቸክ ተጌርካዮ ሓደ ኢዩ ንምንታይ 81 ከሙኡ ኮይኑ ክክክክ ጽንሕ ኢሉኮ ንክርስትያን ቀዳማይ ጸላኢ ከይከውን ይፈርሕ ኢዩ ተከቲልዎ ዘሎ መንገዲ ዘይ መጽሓፍ ቁዱሳዊ ኢዩ። ካልእ ንሴት ክወልድከሎ 130 ኔሩ ኣዳም ብድሕሪ ሴት ምውላዱ 800 ዓመት ጸኒሑ ከምዝዓረፈ ይነግርና መጽሓፍ ቁዱስ።ኮማንደር ሱልጣን ግን ነቶም ካሎኦት ድሕሪ ሴት 800 ዓመት ጸኒሑ ወሊድዎም ኢሉ ኣብ መድያ ክምህር ምፍታኑ እቲ ድፍረቱን ድንቁርናኡን ብጣዕሚ ሓዚነ።ወሎዶ ብሴት ስለተጸብጸበ እምበር እቶም ኣወዳትን ኣዋልድን ኣብቲ ግዜ እቲ እዩ ወሊድዎም ኣዳም።800 ዘጽንሕ ከ እንታይ ኣለዎ ፡ከምዚ ኢዩ ናይ ኮማንደር ሱልጣን ክትዕ።ያኢ ንሱስ ብሕቶ ወጢረዮም ኢሉ ኢዩ ሓሳቡ ኣብ ጌጋ መንገዲ ከምዘሎ ኣጸቢቁ ይፈልጥ ኢዩ ግን ክሳድ ኣርጉዱ እምበር

    • @Eritreanam
      @Eritreanam 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣንታ ሃለውሎው ገዲፍካ ዶ መልሲ ሃብ። ንምንታይ መጽሓፍ ቅዱስ ተጋጫዊ ዝመስል ኣለዎ 2 ነገ 22፡26 ምስ 2ዜና 22 ፡ 2 why?
      ኣብ 81 ከሙ ኣሎ ትብልሲ ርእሲ የብልካን ድዩ? 2 ነገ ይኩን 2 ዜና ኣብ ኩሉ ሓደ ኢዩ። በዓልኩም ተዘይ ቀይርኩሞ! ንሕና ግን ንምንታይ ኮምኡ ይብል መልስ?

    • @Eritreanam
      @Eritreanam 2 ปีที่แล้ว +1

      @@mebrahtusemere7003
      ካብ ሞጎስ ኢየ ዝደሊ ወይ ካብ ፕሮቴስታንት ብከመይ ድኣ ከእምኑኒ ናብ ጎይታ ባ ክመጽእ መልሲ እንተ ሃልይ ኩም?

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว

      ሓወይ ፍልጠት እንዳሃለወካስ ንምታይ ትጻረፍ ? ? ? እንተኽኢልካ ሓሳብካ ምሃብ ፡ ትርጉም የብሉን ድኻም እዩ ትብል እንተኾንካ ድማ ትም ኢልካ ምዕዛብ 'ሲ ሓላል 'ዶ ኣይኮነን ?

    • @Eritreanam
      @Eritreanam 2 ปีที่แล้ว

      @@shabaymender9126
      ዝሓወይ / ሓፍተይ ኣይተጻርፍኩን ንስለ መጸውዒ ኢየ ተጠቂመ ግዳ መልሲ ዶ ሃቡና please?

    • @azebkibrab9702
      @azebkibrab9702 2 ปีที่แล้ว

      @@Eritreanam ከይትጋገ ፡ካብ ሞጎስ ይኹን፡ካብ መናፈቃን፡ዛኮነ,ከይትጠፍእ ተጠንቀቅ እዚኣ ቪድዮ ከፊትካ ርእያ፡ እሞ፡ ሽዑ፡ ክብርሃልካ ኢዩ ምስጢር መናፈቃን

  • @lunamhretzbezahala9959
    @lunamhretzbezahala9959 2 ปีที่แล้ว

    You did well moge hawey may God be with you all the time

  • @Eritreanam
    @Eritreanam 2 ปีที่แล้ว +6

    ስለዚ እዛ ምሳካ ዘለ መጽሓፍ ትርጉም የብላን ማለት ድዩ? ስለ ዝጋጮው፡
    2 ነገ 8፡26 & 2ዜና 22፡2
    ኣብ ታ ናይ ቀደም መጽሓፍ ቅዱስ ግን ቅኑዕ ኣሎ ኢልካ፡ክንደይ መጽሓፍ ድዩ ዘለኩም። ንምንታይ ከ ትቀያይሩዎ፡ በየናይ ከ ንመራሕ።
    ኣብታ ካልኣይቲ ሕቶ መልስካ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይነበረን፡ ስለዚ ብመልክዕ መጽሓፍ ቅዱስ ኣረድኣና ናይ ተን ብዝሑ ፈረሰኛታት። መልሲ ንጽበ ከተብርሃልና። ናይ ሂወት ይህብ ድዩ ኣይህብን መንጽሓፍ ቅዱስ ክትክሕዶ ዝደለካ ትመስል። ሂወት ዘይህብንምንታይ ተጽሒፉ፡ ትርጉም ግን የድልዮ ኣሎ።

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      ዘዳግም 4 (Deuteronomy)
      16፤ ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡
      ኢሳይያስ 42 (Isaiah)
      8፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ስመይ እዚኣ እያ፡ ክብረተይ ከኣ ንኻልእ፡ ምስጋናይውን ንጽሩብ ምስልታት ኣይህብን እየ።
      ግብሪ ሃዋ 17 (Acts)
      29፤ እምብኣርስኸ ዓሌት ኣምላኽ ካብ ኰንናስ፡ ኣምላኽ ነቲ ብናይ ሰብ ብልሓትን ሓሳብን እተገብረ ቕርጺ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል፡ ክንሐስቦ ኣይግብኣናን እዩ።
      ዮሃንስ 4 (John)
      23-24፤ ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

  • @afam6813
    @afam6813 2 ปีที่แล้ว +1

    Inte kielka kaa mogos hawey kilimineka wela sultan hawuina iqua inte awuxee zikone neger iza somun aytimeliselu ... Nisika wun zikone aytibel haderaka izi himamt egziabiher xolot itom tuuyat inte semeee. Thank you

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      ዘዳግም 4 (Deuteronomy)
      16፤ ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡
      ኢሳይያስ 42 (Isaiah)
      8፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ስመይ እዚኣ እያ፡ ክብረተይ ከኣ ንኻልእ፡ ምስጋናይውን ንጽሩብ ምስልታት ኣይህብን እየ።
      ግብሪ ሃዋ 17 (Acts)
      29፤ እምብኣርስኸ ዓሌት ኣምላኽ ካብ ኰንናስ፡ ኣምላኽ ነቲ ብናይ ሰብ ብልሓትን ሓሳብን እተገብረ ቕርጺ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል፡ ክንሐስቦ ኣይግብኣናን እዩ።
      ዮሃንስ 4 (John)
      23-24፤ ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

  • @debesaykubrom3631
    @debesaykubrom3631 2 ปีที่แล้ว +3

    nezi zeymeleskayo etom awu zelekum sq elkum dikum goyta ybarkka tblu

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      ዘዳግም 4 (Deuteronomy)
      16፤ ብዝዀነ ምስሊ፡ ብመልኽዕ ሰብኣይ ወይ ናይ ሰበይቲ እተወቕረ ምስሊ ብምግባርኩም ከይትባላሸዉ፡
      ኢሳይያስ 42 (Isaiah)
      8፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ስመይ እዚኣ እያ፡ ክብረተይ ከኣ ንኻልእ፡ ምስጋናይውን ንጽሩብ ምስልታት ኣይህብን እየ።
      ግብሪ ሃዋ 17 (Acts)
      29፤ እምብኣርስኸ ዓሌት ኣምላኽ ካብ ኰንናስ፡ ኣምላኽ ነቲ ብናይ ሰብ ብልሓትን ሓሳብን እተገብረ ቕርጺ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኸም ዚመስል፡ ክንሐስቦ ኣይግብኣናን እዩ።
      ዮሃንስ 4 (John)
      23-24፤ ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

    • @debesaykubrom3631
      @debesaykubrom3631 2 ปีที่แล้ว

      @@jesusislord2983 ኩርቡኤልን ስራፍኤልን ከ ስእሊ ኣይኮንን ድዩ ደሓር ከኣ መዘከርታ እምበር ምምላኽ ርኢኻ ዲኻ ናትካ ወይ ናይ ኣዴኻ ስእሊ ኣብ ገዛኹም ኣሎ ሓቀይ

    • @debesaykubrom3631
      @debesaykubrom3631 2 ปีที่แล้ว

      @@jesusislord2983 ቃል ይቀትል ትርጉም ከኣ ሂወት ይህብ ዝብል ከ የለን ድዩ

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      @@debesaykubrom3631
      Ewe mmlaki tray btami ymleku enber
      Ysgedelom shema ywelalom,entay alo zeygberelom.xebel ygberelom btkrstianat yserhalom,shu hamedom ka tbele tjmer
      Slezi hiwet nmrkab nmdhan sem yesuse krestose tray ekul uግብሪ ሃዋ 4 (Acts)
      12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።

    • @debesaykubrom3631
      @debesaykubrom3631 2 ปีที่แล้ว

      @@jesusislord2983 ከይሰረሐ ዝሃብተመ ሪኢኻ ትፈልጥ ዶ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነን ዝተጠምቀን ናይ ዘልኣለም ሂወት ኣላቶ ጥራት ሲ ሂወት የውህብ ኢልካ ዶ ትሓስብ ድሌትኩም ዘበለስ ብጾምን ጾሎትን ዝብል ከ ስግደት ክምዝግባእ ኮቶ ብዙሕ እብራውያን፥11፡38 ኣንብቦ ገዳም ከምዝግባእ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ነዓኻ ናብዛ ናይ ጥንቲ ኣዴኻ ዝኾነት ቅንዕቲ እምነት ክትምለስ ነዓይ ከኣ ከጽነዓኒ

  • @afam6813
    @afam6813 2 ปีที่แล้ว +3

    Bailika ZEYTIBLO bailika zeytebxahalu mogos hawey.... Komu kaa kemtie mstom Aslam zigebero hton melsien komuu ilka zeytimiloselu.

  • @helenmulugieta8218
    @helenmulugieta8218 2 ปีที่แล้ว

    ኣታ ሰልጣን ቀለልቲ አንተኮይነን ደኣ ንምንታይ ትሓትት አንዳ ፈለጥካዩ ሰብ ምዉጣር ደስ ክብለካ መዓት አዩ መንፈስ ኣምላክ አዩ ዝምልስ ሰብ አይኮነን ካካካካካካ ቀላል አያ አንዳ በልካ ምሕታት ከ ዳኣ አንታይ ይብሃል

  • @bibibibi979
    @bibibibi979 2 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki Mogos hawey, eti zedlyena tray knwesd yu zelena, bjakum aynkatae trgum yblun...

  • @azebkibrab9702
    @azebkibrab9702 2 ปีที่แล้ว +1

    Hadimka endika hetetuley tebel dea mesh kemels eileka hadimka

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 2 ปีที่แล้ว +3

    ተዋረድካ ኣታ ሃላይ ትፈልጦ ዘይብልካ ዶ ክትሽቅጥ ሎሚ ተረኪብካ ጌጋ መልሲ ኣይመለስካዮም ድሕሪ ሕጂ ምስ ስልጣን ክትዛረብ መሰል የብልካን ኣታ ጋኒን መናፍቃን ካሓዲ።

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      Ortodoxawyan mdhan b yesuse krestose tray you
      Kabzi xnxway zkone hiwet wexu bjakum
      Nabti hiwet zkone yesuse nu

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว +1

      ግብሪ ሃዋ 4 (Acts)
      12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።

    • @hantigalnhantibarcaneyeafq6339
      @hantigalnhantibarcaneyeafq6339 2 ปีที่แล้ว

      @@jesusislord2983 anta zeyfhafr ke eski abzi hmamat nab betekristan nay Ortodox kid dhar nemen kemnemlk kberihalka eu. Bejakum eba niquhwue. Entay weridkum zelo menafikan?

    • @birhanekibrom6543
      @birhanekibrom6543 2 ปีที่แล้ว

      @@jesusislord2983 aythazeley ember ktferd sltan yeblkan bzterefe beyesus namn nbalu tewhado neyesus zwkl ab kale keybexhna dont judge be fathfull on ur fath

    • @yoditmehari48
      @yoditmehari48 2 ปีที่แล้ว +1

      @@jesusislord2983 bruk hawey kab goyta rihiqka zeleka niska ika nihna dea ngoyta kemmedhaninan amlaknan amina teredeaneti qudusan amaladnet nay dngle hizna dhnet jab amlak imber kab kehadi menfqna teteratari ayrkebn eyu

  • @saas3555
    @saas3555 2 ปีที่แล้ว

    ሐፊረልካ ክክክክክክክክክክክክክክክ

  • @tityyemane9993
    @tityyemane9993 2 ปีที่แล้ว

    Ezea resi hizka eka kea please anbeb ab media mewxae qelil aykonen

  • @esromasmie1682
    @esromasmie1682 3 วันที่ผ่านมา

    Haki teleka fit nifit zeytrakeb misiu tokhula wahid

  • @harnetghebrehiwet545
    @harnetghebrehiwet545 2 ปีที่แล้ว

    Ygerm eyu, Amlak mhret yewrdelu nSiltan. God bless you Moge hawna❤️

  • @saraabrha8617
    @saraabrha8617 2 ปีที่แล้ว

    Ato seltan neza komentey menalebat entenbiblaya kebleka zedeli mejemerya neseka neseb confused megbar amelka endeyu ember meshaf kedus aygacon eyu mister eyu endabelka neseb megedi medehan be kerstos keytesebek kab bible kemzi aynet endamesaeka aytedemager kedmi hiji ewen men alo kab protestant kemeles zekeel elka kelete tekesi amesieka nerka abti koment ewen deweleley kemeleselka ele sehifelka wala be messenger sehifelka nere aymeleskan hiji gen kabtom meshaf kedus haki aykonen zebelu Muslim yekunu kalee aytehayeshen eka mekenyatu meshaf kedus sele zeygaco nezen hiji zehatetkayen melsi gen mejemeria zetesahefelu kanka ade entay yeble hadish kidan be Greek beluy kidan dema be Hebrew kem zetesahefe ente felitka be keletiu kankatat mereay eyu abeu key besahena ewen be Amharic, English the same tesahifu alo ab nay kedem hetam be Tigrinya ewen abzi kenestewelo zelena translate kekewen kelo yekun type kegeber kelo sehetet kegatem yekeel eyu gen befelay dema kemzi zemesele enterfo gezeye metefei nemeketae ember zemeseo lewti sele zeybelu nabti kendi seb be kerestos aminu hiwet zerekbelu wongel kerstos entedehabka zehayesh eyu ebleka ato seltan. Ab mewedaeta gen please seltan deheri hiji kemzi zebele heto elka aytemese ezi bejeka nab mewedaeta zeybelu ketee kemzewesed feliteka rehako neti beynu medehani zeykone goyta yesus sebeko. Any way tebarek mogye hawey sebuk gerka meliskalu aleka. Neza komentey nab seltan absehuley please.

  • @rutaghebrezghi6410
    @rutaghebrezghi6410 2 ปีที่แล้ว +1

    abey kmls dea bado Eindyu

    • @azebkibrab9702
      @azebkibrab9702 2 ปีที่แล้ว +1

      Baelka zeytehato hetetuley kab tebel fift nefit zeyterekbo hadimka mesh ab zehalefe

    • @jesusislord2983
      @jesusislord2983 2 ปีที่แล้ว

      @@azebkibrab9702