The God we worship himself is with his chosen ones, so are you telling us we should stand with the other side, those who stood together to eliminate the descendant of Abraham, Jacob and Isaac from the faces of the earth, so my brothers and sisters in christ, I believe this is a spiritual battle between God side and the other side and we are God's side always so , we stand with israel 🇮🇱 and we ask God's mercy to be upon the innocent civilians specially the children.
What do you mean? We believe in The God of Israel, the holy one of Israel. As a true Christians, it’s obligation to stand with Israel what is mean Genesis 12:3 as an example. Those who don’t care about Israel are those who 13:36 accepted replace theology.
I suggest Esrael is so small nation and law population, Esrael doesn't mean so strong but Esrael is a landmark of holy platform of God's acts and his commandments since the creation of man, As all 16 prophets of old testament, 12 disciples 4 evangelists and many Men and women of God.This makes it that makes Esrael different than others. But Arab moslems are of big population and big land, They didn't try to respect God's land and his commandments for salvation.
ተባረኽ ፓስተር ቴድሮስ!! እዚዩ እቲ ሓቂ። ንሕና ወገን አምላኽ ኢና🙏🙏
ፖሥተር ቴድሮሥ አዚዩ ብዙሕ እግዚአብሔር ይባርካ ! ቀፃሊ ሒዎትካ ብትሕና ብትዕግሥቲ አገልግሎት ሐይሊ እግዚአብሔር ይብዘሐልካ ! የሡሥ ምሣኻ ኢዩ !!
ኣምላኽ ይባርኽካ ፓስተር ቴድሮስ፥ ብጣዕሚ ዘገርምን ሓቅን መግለጺታት ተዛሪብካ። ቤተ ክርስትያን ምድሓን ንኹሉ ሰብ ዝብል ዓቢ ተልእኾኣ ረሲዓ ኣብዚ ብዙሕ ሰብ ዘህልቕ ዘሎ ኲናት፥ ንምድሓን ሰብ ኣብ ክንዲ ትጽልን ትምህለልን፥ ወገን ሓደ ኮይና ህዝቢ ሞይቱ ናብ ሲኦል እንዳኸደ ሓንቲ ዘይስምዓ ክትከውን ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ። ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ እዮም፥ ፍቕሪ ንኹሉ ሰብ ዝብል ከም ዝተጻሕፈ፥ ከምጺ እንተተሳኢንና ዕላማና ረሲዕና ኣለና ማለት እዩ። ኣምላኽ በቲ ዘልኣለማዊ ፍልጠቱ ብዛዕባ ምምላስ እስራኤል ዝበሎ ኣሎ፥ ናትና ዕላማ ኣብ ዘመን ምልኣት ኣህዛብ ዘለና ግና ወንጌል ክንነግር እዩ እምበር፥ ኣብ ኲናት ብሓሳብ ድዩ ብኣካል ክንሳተፍ ኣይኮነን።
ብሓቂ ብሓቂ አምላክ ዝፈትዎ ሕቶን መልሰን
ጎይታ ይባርክኩም
ደቂ አምላክ
ፓስተረይ ኣብዚ ስለዝራኣኩካ ደስ ኢሉኒ ተባረከለይ
God blesse you pastor Tedi
ኦሪት ዘፍጥረት 12
¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
¹ እግዚኣብሄር ድማ ንኣብራም በሎ፤ ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ እንዳ ኣቦኻን ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ኣቢልካ ውጻእ።
² ንዓብዪ ህዝቢ ኽገብረካን ክባርኸካን ከኣ እየ፡ ንስምካውን ከዕብዮ እየ፡ ንበረኸት ድማ ክትከውን ኢኻ።
³ ንዚባርኹኻ ክባርኾም፡ ንዚረግመካ ድማ ክረግሞ እየ። ዓሌታት ኵላ ምድሪ ድማ ብኣኻ ኪባረኹ እዮም።
ዋውውውውው ጹቡቅ በልካ ፓስቶር ተዲ
Very nice and great teaching bless you 🙏
God's covenant never breaks to Israel.obiedence better than sacrifice
Shalom pastor tedi. Ezi kienat nay brhann xelmatn kienat eyu. Ab hezkiel 38 and 39 abrihulna alo. Ezi nayey rieto eyu. Thank you tebareku.
አብ መንጎ እስራኤልን ብድሕሪ ፍሊስጠማውያን ዘሎ ውግእ አብ መንጎ
እግዚአብሄርን አብ መንጎ ሰይጣን እዩ?
እዚ ማለት ግን ብዘይ ዕረፍቲ ክንፅልየሎም ይግባእ?
Goyta ybarkla paster
Wawwwww kilta birukat jeganu sebat nay amlak sebat tebarku we love you more ❤❤❤❤❤
ጎይታ ይባርካ ቴዲ
Ne Amlak nemesgeno sile Eti abaka zelo xega Amlak pastor teddy. You are blessed 🙏 🙏 ♥️ ♥️ ♥️ ♥️ ♥️
እሰራኤል እግዚአብሔር ክዋጋአላ አለዎ እሰርኤል እግዚአብሔር ደቁ እዮም ዋላዃ ንእየሱስ አይፍለጥዎ በቲመከራ ግን ናብአእምሮኦም ክመልሶም እዩ ሐለዋ ክበዝሐሎም ዝክእልዎ ሐይሊ ይሀቦም የአብርሃም የይሳቅ የያቆብ አምላክ የመርደኬስ አምላክ ይባርኾም ይሐልዎምንዓአቶም አውን ደሙ አፍሲስሎም እዩ
Pastor Teddy totallt you missed the point.
Isreal has promise 100%
ሰለዚ እስራኤል ከትጥፍኦ ዝደልየት የለን ኢራን ግን ንእስራኤል ከተጥፍእ ደቃስ የብላን።
እቲ ቀንዲ እቲ መሰረት ናይ ኢዚ ኩናት እንታይ ሙኻኑ ምፍላጥ የድልየና ፍልስጤማውያን from the river to the sea ናትና ይብሉ ብዓል ኢራን ድማ ብወግዒ ካርታ እስራኤል ክትድምሰስ ኣለዋ ኢላ ስለዚ እቲ ውግእ እግዛእብሄር ዝሃቦም መሬት ኣይናትኩምን እዩ ብምባል እዮም ዝዋግእዎም ዘለዉ ስለዚ ንሓሳብ እግዛእብሄር እዮም ዝዋግእዎም ዘለዉ ስለዚ ኣማኒ ምስ ሓሳብ እግዛእብሄር ከይገራጮ ጥንቃቄ የድልዮ
❤❤❤❤❤ተባረኹ የሕዋት
ኣግዚኣቢሄ ር ኣሎ ምስኦም እንበር ካብቲፕረዝደንት ናይ ኢራን ብ ዘይ መላሲ ኣዉያት ኣብበረካ ተሪፉ። ካብዚ ዚዓብ ታኣምር የለን
Zegerm meglexi God bless u
ቴዲ ሓወይ ጅግናና❤
Neti hito(questions) bitikikil timilis yelekan
❤❤
Paster tediy jgna ❤❤
Egzabeher zemenkum kulu yebark . 🙏🙏🙏🙏
Bzuh kurnae ekum alielkum tebareku ❤❤❤
ኪዳን እግዚአብሄር እንተዘይከውን እስራኤል ብሂትለር ዝወረዶም ĵenocide ሐደኳ አይምተሮፎምን ኔሩ አማኒ ድማ ደጋፍን ተቃዋሚን ዝብሀል እዚ ናይ ፖለቲካ አይኮነን እቲ ግዱስ አማኒ ጸሎት ጥራሕ እዩ ዝገብር ብሉይ ኪዳን ሎሚ አይሰርሕን እዩ ካብ ዝብሉ እንተኾንካ ብጣዕሚ ተጋጊኻ አሎኻ መንፈስ ቅዱስ ብዛዕባ እዚ ነገር ክገልጸልካ ጸሊ ሰብ አይተጋግዩ አብዚ መጨረሽታ ጊዜ
አስራኤል ንዘልኣለም ትባረኽ ንአስራኤል ኢና ንድግፍን ወገን አስራኤል ድማ ኢና ንሕና አቲ ና ሓንጎልካ ሓሳባት ንዓኻ ይኹንካ ክንዲ ኣይሂ ዝኾነ ሚሳኤላት ናብ አስራኤል ክድርበን ህያው አግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ከምክኖ አንዳ ርአኻስ ወገን ኣይንሕዝን ኢና ትብል አምበር ዶኸ ኪዳን አግዚኣብሄር ይርድኣካ አዩ ንስለ ዘረባ ኢልካ ኣይትዛረብ አንድሕር ዘይበሰልካ ሱቕ ክትብል አኮ መሰልካ አዩ
The God we worship himself is with his chosen ones, so are you telling us we should stand with the other side, those who stood together to eliminate the descendant of Abraham, Jacob and Isaac from the faces of the earth, so my brothers and sisters in christ, I believe this is a spiritual battle between God side and the other side and we are God's side always so , we stand with israel 🇮🇱 and we ask God's mercy to be upon the innocent civilians specially the children.
It is amazing is flow of holy spirit
Tebareku
Tebarek tedi hawena❤❤❤
God bless you all.
What do you mean?
We believe in The God of Israel, the holy one of Israel. As a true Christians, it’s obligation to stand with Israel what is mean Genesis 12:3 as an example. Those who don’t care about Israel are those who 13:36 accepted replace theology.
Gega eyu ezi nay Amlak Agenda aykonen Amlak Abraham niesrael yhliwa alo hijiwun
Giega rdiet hizu alo Paster Tedi. Emo bibel giega u belena enber.
Tebarek tidi hawna❤❤❤
Tebareku Tebareku Tebareku Tebareku
ተዲ ሓውና ኣምላክ ይባርኩም፡እዋናውን ኣገዳስን ትሕዝቶ ዘሎዎ ኔሩ ፡ኣብ ካልኣይ ክፋል ብሰላም የጽንሓና ፈጣሪ ኣሜን።
I suggest Esrael is so
small nation and law population, Esrael doesn't mean so strong but Esrael is a landmark of holy platform of God's acts and his commandments since the creation of man, As all 16 prophets of old testament, 12 disciples 4 evangelists and many Men and women of God.This makes it that makes Esrael different than others. But Arab moslems are of big population and big land, They didn't try to respect God's land and his commandments for salvation.
Eway hefret paster takel tenki antisemitic movement mereda sinka amlak isreal ayneka yekfet ab amlak neutral zebahal yelen wegen haki mehaz tiray eyu
Has he asked a question "why Iran wants to destroy Israel?why Iran always says Israel should be erased from the map of the world?
So disappointing to hear this from pastor tedros and he studied theology from Grace.Obiedence is better than sacrifice.
መጀመርያ ንእስራኤል ደሓር ንዓካ እዮም ከጥፉኡካ ሕልሞም.
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Pastor tegage aleka
🌹🌷😍🙏🏽🙏🏽🙏🏽👍🌹
እቶም ካብቁጥዓ ተምልጦም ደቀአቦና እዮም
ጴንጠ መሰልቸውቲ ክርስትያን ከማን ኣይኮንኩምን
ግብ 1:6-9
ሽዑ ተኣኪቦም ከለዉ፡ ጐይታይ፡ በዚ ወርሓት እዚዶ ንእስራኤል መንግስቲ ኸተቕንዕ ኢኻ፧ ኢሎም ሐተትዎ።ንሱ ኸኣ፡ ኣቦ ብስልጣኑ ዝመደቦ ዘመኑን ጊዜኡን ክትፈልጡ ናታትኩም ኣይኰነን።
መንፈስ ቅዱስ ናባኻትኩም ምስ ዚወርድ ግና፡ ሓይሊ ኽትቅበሉ፡ ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ኲላ ይሁዳን ኣብ ሰማርያን ክሳዕ ወሰን ምድሪ ምስክር ክትኰኑኒ ኢኹም፡ በሎም፡ እዚ ምስ በለ ድማ፡ እናረኣይዎ ዐረገ፡ ካብ ኣዒንቶም ከኣ ደበና ተቐበለቶ።
ኣንቱ ሰባት ቀዳምነት ብዓይኒ እምነት ዘይኮነ ክትርእይዎ ዘለኩም ብዓይኒ ሰብ ፍጥረት ኣምላኽ ከምዃኖም ጥራሕ ሕጅ እዚ እስራኤል ትገብሮ ዘላ ብዓሰርተታ ኣሽሓት ህይወት ናይ ደቂ ሰባት ትቀዝፍ ዘላሲ ቅኒዕ እዩ ማለትኩም እዩ ጽባሕ ንግሆ እስራኤል ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብዙሕ ዋጋ ከኽፍላ እላ ::
ኣብ ሻድሻይ ወንጌል ዮውሃንስ ኣነ ብስም ኣቦይ መጻእኩ ኣይተቀበልኩምምንን ካልእ ብስም ርእሱ ክመጽእ እዩ ክትቅበልዎ ኢኩም ኢልዎም ይብል ኣሎ ኣነ ድየ ዝጋገ ዘለኩስ ንሱ እዩ ምዕራፍ ተጋግዩ እስኪ ስምዕዎ ኣሕዋት !
Nihina tsegi Israel 🇮🇱 ayina amilkhana win tsegi Israel ayu bible kemxingerena so sytifirah paster kuluna chrstians tsegi 🇮🇱 ayina feral aytikun
kla geguy paster
መን ኢዩ ፓስተር ኢሉ ቀቢእዎ?እዚኣ ኢያ እታ ናተይ ሕቶ? ምኽንያቱ እዚ ናይ እስራኤልን ፍልስጤምን ዘሎ ምትፍናን ሓደ ተራ ኣብ ትምህርቲ ዕቤት ዘሎ ኣማኒ ዝምልሶ ኢዩ። እዚ ሰብ እዚ ግን ምናልባት እቲ መሰል ናይ ውልድነት ዝረኸቦ ኮይኑ ኣይስምዓንን። ገና ኣይበሰለን፡ ዕድመ ጥራይ ኢዩ ወሲኹ ኣብ ህይወቱ።
❤❤❤❤
❤❤❤❤