ድላይ ልባ | dlay lba መንፈሳዊ ምርኢት ብ ቤ/ት/ስ/ ኮከበ ገዳም ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ፡ ገጀረት new 2024 movie

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 128

  • @tewoldegebrewold2632
    @tewoldegebrewold2632 11 หลายเดือนก่อน +16

    ቃለ ሂወት ኣዝዩ መሃሪ ዝኮነ መንፈሳዉ ደቂ ኣቡነ ገብረምንፈስ ቅዱስ ገጀረት ናይ ኣጎልጉሎት ዘብንኩሙ ይባርክ ንዝተበተና ስድራቤታት ሃገርና ብመንፈስን ብስጋን ይኣኻኽበና አግዚኣቢሄር ኣምላኽና እትቅርብዎ መደባት ኣዝዩ መሃሪ ዝኮነ ዩ ሞ ቀጽልዎ ብፍላይ መንፈሳዉ ድራማ ንወዲ ሰብ ኣዝዩ ኣስተዋጻኦ ዘለዎ ስለ ዝኾነ ካብ ናይ ዓለማዉ ፊልም ምራይ ገለ ተገላገለና ናይ ሎሚ ትዉልዲ ብድጋመ ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna btami abay mharit menfeswit film❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏😊

  • @awetemba466
    @awetemba466 9 หลายเดือนก่อน +1

    ፀጋ ልዑል እግዝአብሔር አይፈለኩም፡ቃል ሂወት የስመዐልና፡ልቢ ብዝቅይር መልክዑ አሚሂርኩምና፡እግዝአብሔር ይመስገን፡፡

  • @behonest7199
    @behonest7199 11 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋት። ኣዝያ መሃሪት፡ ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩኻተይ።
    እወ ኣይንወጽእን ካባኺ ኢዮሩሳሌም፡
    ንሳ እንድያ ግርማና፡ ንሳ'ወ ሓጎስና
    ንሳ መመክሒትና፡ ንሳ ብርሃንና
    ብዘይ በኣኣ እንታይ ተስፋ'ለና።
    ክብሪ ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላክ
    ምስ ወላዲቱ ድንግል ማርያም ኩሎም ቅዱሳንን!!❤

  • @RobelRezene-g5k
    @RobelRezene-g5k 11 หลายเดือนก่อน +6

    ቃል ህይወት የስማዓልና ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎትኩም ይባርኸልኩም ❤❤❤ ኣብዛ ቅድስቲ ኣደ ዝኮነት ቤት ጸኒዕና ክነብር እግዝኣብሄር ይደግፈና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Merhosenay-kr5sp
    @Merhosenay-kr5sp 11 หลายเดือนก่อน +4

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኮከበ ገዳም ከም ወትሩ ማሃሪ ዝኾነ ትሕዝቶ ዘለዎ ኢና ንርኢ ኩሉ ግዜ ኣዝዩ ማሃሪ ዝኾነ መንፈሳዊ ድራማ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ይባርኸልኩም ካብዚ ንላዕሊ በርቲዕኩም ክትዓዩ ኣምላክ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣሜን።

  • @habtemicheal4048
    @habtemicheal4048 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 11 หลายเดือนก่อน +2

    ጸጋ የብዝሓልኩም ስድራ ልዑል ኣምላኽ በሓቂ ልክዕ ኣብ ህይወትና ዘጋጥም ገሊጽኩምልና ቃለ ህይወት የስመዓልና!

  • @edenmeasho
    @edenmeasho 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና የሕዋት ብሐቂ መሀሪት እያ አብ ልብና የሕድሮ 🙏

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ህይወት የስመዓልና የሕዋት ፀግኡ የብዝሓልኩም።
    ንኩልና ኣብ ስደት ዘለና የሕዋት ንብዓት ወላዲትና ሪኡ አምላክ ናብ ገዛናን ናብ ስድራናን ይምለሰና ኣካክቦ ይፍጠረልና።

  • @ረሓሲሙሉጌታ
    @ረሓሲሙሉጌታ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TdrfhjgdffVczd
    @TdrfhjgdffVczd 9 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና እ/ር ኣምላኽ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ኣሜን (3) ❤

  • @MerryMerry-b4r
    @MerryMerry-b4r 8 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስመአልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም ኣግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና፥ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና፡ ዘለናዮ ዘመን ፈታኒ እካ እንተ ኮነ እግዚኣብሔር ዝሐዘ ሰብ ግን ዝሐፈረ የለን ፥ኣጆኩም ቀጽልዎ ብተስፋ ዝጋዓዝ ሰብ ብዙሕ ክሰርሕ ይኽእል እዩ ፥ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይበርኽ እግዚኣብሔር ኣሜን

  • @haileabeyob9312
    @haileabeyob9312 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕድሮ አምላኽ፡ ጸግኡ የብዝሓልኩም አምላኽ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw 9 หลายเดือนก่อน

    እግዝብሕር አምላኽና ዝሰኣኖ የለን ተመስገን አምለኸይ ቃል ሂወቲ ያስመዐልና❤❤❤

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 9 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አምላክ አቦይ ሐደራካ ብምሕረትካ ጠምተና❤

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde8642 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላከ ቅዱሳን ናይ መንጉስቱ ወረስቱ ይግበረና
    ናብታ እነፍቅራ ምቅርቲ ሃገርና ብሰላም ክመልሰና ገጽ እንፈትዎም ስድራና ክንስዕም ፍቃድ እግዚኣብሄር ይኩን ኣብ ጾሎትኩም ዘክርና ኣምላከ ቅድሳን ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🌿🙏🌿🙏🌹🙏🌹🙏🌿🙏🌹🙏🌿🙏🌹🌿🙏🌹

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን❤❤❤ ኣሜን🎉🎉🎉ኣሜን ❤❤❤

  • @Mesgung7
    @Mesgung7 11 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን ፫
    ዓስቢ ድኻምኹምን ዓስቢ ጻርኹምን
    መድኃኔዓለም ክርስቶስ ይኽፈልኹም
    እግዚአብሔር ንኃጢአያት እንበር
    ንኃጢያተኛ አይጸልእን እዩ::

  • @Eri1991-love
    @Eri1991-love 9 หลายเดือนก่อน

    btamie des tibil meharit yehawat fetsari b aynu mhretu ytsemtena

  • @trhasteklesion7850
    @trhasteklesion7850 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤
    ቃለሕወት የስመዓልና ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ጥበብኩም የብዝሓዮ
    ካብዛ ኣመናዊት ዝኮነት ሃይማኖትና ንከይ ንፍለ ኣምላክ ይሓግዘና
    እመ ብርሃን ጽላላ ተጽልለልና
    ኣጆኩም ቀጽልዎ ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ❤

  • @elsaembaye1019
    @elsaembaye1019 11 หลายเดือนก่อน

    እንቋዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ ኣብጸሓና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም ገብረመንፈስ ቅዱስ ብቃልኪዳኑ ይሓልወና ጸግኡ የብዛሓልኩም እዞም ደቀይ ይክበር ይመስገን መድሃኔኣለም ኣቦይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @SemharGrmay-wj7tj
    @SemharGrmay-wj7tj 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ይስምዓልና❤❤❤

  • @letushgaltigray2022
    @letushgaltigray2022 9 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራተይ ፀግኡ የብዘሐልኩም❤❤❤

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍትዋት ኣሕዋት

  • @filmontesfay3647
    @filmontesfay3647 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና፣ እግዚአብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ፡ ኣዝዩ ምሃሪ ነፍስካ ክትፍትሽ ዝገብር ትሕዝቶ ዝሓቆፈ ዩ፡ ኩሉ እተቅሩብልና ዘለኩም ስለዚ ቀጽልዎ ክብሐኩም ይፈቱ፣ እግዚአብሔር ንቤተ-ክርስትያናን ንህዝብናን ንሃገርናን ይባርክ ይቀድስ። ❤

  • @ReYt-lj9jl
    @ReYt-lj9jl 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜንኣሜንኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @feruz2535
    @feruz2535 3 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ብልበይ በኽየ ምጽጋብ ስኢነ😢😢😢😢😢😢 ጎይታ ሓድነቱ ይስደደልና ናብታ ቅድስቲ ቤት ይምለሰና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RobelTeklu-r1e
    @RobelTeklu-r1e 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣምላክ ድላይ ልቢ ቤተክርስትያናን ድላይ ስድራናን ይስማዕ❤❤❤❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤

  • @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
    @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ 11 หลายเดือนก่อน +2

    Amiennn qale hiwet yesmeAlna EgziabHier xegue yebzHalkum kuburat sdra🙏⛪🙏

  • @grmawitteklit1414
    @grmawitteklit1414 11 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዓልና!!!
    እግዚኣብሄር ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም!!!
    ፍጣሪ ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ!!!

  • @fhtyrgdh8630
    @fhtyrgdh8630 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰምዓልና

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 9 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኹም ክቡራተይ ንዓና ኣብ ስደት ዘለና እዉን ብስላም ምስ ስድራና ይኣኻኽበና ኣሜን 🤲😢

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 10 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስምዕና ክቡራት አሕዋትና 🙏🙏🙏

  • @SosanHabtehans
    @SosanHabtehans 8 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስምዓና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም እግዚኣብሔር ጥበቡን ምስትውዓሉን ሂቡ ናብታ ምጭውቲ ቤትናን ቤት ኣምላኽናን ክንመላለስ ይደግፈና ❤❤❤❤

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 11 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna ✝️🙏❤️💒❤️❤️

  • @ghenetghile3642
    @ghenetghile3642 11 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 8 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት ይስምዓልልና ቡሩካተይ የሕዋተይ ምጭዋት ንስኩም ሕሩያትን ምሩጻትን ኢኩም ምስ ትፈትውዎም ስድራኩም እብ ትፈትውዋ ዓድኩም ኣብ ቅዱስ ቤት ኣምላክኹም ኣእምረኩምን ልብኩምን ከይተበከለ ትነብሩ ኣለኩም ንኣሕዋትኩም ኣብ ስደት ዘለና ጾሎት ግበሩልና ናብቲ ቅዱስን ቡሩክን ሃገርና ከይጠፋእና ክንምለስ ብጾሎትኩም ዘክሩና ❤❤

  • @SelamKiflom-p2n
    @SelamKiflom-p2n 9 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen pal hiwet yesmalna burukat yehwatey

  • @ቅሳነት-ጐ5አ
    @ቅሳነት-ጐ5አ 8 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ✅ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐና ፀጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ክንደይ ደስስስ ይብል 🎉🎉🎉🎉

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu355 9 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብል ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሜን ✝️

  • @tmnitemha7679
    @tmnitemha7679 6 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሕዋት ብጣሚ ማሃሪት ሰሚዕና ንጸድቅሉ ሕልና ይሃብና

  • @ዮርዳኖስገብረትንሣኤ
    @ዮርዳኖስገብረትንሣኤ 11 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ቡሩካት ደቅና አቢ መልእቲ እዩ ቀጽልዋ መድሀኒአለም ብጥበቡ ይምራኩም አሜን ❤

  • @fgfggh-fo6qj
    @fgfggh-fo6qj 9 หลายเดือนก่อน

    አሜንአሜንአሜን🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @kasay67
    @kasay67 11 หลายเดือนก่อน +2

    🎉ብዝያ መኃሪትን መሳጢትን መንፈሳዊት ፊልም፡ቃል ሕይወት ንኹሉም ኣባላት እዛ ፊልምን ደቂ ማሕበርን❤

  • @maden1044
    @maden1044 7 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስማዕልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rufta-jv8ep
    @rufta-jv8ep 9 หลายเดือนก่อน

    Amen. Amen. Amen 🙏 🙏 qalehiwet yesmialna

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 11 หลายเดือนก่อน

    Fetari edmen tenan yhabkum yehwatey qale hiwet yesmaelna

  • @ሕሰመይዛዝሞ
    @ሕሰመይዛዝሞ 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ንስምኩም ኣብ መጽሓፈ ህይወት ይጽሓፎ ንዓና ከኣ ብጸሎትኩም ዘክሩና

  • @سلامسلام-ض8س
    @سلامسلام-ض8س 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሕልኩም ❤❤❤❤❤

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu2634 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😅

  • @semerefishaye
    @semerefishaye 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቃል ሕይወት የስመዓልና ፍትዋት ማሕበር፥ሳሚ ሓውኩም ናይ ስደት እየ፣ብናፍቆት ስድራይ ዝተቀለኩ፣ብሓቂ እንዳ ነባዕኩ ወዲአያ እዛ ድራማ፣በሉ እስኪ እግዚብሔር ዝሰኣኖ የለን እሞ፣ገጽ ንፈትዎም ስድራናን ቅድስቲ ሃገርናን የርእየና፣ንስኩም ክኣ ሓደራኩም ጸሎት ግበሩልና፣ብስጋ እካ እንተፈለና ብመንፈስና ግን ካብ ኢየርሳሌም(ቤተ ክርስትያና)ከይንፍለ ሓደራኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና።

  • @wezantamene5308
    @wezantamene5308 9 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስማዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FebFeb-w4r
    @FebFeb-w4r 11 หลายเดือนก่อน +1

    Kale hiwet yesmialna!

  • @Salam-in7ct
    @Salam-in7ct 9 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዐልና🤲

  • @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ
    @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ 11 หลายเดือนก่อน

    ኩቡራት ስድራና ርሑስ ጥምቀት ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሰላመይብኣኻዩናተይጎይታ
    @ሰላመይብኣኻዩናተይጎይታ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና።

  • @yordanoskahsay1652
    @yordanoskahsay1652 11 หลายเดือนก่อน

    Qale hiwet yesmalna Egziabher xega ab leli xega yebzhalkum sdetna yehxiru bhbret msakum kenemesgn nabta nnafqa bietna ymlesena

  • @Hintsamehari
    @Hintsamehari 11 หลายเดือนก่อน

    Qalhiwet yesmealna amlak nay zemen agolgulotkum ybark.

  • @niyatyohannes5572
    @niyatyohannes5572 11 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmialna ❤ egziabhier xeghu yebzhalkum brukat yihwatey ❤💒🌸🙏 bitami miharitin tesfa thibin menfesawi film♥️

  • @eritrea2748
    @eritrea2748 9 หลายเดือนก่อน

    Xego ybzhalkum yehwat edmen tenan yhabkum fetari sedetna tewdiau ntehakakufelu gzi yfterelna🎉🎉🎉🎉

  • @ابراهيم-ث6ب3ه
    @ابراهيم-ث6ب3ه 7 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ❤

  • @Selamamanuel-v5c
    @Selamamanuel-v5c 10 หลายเดือนก่อน

    Amen kale hiwet yesmalina

  • @Ksanet-t4i
    @Ksanet-t4i 11 หลายเดือนก่อน

    Amen qale hiwet yesmalna egziabher xegu ybzhalkum kburat yhwatna❤❤❤

  • @MariyameyEmeamlak
    @MariyameyEmeamlak 11 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmialna yehwatey egziabiher nay agolgulot zemenkum ybarkelkum

  • @ksanettekleab8927
    @ksanettekleab8927 11 หลายเดือนก่อน

    Qal hiwet yesmealna azya meharit ❤

  • @jddjffdjdjrg6569
    @jddjffdjdjrg6569 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ይሁንልን ይደረግልን ቃል ህይወት ቃል

  • @rahwasamuel8693
    @rahwasamuel8693 11 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስምዓልና ኣምላክ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርክ❤❤❤

  • @MmMajo-o7b
    @MmMajo-o7b 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወትየስመዐልና❤❤❤❤❤❤

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 9 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የሰመዐልና❤❤❤❤

  • @SaymonDebesay-s1f
    @SaymonDebesay-s1f 11 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዝሃልጁም

  • @ማርያመይኣዶጎይታ
    @ማርያመይኣዶጎይታ 11 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመአልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 🥺😌❤️❤️❤️❤️

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 11 หลายเดือนก่อน

    Nay behaki qale Hiwet yesmealna kuburat Ahwatna Egzabhier amlak tsegu yebzehalikum

  • @eultedros
    @eultedros 11 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዓልና❤

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 7 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወቱ የስመዓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @-zc2px
    @-zc2px 11 หลายเดือนก่อน

    Amen qal hiwet yesmealna❤

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje2967 11 หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yesmalna mahberkum mahber kdusan ygbero abetu ymlesena fetari

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ 11 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ❤️ ፀጋ ኣምላኽ የብዝሓልኩም ✝️😍🌹

  • @SabaGidey-c4w
    @SabaGidey-c4w 11 หลายเดือนก่อน

    Egziabihier nay agelglot zemenkum ybarik

  • @banatekleheklehaimanot7112
    @banatekleheklehaimanot7112 11 หลายเดือนก่อน +1

    Kal hiwet yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom 11 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋት ቀጽልዎ❤❤❤

  • @hiwethiwet9827
    @hiwethiwet9827 6 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FebFeb-w4r
    @FebFeb-w4r 11 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabher nay agelglot zemenkum ybarikelkum!

  • @AkberetTseghanes
    @AkberetTseghanes 2 หลายเดือนก่อน

    egziabhier xiga yebzhalkem ❤❤❤❤amen 🙏 amen 🙏 Amen 🙏

  • @issakisback2239
    @issakisback2239 10 หลายเดือนก่อน

    Qal hiwet yesmealna nay bhaqi nay kulatna selam bietna Egziabhier ymleselna

  • @sinazeru9795
    @sinazeru9795 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣወሩጓልተዋህዶ
    @ኣወሩጓልተዋህዶ 7 หลายเดือนก่อน

    ቧሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና

  • @maryameymaryamey7964
    @maryameymaryamey7964 11 หลายเดือนก่อน

    Nay agelglot gizekum ybarek enda gabrna ❤❤❤❤

  • @mulugetanega6783
    @mulugetanega6783 11 หลายเดือนก่อน

    Kale hiwet yasmielna Ftwat yhwatey ❤❤❤❤❤

  • @soliyanaestifanos8874
    @soliyanaestifanos8874 11 หลายเดือนก่อน

    Kale hewet ysmealna ❤❤❤❤❤

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @segenberaki5944
    @segenberaki5944 11 หลายเดือนก่อน

    Kali hiwet yesemalina kuburat yehewatey

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 8 หลายเดือนก่อน

    ✝️✝️✝️💚💛❤️✝️✝️✝️

  • @teklithadgu3489
    @teklithadgu3489 11 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @ereyadey3975
    @ereyadey3975 11 หลายเดือนก่อน +1

    Kale hiwet yesmalna kokobe gedam❤❤🤍🥺

  • @lemlemlele4220
    @lemlemlele4220 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @ksjsbhjhsh2201
    @ksjsbhjhsh2201 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤💒

  • @salamaas5943
    @salamaas5943 9 หลายเดือนก่อน

    😢✝🙏📖

  • @ጉድፈላ
    @ጉድፈላ 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤