"ገጣሚ ባህሪ መልኣክ ኣለዎ'' - ኣቤል ጉዕሽን ራህዋ ፀጋይን - ካልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 25

  • @ashenafidimtsu1768
    @ashenafidimtsu1768 วันที่ผ่านมา

    አቤል ብጣዕሚ በሳል ሰብ ራህዋ እዉን በሳል ባዓልቲ ገዝኡ

  • @EFAmulualem
    @EFAmulualem 2 วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ናይ ባሓቂ ዓብይይይመልእክቲ ብትክታክ ቢዚ እናገበረ ንሶም መፅሓፍ እዮም ዘንቡቡ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @mihrethaile1361
    @mihrethaile1361 4 วันที่ผ่านมา

    ውይ ሜሪየ መዓረይ የቀንየልና።ለነ ራህዋና አቤል ጽቡቅ ናይ ሓዳር ዘመን ይግበረልኩም።

  • @richochewa7653
    @richochewa7653 3 วันที่ผ่านมา

    Beautiful Program Merisho 🙏🙏🙏👍👍👍
    Bless Both beautiful Couple ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🌹🌹🌹

  • @الو-ث2ج
    @الو-ث2ج 4 วันที่ผ่านมา

    ቀፅልሉ ሜሪየይ ብጣዕሚይ ደስ ባሃሊ መደብ እዩ❤❤❤

  • @GereJana
    @GereJana 5 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ቀዳማይ መደብ ደስ ይብል❤❤

  • @abebahailu2037
    @abebahailu2037 3 วันที่ผ่านมา

    ንኣቤል ብጣዕሚ ዘድንቆ ክዛረብ እንከሎ መፅሓፍ ዘንብብ ዘለኹ እዬ ዝመስለኒ ናይ *ንእሽተይ ዓብይ* ክብሪ ይሃብካ መፃሕፍትኻ ተዝረኽቦም ደስ ምበለኒ የቀንየልና ትግራይ ከማኻ ዓይነት ዉላድ ስለዘለዋ።

  • @selam12121
    @selam12121 4 วันที่ผ่านมา

    ሓዳሮም ፈጣሪ ኣብዚሑ ይባርከሎም 🙏❤️❤️❤️ ብሓቂ ደስ ዝብልን ዝተምሃርኩሉን ፕሮግራም 🙏🥰🥰🥰የቅንየልና ሜርሾ

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb 5 วันที่ผ่านมา

    መርሓባባባባባባ ሜሪሾ ማራ ደስ ዝብል መደብ

  • @Alemwerqi_melles19
    @Alemwerqi_melles19 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤Ajoka ab qelebetka mshat aytbetshen eza jegna elala eka zeymno sebeyti hizka

  • @MegabitTilahun
    @MegabitTilahun 5 วันที่ผ่านมา

    Beautiful couples and Interview🎉

  • @girmaygtsadik7176
    @girmaygtsadik7176 5 วันที่ผ่านมา

    ዋው!!!

  • @ShewitHadgu-hv9fw
    @ShewitHadgu-hv9fw 5 วันที่ผ่านมา

    Rahwish lebam iya ,ab kelamino zifelta nueshtey Haftey. I am happy for you

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 5 วันที่ผ่านมา

    Nice program 👍❤

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MegabitTilahun
    @MegabitTilahun 5 วันที่ผ่านมา

  • @BelaGubj
    @BelaGubj 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @elsagebretatiyos9941
    @elsagebretatiyos9941 5 วันที่ผ่านมา

    🎉❤😊

  • @addonyabel7240
    @addonyabel7240 3 วันที่ผ่านมา

    ኣቤል ካብ ኩሉ ዘድንቐሉ። እዚኣ ሓግዘኒ ኢልካዮ ዝኽእላ እንተኾይኑ ብዘይ ወዓል ሕደር እዩ ዝቕበለካ። ንኣብነት ፅሑፋት ክእረመልካ ላዕልን ታሕትን ካብ ትብል ንኣቤል ምሕታት ትቐልል። ብውልቀይ ስለ ዝሓገዘኒ ጥራይ ኣይኮንኩን። ቅኑዕ ሰብ እዩ።
    ኣቤሎ ሰናይ ሓዳር ይግበረልካ።
    "መተማ ሓሚማ" ትብል ግጥምኻ ኣዝየ እየ ዝፈትዋ

  • @SelamKidane-ob1rk
    @SelamKidane-ob1rk 5 วันที่ผ่านมา +1

    በስማኣም ከምዚ መሳጢ ኣይራኣኩይ ብ ሃንቀውታ እየ ላተፅበክዋ ነይረ

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 4 วันที่ผ่านมา

    ጋዜጠኛ ሰብ ሀዳርን ኩሉኩም አድናቂኩም እየ::ብጣእሚ መምሀሪ ግልፂ ወግኢ ንኩሉ ሀዳር ዘለዎ ዝተፈላለዩ ሀዳር ንዝሀስቡ መምሀሪ እዩ::ህብረተሰብ ካብዚ ናይ ትግራይ ፓለቲካ ዝተፈልየ ፕሮግራማት ክበዝሁ ቡዙህ ጊዜ ምሀብ ህውየት ህብረተሰብ ምምፃእ አብይ አስተዋፅኦ ስለዘለዎ ብዝሁታ አጀኩም::

  • @ShewitHadgu-hv9fw
    @ShewitHadgu-hv9fw 5 วันที่ผ่านมา

    Lebamat

  • @EyerusKfle-x7u
    @EyerusKfle-x7u 4 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @edenhagos4705
    @edenhagos4705 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @ElsaHalefom-e6v
    @ElsaHalefom-e6v วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤