ERISAT: ዕላል ምስ ተጋዳሊት ሂወት ገብረእግዚኣብሄር / ካብ ገጻት ገድሊ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 พ.ย. 2024
- ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat
Yes you are right No one like Eritrean heroes I have big respect and special place in my heart to all our heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘
ሂወታ ንስኪ ካብተን ጀጋኑ ዋእሮታት ሃንቲ ብህይወት ወጺኪስ ፣ንናጵነትን
ሕርነትን ፣ኩለንተናኪ ክፊልኪ ከዘብቅኢ ! ደኪመ ክይበልኪ ! ቃልስኪ ብምቅጻል መብጽኣን ህድርን ስውኣትና ክስብ እብ መወዳእት ኣብ ጉንኪ ኣሌና። ሃብሮሜ። 👍💐💐🙏
Waya sister and brothers all eritran peoples gad bless thank
ጅግንነታዊ ታሪኽ እሞ ድማ ምስ ሙሉእ ትሕትና ብዝወዓሎ ሰብ ክግለጽ ከሎ ክንድይ ይምቅር።እዚኣ ኣላትና ወይ ድማ ኣብዚኣ ዊዕለ ክንብል ዘይንኽእል ሰባት ድማ ማሕበራዊ ሜድያ ከነደሩኖ ከሎና ድማ ክንደይ የሰልቹ። ናይቶም ጅግነት ብብዝሒ ዝሳተፍዎ ፌስቲቫላትን ጽንብል በዓላትን ዝዕቅንዎ ፉንፉናት ሰባትን እሞ መግለጺ የብሉን።ብዝኾነ ኤሪሳት ንተበግሶኹም የመስግን።ጅግና ሓፍትና ሂወት ድማ ሙሉእ ጥዕናን ዓወትን ይምነየልኪ።
ንብዓተይ ምቑጽጻር ሲኢነ
Tnx titi & hiwet amlak yebrkn nice medeb u
አህ ንስክን ዶ ኣብ ስደት ምሰፈርክን ንስክንስ ከቢርክን ኣብ ዓድክን ምነበርክን እንበር
እዋይይ ኣደይ ባዓልንስክንሲ ከቢርክን ብኮፍክን ምበላዓክን እንበር ስደት ዶ ምወጽእክን
ግን ብጣዓሚ ጽብቅ የቀኔልና ተገዳለይት ኣደይ ሂወት
ሰላም ሰላም
እዚ ኹሉ ተጋዲልካስ ንስደት😥😥 እግደፋውያን መዓልቶም ቀሪባ እያ።
ተሰፋ ዘይሙቅራጽ ❤️🙏🇪🇷 አጆኪ አጆና 👍❤️💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless you my sisters. Hiweta bijgninetkn hibunat ena tarikh senidkn ekhn. Enquae tarikh AB mizintaw abtshaki. Nay shaebiya niskhin tfelteo biabiu .nay jebha 1978 gn tarikh endiyu aygelexkiyan jebha aridomulu zineberu difaat keyhaberu bi leyti (moliqom) gedifomo nhzbawi serawit bi xelai
Ab kebeba kiatu geromo kemti 1977 ab salina slezi zantaki tium eyu bah zebil sikifta gn kigdef alewo himaqn tsbuqn tarikhna eyu. Selamkn yibzahh.
ነዚ ብኢሰያስን ሰዓብቱን ክብሪ ዝሰኣነ ጅግንነትን ዕዙዝ ሃገራውነትን ብተለቪዥን ኤሪሳት ምቅሪቡ ኣዝየ ሕጉስ እየ።
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ናይመንኩም ሰሚዕና ናይመን ክንገድፍ ጀጋኑ ኤርትራ እስኺ ጽብቅቲ ሐፍትና መዓርግ ተዋሂብክን ጽሩራ ብጸሩራ አብ ሃገርክን ክትከብራ ኔሩ ዝግባእ ደሐን ተስፋ አይንቆርጽን ለባም ሕልና ዘለዎ መንግስቲ ክመጸና እሞ ንኹሉኹም ጀጋኑ እተዉ ዝብል ሐደ ምስላ አሎ ወዮ እምኒ ጠሐለ ወዮ ክቦ አንጻህለለ ዘብ ዝና ጢሒልኩም ሰብ በዓል ክቦ ኸአ ሐለፍቱኹም ኢሎም ተኾይጦም አየ ኤርትራ ብኻዶ ሽማ ኤርትራ ተዘይ ከውን እህህህህህህጅግና ሐፍትና ክብርቲ ኢኺ 💪💪🙏🙏❤❤🇪🇷🇪🇷💪🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
50:30 Amanuel weldemichael ቦጥ my cousin ጅግና ::
Walaka warsay yikalo mibal Bzuh des zibleni antezeykone, gina ati hasabay gina n Warsay ka interview giberilom. Kulom jeganu ayom gin ka gidayat eyom.
ታሪኽ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ሰውራ ኤርትራ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ከምዚ ሕጂ ገለ ብቱኻት ሕልና ኣልቦ ዝብልዎ ዘይኮነስ ብሓቂ ዘኹርዕን ዘስደምምን ታሪኽ ኢዩ ዘለወን።
ምኽንያቱ ቃልሲ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ብፍላይ ኣብ ህግሓኤ ኣንጻር (3)ሰለስተ ጸላእቲ እየን ተዋጊኤን።
ንሳቶም ካኣ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ደርግን ኣባታዊ ልዕልናን ባህርያዊ ሽግርን ተቃሊሰን እየን ነዚ ዝስዓር ዘይመስል ዝነበረ ስርዓት ደርጊ ምስ ብጾተን ተቃሊሰን ኣኽሊል ዓወት ዝጨበጣ።
ስለዚ ክብርቲ ሓፍተይን ብጸይተይን ተጋዳሊት ሂወት ዝሃብቶ መግለጺ ብወገነይ ንታሪኽ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢለ እየ ዝገልጾ።
Wela hji eu kame u zelo qesanet yelon hij keman kay geded
ንስክስ አብ ልበይ ሰፈርክ 🙏
እዚ ሓቀኛ ታሪኽ ናይ ገድልን ተጋደልትን ነቶም ብዓይኖም ዘይራኣዩ ልቢ ወለድ ወይ ሕንቅል ሕንቅሊተይ ኢዩ።
They have to listen and learn history when the adults tell them their history. Most of the time history is to study and learn not to live in.
Ajoki Hayku gigna ezi win kihalf eyu kem zihalefu
ናይ 20 ጥቅምቲ 1978 አብ ካርቱም ዝተገበረ ስምምዕ
Hiketa malet well agambosa aitereseyo
Ert 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🆘🆘😊
Ezi zhalefe fluy ktamni zetsegm eu bekye mare kndey kebid neyru bhlfi ab keren degatemom nay ta ade dbeleto my god kla thben nzelalem bebotatkan adetatkan dgeberwo jigninet etim keytesewu zterefu gin kikebru adom kof kblu mtegebom gin
ሰብ ኣይትእመን ጥራይ ኣብ ሕጊ ኢመን?ኣብ ሰብ እምነት ኣርእዮሙና ኢዮም ባዓል ኣስያስ ኮብላልያ ቀይሕ መርዛም ተመን!?
Eri-Sat እንታይ ኢዩ ጸገምኩም
ጋዜጠኛ ዘይብልኩም ዲኩም እዛ
Sat ጀሚርኩማ?
ነዚ ሰሚዕኻስ ነዚ ህሉው ኩነታት ክትሪኦ ከለኻስ
ነዚ ዓመጺ ስርዓት ደሕደርዎ ጽሌኢ ብሩህ መጻኢ ድባሓሉስ ኣብፌስቡክን ኦንላይን ኮንካ ነዚ ታሪኽ ክድምስሱዎ ምሕሳቦም የሕዝን እዩ
ኣነ ከሓትት ደልየ ደለኩ ዝከነ ሰብ ክቅተል ከሎ ስለምንታይ እንታይ ገሮ ይቅተል ኣሎ ዝብል ትብሉ ዶ ነርኩም
ኣብዚ ሕጂ ግዜስ ኣብ ግዜካ ኣሎንዶ እቲ ምቕታል። ሓቲትካ ትፈልጥ ዶ?
@@berrak3105 ኣነ ዶሞ ምስ ህግደፍ ኣለኮ እየ ክሓትት ደሊካ
gebrihiwet tesfay :-[ ተጋዳላይ ተኽለ ሚካኤል ተስፋሚካኤል (ቁሱን) ኣብ ሳሓለፈ ሶሙናት ኣብ ኤሪሳት ቃለ ምሕተት ኣብ ዝገበረሉ ግዜ ሰብ ተቐቲሉ ከም ምስጢር ሓዝዎ እንተ ተባሂልና ንሕዞ ኔርና ኢሉ ተዛሪቡ ኔሩ
እንተ ዘይራኣኻያ ኣብዚ ቻነል ኣላትካ
Gebrihiwet tesfay
Tezeyhaleka nierka....
@@berrak3105 ያ ጽቡቅ ኣለካ ነረ ግን ኣነ ክህሉ ከለኩ ግን ወዲ 15 እየ ነረ ዋላውን ስግብ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ደይ ነበርኩ ከምይ ገረ ክሓትት
Bezaba heluw nesab hij bezahlefa kenzareb sekafa sheger yemtse alo
ፕሬዝደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ለCGTN, Arabic Service ከሰጡት ቃለ-ምልልስ የተወሰደ!!
በአማርኛ ተተርጉሞ እንደቀረበው
"…በሕይወትህ የተደሰትክበት ቀን ላልከኝ፣ እንደ መሪ ሳይሆን
እንደ ግለሰብ ብዙ ማለት ይቻላል። ዩንቨርስቲ የገባህበት፣ ትዳር የያዝክበት፣ ልጅ የወለድክበት፣ ደርግ የወደቀበት ወዘተ።
በአጥንትና ደሜ ምዬ የምናገረው ግን አሁን ከኢትዮጵያውያን ወንድሞቻችን ከተስማማንበት ቀን የላቀ ደስታ የለኝም። ለዚህም አብይን ላመስገነው እፈልጋለሁ።
እኔ አርጅቻለሁ። ብዙ ዘመን የለኝም፣ በአብይ አመራር ግን የወደፊቷ ኤርትራ ጉዳይ አያሳስበኝም።
ወያኔ ብዙ ቢናገርም እኛ ለኢትዮጵያውያን ነፃነት እንጂ ክስረት አስበን አናውቅም።
ናይኤርትራ ጸገም
ናይህዝቢ ኤርትራ ድዩስ ዋላ ናይተጋደልቲ ዋላስ ናይዋርሳይ ?
ኣንታ ተጋዲልኩም እንታይ ኣምጺእኩም ኢሉ፡ ሓደ ጺሒፉ ሬኤዮ እሞ፡ ንሕና ንሓርነትን ንናጽነት ኢና ትቃሊስና ፡ግን ናጽነት፡ ማለት መሬየት ኣውሒስና፡ ናሓርነት ኢሎም እውን ክንደይ እዮም ጠፊኦም ኣብዚ ምርብራብ፡ እቶም ንጥቅሞም ዘቀድሞም ተዓዊቶም፡ ስለዚ እዚ ዝሓለፈ ወልዶ ጉቡኡ ገይሩ፡ እዚ ኻኣ መስርሕ ናይ ቃልሲ እዩ፡ ናይ ቃልሲ ዘይትፈልጥ እንተኾንካ ተመሃር፡ ቂድሚ ኣልታዊ ሓሳብ ትህብ፡ ህግሓኤ- ከምኡ ተሓኤ ዲሞክራስያውያን ባእታታት ኣብ ክልቲኡ ውድብ፡ ማእላያ ዘይብሎም ጀጋኑ ጠፊኦም እዮም፡ ስለዚ መንእሰይ እንተኾንካ ጉቡእካ ግበር፡ ዕድመ ዝደፋእካ እንተኾንካ ግን ኢዶም ዘይሓወሱ ካብቶም ብኣፍ ቸለ ኣይትኹን። ሰላም ምሳኻ
ኣቱም ብሩኻት እዛ ካርታ ናይ ኤርትራ ኣብ መእተዊ ትጥቀሙላ ዘለኹም ዘይተስተኻኽልዋ ኢኹም ክንደይ ግዜ ክንሕብረኩም ኢና