ቀስተ ድሕነት - ሃዲእካ ምዝዋር ድሕነትካ ምሕላው'ዩ | ERi-TV

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 30

  • @tesfaigebreyohannes3745
    @tesfaigebreyohannes3745 ปีที่แล้ว

    ድሕነት ምሕላው ህይወት ንብረት ም ሕ ላ ው እዩ እሞ ጽቡቅ ሓበረታን ኣስተምህሮን

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ eru adey xubuk srah,xubuk tnkake,God bless eritrea

  • @merhawihaile6426
    @merhawihaile6426 ปีที่แล้ว

    Dank

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho ปีที่แล้ว +1

    Deke Eritrea ayni xelaekum ydefen amen (3) ☪️❤️🔐✝️🇪🇷💪🏾
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅

  • @tsehaihadgu678
    @tsehaihadgu678 ปีที่แล้ว +1

    Traffic lights 🚦 would be very helpful.

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 ปีที่แล้ว +3

    ኽ ቡራት ኣሕዋት መሳጋጋሪ ኡኹል ናይ ኣጋር የብሉን ፍንጥስካ ምስጋር ንሪኢ ኣለና ኣለው ትብሉኒ ቱኮኑ ግን ኡኩል ኣይኩነን የቅነየልና

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 ปีที่แล้ว +1

    Ezom meste setyom mekina zemerhu fekadom kehdgu alwom kemu wen kebid nay genzeb mekxati kemzi nay Europa system.

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 ปีที่แล้ว

    ናህሪ ምግባር ሕጋዊ ኣይኮነን ።
    ሕግን ስርዓትን ድሕነት ሂወትን ንብረትን ምሕላው የድሊ ።
    ኣነ ኣብ ኤሮፓ ኣለኹ ኣብ ከተማ 50 አዩ ዝፍቀድ ልዕሊኡ አንተከይድካ መቅጻዕቲ አዩ ዝመጸካ ስለዚ ልዕሊ ኩሉ ንባዕልኻ ነዛ ነብስኻ ፖሊስ ክኖላ ሕግን ስርዓትን ምኽባር አዩ ውጽኢቱ ።

  • @zakimann7044
    @zakimann7044 ปีที่แล้ว +1

    Xbuk habereta adyu ab ketema 30 gberwo

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 ปีที่แล้ว

    Selamat deqi adey ab nefsi wekef bota ket zedlyo quxri xahaflu bejakum wala kab ketema wexaei

  • @amanieltemnewo294
    @amanieltemnewo294 ปีที่แล้ว

    Ere himama yaakila zia hagerey menigist hizba nay America yaakila

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 ปีที่แล้ว

    እዋይ ደስ ዝብል ኣብ ዓድና ከምዚ ምቁፃር ኣሎ ናይ ብሓቂ ተሓጊሰ ህዝበይ ተጠንቀቅ መስተ ሰቲኻ ክትዝዉርሲ ዓገብ ተራፊክ ኣሎ የለን ብሕጊ ክትከዱ ብጣዕሚ ድሕነት እዩ ን መን ንኩሉ በጃኹም ንቆልዑ ንበተሰብ ዘኽታማት ኣይትግበርዎም ( ንኩሉ ኢዩ ሕማቅ ን ቲ ረጋጻይን ተረጋጻይን ሂወት ምሉእ ገዛ ከተጸልምት ን ክልቲኡ ፋሚሊ ብርዲት ግበርዎ በጃኹም መስተ ሰቲኩም ክትዝዉሩ ? ዋ ሓልዮት ነብስካን ናይ ካል እ ተረጋጻይን ሕለዩ በጃኹም በጃኹም ን ፖሊስ ኣይትጸበዩ ባዕልኩም ፖሊስ ኩኑ መስተ ከ ኢንታይ ይጠቅም ኮይኑ ኢዩ ድሓን መችሀም እንተክትሰትዩ ፈሊጥኩም ብእግርኹ ኪዱ ወይ ባዉቶብስ ኣምላኽ ን ኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ይባርኽ ተራፊካት ካ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኩም

  • @ghenetgebrehiwot6756
    @ghenetgebrehiwot6756 ปีที่แล้ว +2

    60 ኣብ ውሽጢ ከተማ ዊን ብናተይ በዚሑ ኣብዚ ደአናዮ ኣብ ውሽጢ ከተማ 50 አዩ ዝፍቀድ።

  • @nigistihadgu1819
    @nigistihadgu1819 ปีที่แล้ว

    ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏በጃኩም ብህድአት ዘውሩ ታሐላለው ብፍጥነት ምዝዎር ጉድአቱ ቁጽሪ የብሉን ስለዚ ታሐላለው መካይን ትዝውሩ ሃየ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @meronberhane3021
    @meronberhane3021 ปีที่แล้ว

    I have never read the traffic regulations of Eritrea. But it certainly doesn't say that the speed is measured in km, as the journalist said! 😀

  • @Eri-leew
    @Eri-leew ปีที่แล้ว +1

    60 bezihu ab wushti ketema

  • @اولخيرعبدالقادر
    @اولخيرعبدالقادر ปีที่แล้ว

    Xboq mdeb eyu Hewitt qdmi Kalo sle zkone qxlwo keythllkom Dqi eri

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ኣብ ከተማታትን ኤርትራን ካብኡ ወጻኢ ኣብ ዘሎ ጽርግያታት ዘጓንፉ ዘለዉ ሳዕቤናትን፣ ዘለኒ
    ሓበረይታታትን።
    ኣብ ኤውሮጳ ብፍላይ ካኣ ኣብ ጀርመን ዘሎ ኣገባብን ምሕላው ፍጥነትን።
    1} ኣብ ሰብ ዝቕመጠሉ ከባቢ ኣብ ሳዓት 30 ኪ.መተርን ካብኡ ንታሕትን እየን መኻይን ክኸዳ ዘለዎንን ዝፍቀዶንን።
    2} ኣብ'ቲ ገፋሕቲ ጽርግያታትን ናይ ትካላት ከባብን ካኣ ካብ 40 ክሳብ 50 ኪ.መተርን ጥራሕ እዩ ዝፍቀድ።
    ካብ ከተማ ወጻኢ ካኣ ናይ ኤርትራ ኣቀማምጣ መሬት ጎቦታት ስከ ዝኾነ'ቲ ጽርግያ ካኣ ብሰንኪ'ቲ ኣቀማምጣ'ቲ መሬት'ቲ ጽርግያ ካኣ ጥውይዋይ ስለ ዝኾነ፡ 100 ኪ.መተር ኣብ ሳዓት ምኻድ፡ ኣብ ገለ ቦታታት እዩ ክኽየድ ዝካኣል እምበር፡ ኣብ ገሊኡስ 100 ኪ.መተር ኣብ ሳዓት'ውን ዝኽየድ ኣይኮነን።
    3} ሰባት'ውን ገይጋታት ኣመራርሓ ማኪና እንተርእዮምስ፡ ታርጋ ማኪና ጺሒፎም ነቲ ዝምልከቶ ክሕብሩ ኣለዎም። ነዞም ከምዚ ገይሮም ዝሕብሩ ካኣ፡ ኩሉ ኩነታቶምን ኣተሓሳስቦኦምን ብቕዓቶምን ርኢኻ እዩ ተቐባልነት ክህልዎ ዘለዎን። ነቲ ዝቕጻዕ ካኣ መን ከም ዝሓበረ ክንገር የብሉን። ካብ'ቲ ዝውሰን መቕጻዕቲ ካኣ ገለ % ክዋሃቡ ኣለዎም።
    4} ኣብ ዘብራ ናይ ሰብ መሳገሪ ዘሎ ምልክት ካኣ ንሽም እዩ ተመልኪቱ ዘሎ እምበር፡ ባዓል ማኪናስ ንሰብ ጠጠው ኢሉ ከሐልፍ ፍጹም ኣይረአን እዩ። እዚ'ውን ንዝምልከቶ ምሕባር ኣገዳሲ እዩ።
    ኣብ 2017 ዓ.ም እዩ ዝመስለኒ ምስ ደቀይ ኣብ ኣስመራ ብዘብራ ክንሓልፍ ከለና ኩሉ ግዜ ተጠንቀቓ እየ ዝብለን ነይረ። እሞ'ዚ ዘብራ ዳኣ ንምንታይ ተገይሩ? ሱቕ ኢሎም ሕብሪ ካብ ዝወድኡ ዘይገድፍዎ ነበሩ ከብላ እየን ዝዛረባኒ ነይረን።
    ገለ ሰባት ማኪንኦም ጠጠው ኣቢሎም ከሕልፍወን ከለዉ ግን፡ እዝስ ካብ ወጻኢ ዝመጸ ክኸውን ኣለዎ እየን ዝብላኒ ነይረን። ካብ'ዚ ዝተበገሰ ካኣ ኹሉ ግዜ እየን ብኸምዚ ዝጻረፋን ዝስሕቃን ነይረን።
    5} ብጸልማት ብዙሓት መኻይን ብፍላይ ካብ ከተማ ወጻኢ ናይ ነዊሕ መብራህቲ ኣብሪሆም እዮም ዝኸዱ።
    ሓደ ማዓልቲ ካብ ዓዲዃላ ንኣስመራ እንዳተጓዓዝና ከለና ብዙሓት መካይን ናይ ነዊሕ መብራህቲ ኣብሪሀን ስለ ዘጓብፋና ዝነበራ፡ ዋላ ምልክት እንተገበረትሎም'ውን ፍጺሞም ኣይግደሱላን ነይሮም። ተተጸጊዕን ጥጠው ኢላን ካኣ ተሕልፎም ነይራ። ገሊኦም ግን ምልከት ምስ ገበረትሎም ቀልጢፎም ምስ ዝቕይርዎ እዚ ካብ ጀርመን ዝመጸ ክኸውን ኣለዎ። እዚ ካብ ሆላን ዝመጸ ክኸውን ኣለዎ እንዳበለት እያ ትግረምን ተዕልለናን ነይራ።
    ሓደ ማዓልቲ ኣብ ኣስመራ ኣብ'ናይ ዘብራ ምልክት ዘለዎ ምስ በጻሕና ማኪንኡ ጠጠው ኣቢሉ ከሕልፈና ምስ ተዓዘበቶ፡ ናብ'ቲ ሰብ ከይዳ እያ ካበይ ኢኻ ምጺእካ? ክትብል ዝሓተተቶ። ንሱ ካኣ ኣጋጣሚ ካብ ጀርመን ዝመጸ እዩ ነይሩ። ካብ ጀርመን ከም ዝመጸ ምስ ነገራ ካኣ፡ ich habe gewusst ኢላን ንሱ ካኣ ማኪንኡ ኣጸጊዑን በቲ ዘጓንፍ ዘሎ ገይጋታትን፣ ዋላ ተራፊክ እንዳራኣዮም ከሎ'ውን ዋላ ሓንቲ ከምዘይብልዎምን፣ ብኸምዚ ካኣ እቲ ገይጋታት ይዓቢ ከም ዘሎን እያ የዕሊላን ንሕና ካኣ ተጸቢናያን እቲ ኩነታት ካኣ ዝደገመትልናን።
    ስለዚ ኣብ ብዙሕ ቦታታት መቆጻጸሪ ክትከልን፣ ተሪር መቕጻዕትን፣ ከም'ቲ ገይጋታቲም ካኣ ክሳብ ናይ ምዝዋር ፈቓዶም ክሕደጉን፣ ክሳብ ካላኣይ ናይ ምምራሕ ማኪና ክማሃሩ ከም ዘለዎም ክግበሩ ኣለዊምን። ሰባት ካኣ ከም ዝተሓባበሩ ክግበር ካኣ ኣከዎን።

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 ปีที่แล้ว

    Eti naye Agaer sebe kea kehsblu alweo eti sebe seQe Eliu yekyde alo

  • @dl4055
    @dl4055 ปีที่แล้ว

    Bejakum hde ilkum zewru,kale tewesaki,nay agar ab msgar tsrgya,gbue habereta kwhab alewo,tewesaki kea ab bshkleta kea bota tsrgya kgber alewo,bzkone bhlna nzewr bejakum deqi erey,abzi eroup da keyqtsu set ilom eyom zzwru

  • @abifire4594
    @abifire4594 ปีที่แล้ว

    ናይ ግድን ዝሓሸ ሲስተም ብዝያዳ መድሕን ህወት ክኸዉን ዝኽእል ሕግታት ክትኣታቶ ኣለዎ ባሃሊ እየ.
    ንኣብነት.
    ኣብ ከተማ ትሕቲ 30 ከሙ ዉን ትሪር ዝበለ ሕጊ ክህሉ ኣለዎ.
    መስተ ሰትዩ ንዝዚውር ባይተንቲ ምሕዳግን ዝተረረ መቅጻዕቲ ክህሉ ኣለዎ. ንድሕነት ህወት ኩሉ ሓላፊነት ክስከም ኣለዎ.

  • @Moghostema
    @Moghostema ปีที่แล้ว

    ብዙሕ ስራሕ ዝጠልብ ስራሕ እዩ ሰብ ይጠፍእ ኣሎ ******

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 ปีที่แล้ว

    Kem zmesleni eti zbezehe hadega kab ketema wexei eua ab kulu eta hager hade hayal hgi khlu alew

  • @abrishabish7339
    @abrishabish7339 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ንሃገርና ኤርትራ
    ኣነ ሪኢቶ ኣለን ኣብ ከተማ 60 ካብ ከተማ ወጻኢ ክሰምዕ ከለኹ ደንጺን ምኽንያቱ እተን ጥዑያት መካይን ጥጡሕ ጽርግያ ዝዉንና ሃገራትዉን ነዚ 60 ኣብ ከተማ 100 ካብ ከተማ ወጻኢ ዝብል ኣይጥቀማሉን እየን ።ህዝብና ብሓደጋ ተሽከርከርትን ዓመት መጸ ጉድኣት ይወርዶ ኣሎ በጃኹም ሕሰቡ
    ኣብ ኤርትራ ዘለዋ መካይን ጥዕነኤንዉን ኣሰካፊዩ እንተ መስተሞ ንኽትዛረበሉ የሕፍር
    ኣዉቲስታት ኣዉተቡሳት ኩሎም ተሳፈርት ክሳብ ትመልእ ኣባር ኮይኖም ቢርኦም እንዳጨለጡ ይጽበዩ
    ፈቶሪኖ መሊኣ ምስ ጸዉዖም ካብ ባር ቀጥታ ወጺኦም ገንእ እንዳ ሸተቱ መኪና ይመርሑ ።
    ቀዳመይቲ ሰድያ ማዕረ ኣዉቲስታ ዝኾነ ሰብ ኮፍ ከይብላ ትሕዛእ ክሳብ ኣዉቶቡስ ትመልእ ሽዑ ልቦም ትመልኣሎም ጓል ኣንስተይትን ኮፍ የቡሉላ ጉዕዞ ይጅመር ኣዉቲስታ ድሕነት ህዝቢ ከይዓጦጦ ምስ ዘይፈልጣ ጓል ወጃዕ ይብል ። ኣብ ኤርትራ ቀዳማይ በላዕ ጉቦ መንዩ እንተ ኢልካ ፖሊስ ትራፊክ እዩ
    ብዝኾነ ህዝብና እግዝኣብሄር ምሕረት የዉርደልካ

  • @tedrostekle9779
    @tedrostekle9779 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ሱሳ ዝብላ ዘሎ ጎደና ናይ መናሃርያ ግን ወላ 36 እንተኬድካ ኢኻ ትቅጻዕ፡ ስለምንታይ ምስ ትብል 35 ዝብል ሓሊፍካዮ ይብለካ፡ እሞ እታ ታቤላ ብቁልቁለት ገዛ ባንዳ መጺእኻ ኣይትረኽባን ኢኻ ምስ ትብሎ ወልሓደ ዝምልሰልካ የለን። እዛ ናይ መናሃርያ እታ ዝሓሸት ጎደና እያ ኣብኣ ቁሩብ እንተ ጎይኻ ይቀጽዑኻ ኣነ 45 ኬድካ ኢሉ ቀጺዕኒ፡ ስለዚ እቲ ምልክታት ብግቡእ ይገበር።

  • @habtomtsegaytsegay9288
    @habtomtsegaytsegay9288 ปีที่แล้ว

    ab Eritrea hadega kegatem zeythasbo eu ms ezi nenbrlu zelna rika ab Eritrea hadega kegatem aytexebeyon eka gn mest eu eti tenki xebet xergeya ka mekayn ka ferino meketetal yedeli adey amlak yebarki desit kidane wn bsenki nayza aresti zegatema hanti zegana eya

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 ปีที่แล้ว

    Mesgeri nay agar zebra kehlu alwo

  • @Massawa90com
    @Massawa90com ปีที่แล้ว +1

    Ab Ketema 50k/h gberwo 60k/h abey hager alo ? 60k/h ab ketema Amhaschwo Behakum!! 60 h/ k enda kede kemey geyru eu handebet Freno khz ayhzn wala freno hizu keman sey ayedhnn eu

  • @filieri9056
    @filieri9056 ปีที่แล้ว

    60 ኣብ ማእከል ከተማ? እሞ ከኣ ምስ ዋሕዲ ትራፊክ ግን ሽወያ ኣይከብድን? 🤔