#ኣክሱም_ጽዮን_ማርያም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 389

  • @gedamtube
    @gedamtube  2 วันที่ผ่านมา +38

    ዝኸበርኩም ቤተሰብ subscribe ምግባር ተሓባበሩና 👏እንኳዕ ኣብፀሓኩም

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 2 วันที่ผ่านมา +19

    ተመስገን ፈጣሪ ናብዚ ዘብቀዐና ኣደዋይ ማርያም ብዓልቲ ብዝሕ ዉዕለታይ ተመስገንኪ ካብ ሞት ናብሂወት ዘብቃዕክኒ ዘይርሰዓ ዕለት 21 ሕዳር ተመስገንኪ ኣደዋይ ማርያም እንኻዕ ኣብፀሐና ደቂ እመብርሃን ኣሕዋተይ መዓረይ ኣብመላእ ዓለም ለለና ድቂ እመብርሃን ኣሕዋተይ ዓመት ንዓመት ይዕቆረና ፈጣሪ ኣደዋይ ማርያም ሓደራኪ ሓጥያተይ ሓድኪ ቤተ መቅደስኪ ንምስላም ኣብቅዕኒ ዘክርኒ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @makitube-m3x
    @makitube-m3x วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አመን አሜን እንኳዕ ብሰላም ንቅድስቲ ድንግል ወላዲት አምላክ አብፀሐና ፆለትክን አይፈለየና ክቡራት ወለድና አሜን 🙏❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ
    @ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳን ኣሕቢሩ ኣብጸሐና አሰይይይይይይይ ክንደይ ደሰ ይብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 2 วันที่ผ่านมา +21

    እስመ አልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚአብሔር😢ካብቲ ኩሉ ችግርን መከራን ተሪፍኩም እንኳዕ ናብዚ አብቅዐኩም ፍፁም ሰላም ይግበረልና

  • @تيههنينني
    @تيههنينني 2 วันที่ผ่านมา +6

    ፆሎትክን ኣይፈለየና ወለድና ❤❤❤🎉🎉

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 วันที่ผ่านมา

    ኤሜንኣሜን ኣሜን ኣልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤ ትሓግሰ ኣለኹ ብገበሪት ሰናይ ዲንግለይይይይ❤❤❤❤❤

  • @ይሳካልይሆናልምኞቴ
    @ይሳካልይሆናልምኞቴ วันที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ንዚ ንምርኣይ ኣብቀዐና ተመስገን አምላክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 2 วันที่ผ่านมา +5

    ተመስገን ፈጣሪ ኣሰይ ዕልልልልል ኣሰይ ዕልልልልል ኣሰይ ዕልልልልል ኣደዋይ ማርያም ብዓልቲ ብዝሕ ዉዕለታይ❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ
    @ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን እልልልልልልል❤❤❤❤❤

  • @SaraKoo-ql6qz
    @SaraKoo-ql6qz 2 วันที่ผ่านมา +5

    አሜን አሜን አሜን አስይይይይይይይ አብ ጾሎት ኩም ዘክሩና ናይ ጽዮነይይይ በረከታን አማላድነታን አይፈለየና ብስመ ስላሴ ደስ ክብል ብተሓጉስቲ ነቢዐ በረከርኩም ይሕደረና አብ ስደት ዘለና ለ ስደትና አፂረ ናብ አፍደገ ቤትኪ የብቀዐና❤❤❤❤

  • @FalmalAlnwi
    @FalmalAlnwi วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልልልል እነቃዕ ንሕዳር ፆዮን አብፀሐና🙏🙏🙏

  • @mili12619
    @mili12619 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመስገን ንዙይ ንምርኣይ ስለ ዘብቀዐና🙏

  • @سلامسلام-ن4ر
    @سلامسلام-ن4ر 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣዴታትና ፀሎትክን ኣይፈለየና

  • @ብሬዩተብ
    @ብሬዩተብ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን ናብዚ ዘብቀዕና ካብዚ ኩሉ ሸግር ወፂእና ሰላም ለኪ ፅዮነይ በረከትኪ ኣማላድነትኪ ኣይፈለየና አብ ሰደት ዘለና ለ ሰደትና ተሕፀረልና ናይ ዓመት ሰባት የብለና❤🎉

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo วันที่ผ่านมา +1

    ማርያመይ ናብ ኣፍደገ መረባኺ የብቀዐና👏👏👏👏🙏🙏🙏👏🙏👏🙏 ምህረይ ብርኽ እንቃዕ ኣብፀለና ንኩላትና ህዝበ ክርሰትያኖ❤🙏🙏🙏🙏

  • @beyo510
    @beyo510 2 วันที่ผ่านมา +2

    ጸሎትክን ትስምዕዬ ድንግል ማርያም

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 วันที่ผ่านมา +2

    *_ናይ ወለደና ፀሎት አይፈለይና ሰደትና አሕፅሩ ናብ ቤተ መቅደሱ የቀልና❤🌹🙏🙏🙏🙏_*

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse5892 2 วันที่ผ่านมา

    ወላዲት አምላክ ንብዓትና ሓብስዮ

  • @BellaG-h9d
    @BellaG-h9d 2 วันที่ผ่านมา +2

    ፀሎታትክን በረከተ ወላተ ኣምላክ ናይ ወለድና ተፀሎት ይብፅሃና መምህር ፀጋይ ሃወይ እሜተብርሃን ፀጋካኣ ተብዝሃልካ

  • @انا-ع3غ9ج
    @انا-ع3غ9ج วันที่ผ่านมา

    ኣሜን እንኳዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤👏
    ፅዮነይ ኣፍደገኪ ንምስላም የብቀዐና❤👏

  • @ሰላምሰላምሰላም-ቈ2ሸ
    @ሰላምሰላምሰላም-ቈ2ሸ 2 วันที่ผ่านมา +11

    እንቓዕ ብሰላም አብጽሐና ሐደራ ናይ
    ።ሰረቅቲ ነገር። ተጠንቀቁ መናእሰያት አክሱም ብ ቅድስቲ ማርያም ሽም ሐደራ። ገዳም ሚድያ ተባረክ

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 2 วันที่ผ่านมา +1

    ፀለትክንን ምህለላክን ትስመዐክን ድንግል ፅዮነይ ናይ ዓመት ሰባት ትበለና በረከታ ይሕደረና እልልልልልልልልልልል🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @frweyankelaey4525
    @frweyankelaey4525 2 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን አሜን አሜን እንዃዕ ሓቢሩ አብፀሐና ናይዓመት ሰባት የበለና

  • @AfghjDghjk
    @AfghjDghjk 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን

  • @Mihira-o5t
    @Mihira-o5t 2 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን አሜን፫ እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ናይ እመብርሃን ኣዴና ፆሎታን በረኸታን ኣይፈለይና ኣብ ስደት ዘለና ለ ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ🙏💜

  • @ghbnv8684
    @ghbnv8684 2 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀና ተመስገን ዳዓመታ ብሓጎስ ይምለሰና ዳዓድና 👏👏👏❤

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 2 วันที่ผ่านมา +1

    ፆሎትክን ኣይፈለየና ክቡራት ወለድና ፅዮነይ ሩፉታ ልበይ ❤❤❤❤

  • @Hafi-Enter51
    @Hafi-Enter51 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፆሎትክን ይመላለኣና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ 2 วันที่ผ่านมา +7

    እንኳዕ ናብ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሕዳር ጽዮን ኣክስም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና #orthodox 🙏💚#ደሙርኒ እባ❤😊

  • @بسمالله-ظ3ص8ف
    @بسمالله-ظ3ص8ف 2 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚኣቢሄር ይባርኩም ኣሕዋተይ ድንግል ማርያም ትሓልኩም ኣሜን🙏🙏🙏💓

  • @TKLITANGESOM
    @TKLITANGESOM 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዕልልልልልልልልልልል ተመስገን እመቤተይ ፀሎተን ኣይፈለየና ክቡራት ኣዴታትና❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @muluKldu
    @muluKldu 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አሜን በረከትኹም ይሕደረና😢

  • @fthi3585
    @fthi3585 วันที่ผ่านมา

    አስይ አስይ አደታትና እግዚአብሔር ፆሎትኽን ይቀበለልኽን ድንግል ማሪያም ትደግፍኽን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏❤️

  • @Brhan-u1s
    @Brhan-u1s 2 วันที่ผ่านมา +1

    እግዝኣቢሔር ኣምላክ ይመስገን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ልዓመታ ሰባት ይበለና

  • @T8Gz-rq9st
    @T8Gz-rq9st 2 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ጎይታ ልኡል እግዚአብሔር🙏💜

  • @BbrhnTrgv-e3o
    @BbrhnTrgv-e3o 2 วันที่ผ่านมา

    ፆሎትከን ኣይፈለየና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MeargDesta-e1t
    @MeargDesta-e1t 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tselotkn ayfeleyena kburat adetatna🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @AllBaad-p4m
    @AllBaad-p4m 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 วันที่ผ่านมา +6

    እሰይ ደስ ክብል ታሪ ቐይሩ እግዝአቢሄር አብ ገዛ አዲኡ ቅድሚ 4 ዓመት ዝሓለፈ ስቃይ ሰቖቛን ሕዚ ናብዙ ፍፁም ብርሃን እዚ ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ይመስገን 🙏✝️❤️🙏✝️❤️ 🥰🥰🥰🥰

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 วันที่ผ่านมา +1

    መምህር ፀጋኡ ለባም ሰብ እግዝኣብሀር ኣሜላኽ ዘይ ዊዳእ ፀጋ ይዓዲልኻ❤❤❤❤❤

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኻዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ክቡራት ወለድና❤❤❤

  • @alialii8730
    @alialii8730 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️✝️✝️🙏 🙏

  • @muluabeba4416
    @muluabeba4416 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣደይ መዓረይ ጸሎት ልመናና ተቐበሊና 🙏🙏🙏

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይይይይይ እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ክቡር ህዝብና ዝተባረኸ ህዝቢ ኣክሱም ጽዮነይ ብሰላም ስደትና ኣሕፂርኺ ናብ ደገ ሰላምኪ የብቀዐና 🙏🙏🙏

  • @Alice-kr5op
    @Alice-kr5op 2 วันที่ผ่านมา +3

    አሜን እንካዕ ብሰላም አብጻሐና ናብ አደና ቅድስት ድንግል ማርያም በዓል 🙏🙏🙏❤️

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 2 วันที่ผ่านมา +1

    እካዕ ናብ ሕዳር ፄን አብፀሐኩም ጀጋኑ አሕዎትና

  • @gfvh8175
    @gfvh8175 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🥰👏👏👏

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot 2 วันที่ผ่านมา +2

    Amennnnnnn🙏🙏🙏 xoltken yehdrna kbuerat adetatna❤❤❤

  • @LetebirhanAtsbeha
    @LetebirhanAtsbeha 2 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ናብ ፅዮን ማርያም በዓል አብፀሐና። ፀሎት ኩሉ ተጓዕዝትን ተመሃለልትን ፀሎት ፈጣሪ ሰሚዑ ንኹሉ ህዝቢ ምሕረት የውርደልና። እዞም እግሪ ዝሓፅቡ ዘለው ፈጣሪ በረከቱ ይልኣኸልኩም። መናእሰይ ትሕትና እዞም አሕዋት ይማሃሩ።

  • @ementseyon652
    @ementseyon652 2 วันที่ผ่านมา +8

    ነዚ ለዋህ ህዝቢዶ እቲ ኹሉ መከራ ምተገብኦ
    እቱ እምነቶምን ፅንዓቶምን ይገርም
    ፅዮን ኣደይ ኣነም መፅየ ክሳለመክስ ስደተይ ኣሕፅርለይ

  • @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
    @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና በረከትኩም ይሕደረና
    ናይ እመብርሃን ፅዮነይ ረዲኤታን በረከታን ኣይፈለየና 🤲 ንኣናውን ስደትና ተሕፅረልና ቤታ ክንሳለም

  • @kdsngrmdhn565
    @kdsngrmdhn565 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ክብር ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩን ተመስገን መዳሃኒ ኣለም ኣቦይ❤

  • @LieltiyGirmay
    @LieltiyGirmay 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Adeway mearey yhabk ❤❤🎉🎉🎉

  • @hiwetghebre8958
    @hiwetghebre8958 2 วันที่ผ่านมา +2

    Weladite AMLAK DNgl Xlotkin tsmaekin kburat Adietat ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏☦️☦️☦️

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣስይ እልልልልልልልልልልል ናይ ዓመት ሰባት ትበለና ❤❤❤❤❤

  • @ኤልሻዳይነውገታየ
    @ኤልሻዳይነውገታየ 2 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ዙኩሉ ችግር ሓሊፉ ናብዚ ንመርኣይ ዘብቅዐና ተመስገን እመ ኣድናይ ❤❤
    ፆሎትክን ትስመዐዮ ፆዮን ኣዶ ጎይታይ ኣዴታትና ❤❤❤

  • @brananai8977
    @brananai8977 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ተመስገን ተመስገን ተመስገን

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 2 วันที่ผ่านมา +1

    መምህረ ጸጋይ ምሲ መሳረሕትካ አምላኪብይባረኩም

  • @عليا-ظ2ح
    @عليا-ظ2ح 2 วันที่ผ่านมา +2

    ጸጉሸይ ዮነይ ሓደራኺ ስደትና የሕጸረልና

  • @አመፍቅርአናቴነፍሴኣደራ
    @አመፍቅርአናቴነፍሴኣደራ 2 วันที่ผ่านมา +2

    በረከትኩም ይብጸሐና ህዝብና

  • @Gevrvby
    @Gevrvby 2 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ተመስገን ኣምላክ ጽዮነይ 🙏🙏🙏

  • @بسمالله-ظ3ص8ف
    @بسمالله-ظ3ص8ف 2 วันที่ผ่านมา +1

    😍😍😍😍😍

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 2 วันที่ผ่านมา +3

    መምህር ፀጋይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንዃዕ አብፀኩም ✝️👏💚💚💚

  • @meksebtesfamaryam8232
    @meksebtesfamaryam8232 2 วันที่ผ่านมา +3

    Alllllllllllllllllllllllallllllllllllllllllllllll agziabiheir amlak tegeu yebzhalkum atdelywo zebele hasab lbukum yesmrelkum btaemi des zbl❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Genettadese-j6x
    @Genettadese-j6x 2 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን አምላኺ ላብዝ ዳብፃሕኻና

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤እልልእልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉አሜን አሜን አሜንአሜንአሜንአሜን አደታትና ❤❤❤❤❤ ፆሎታትኪን የካፍ ልና ፍጣረ አባና 😢😢😢😢😢😢

  • @MihretEtsay
    @MihretEtsay 2 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን እንኳዕ አብፀሓኩም አብፀሓክን ንመላእ ህዝብና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 2 วันที่ผ่านมา

    ታዓዲልኩም በረከትኩም ይሕደረና

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 2 วันที่ผ่านมา +2

    እልልልልልልልልልልል ሩሑሲ ብዓልሕዳረጺዮን ኩልኩም ደቂ ትግራይ ከምዙይ ንዓመተ ትግራይና ምሉእ ሰላም ገሩ ይዕቂረና

  • @kuwaitkuwait-my7je
    @kuwaitkuwait-my7je 2 วันที่ผ่านมา +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን. ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ከምዚ ናዕመታ ከምዚ ለሚ ይእቅረና

  • @ምቅናይጥዑም
    @ምቅናይጥዑም 2 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገንካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ናብዚ ዘብፃሕካና🙏 ፅዮን ማርይም ብሰላም ዓድና ትምለሰና ንቤታ ምስላም እውን የብቀዐና ❤🙏

  • @utsr5458
    @utsr5458 2 วันที่ผ่านมา +3

    እልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ማርያም ብዓልቲ በዝሕ ዉዕለታይ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 2 วันที่ผ่านมา +4

    አሜን አሜን አሜን ፀሎትኽን ፅዮነይ ትቀበልኽን ኽቡራት ወለዲ 🙏❤️

  • @segenasfaha7694
    @segenasfaha7694 2 วันที่ผ่านมา +2

    Bereketkum yhderena 🌼😊✝️

  • @21ድግልማርያሞእናቴ
    @21ድግልማርያሞእናቴ 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre 2 วันที่ผ่านมา +1

    ንዓመታ ብሰላም ይፅንሕና ተመሰገን ንዘ ዘርእካና

  • @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
    @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ วันที่ผ่านมา

    ፅዮነይ ንዓመታ ከምዚ ኣነ ድክቲ ሓጥያተኛ ውልድኪ እውን ስደተይ ኣሕፂርኪ ናብ ቤትኪ ኣብቅዕኒ❤አሜን

  • @nony0040
    @nony0040 วันที่ผ่านมา

    ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤❤❤❤❤

  • @ድንግልኩንኒዋሕስይ
    @ድንግልኩንኒዋሕስይ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን እመ ብርሃን አደይ ❤❤❤

  • @HiHi-gx6bi
    @HiHi-gx6bi วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤እልልልልልልልልል

  • @HyatHyat-v6h
    @HyatHyat-v6h 2 วันที่ผ่านมา +1

    እልልልልልልልልልልልልልልልል ankaai abtsehena nametawi kbre bal nay adena kdsti dngl maryam amen amen amen❤❤❤

  • @ተመስገንፈጣሪኣምላኬ
    @ተመስገንፈጣሪኣምላኬ 2 วันที่ผ่านมา +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ማርያም ብዓልቲ በዝሕ ዉዕለታይ ተባረኩ 😍😍🥰🥰☘️🤲🌷🌹🙏🙏🙏🌹👏🌿🌷☘️

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 2 วันที่ผ่านมา

    Axum tsion tseb taterachu❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 วันที่ผ่านมา

    ገዳም ሚድይ እግዚአብሄር ሙጉስ ይሃብኻ አንታ ጀግና ይግብኦ እዩ ብሃቂ እግዚአብሄር ብርታዒ ይኩንካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 2 วันที่ผ่านมา +2

    እልልልልልልልልልልልልልልል እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና ❤❤❤❤❤❤

  • @DanuFiseha
    @DanuFiseha 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተመስገን🙏🙏🙏

  • @teklithabtai4433
    @teklithabtai4433 2 วันที่ผ่านมา +2

    Bereketkn yhderena kburat adetatey eme brhan xelotkn tsmaekn🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 2 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen enkae ahbiru abtsehena memhrey❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 วันที่ผ่านมา +2

    Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Selhm. Tigray. ⛪🙏🙏🙏❤️✔️

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abrhetabay6417
    @abrhetabay6417 2 วันที่ผ่านมา +3

    እሰይ እልልልልልልል እንኳእ አብጽሐና ክቡራተይ

  • @shewit3442
    @shewit3442 2 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ክብል ዓመት ዓመት ትምኒት ብቻ ገይሩና ስደት😢

  • @gvvcccc1938
    @gvvcccc1938 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳን አብሮ አደረሰን ፅዮን ማርይም እናታ❤❤

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 2 วันที่ผ่านมา +2

    ስደትኳ እንተኾንኩ ግን ዳርጋ ምሳኹም ዘለኹ እየ ነዚአን ንክርኢ ዓይነይ ዝኸፈተለይ ፈጣሪ ምስጋና ይብፅሐዮ❤❤❤❤

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 2 วันที่ผ่านมา

    እንካን ኣደረሳቹ ኣረሰን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 2 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ኣዴታትና ንበራልና ❤❤❤እስይይይ ዕልልል ናይ ሐዝስ እንታይ ኢና ዘይደርፊ ምህልላ ዘይንፈልጥ

  • @alemfitsum1542
    @alemfitsum1542 2 วันที่ผ่านมา

    ኣደታትና እድ ኣምላክ ትስማዕክን እልልል

  • @እመብርሃንዋሕሰይ-መ9ኘ
    @እመብርሃንዋሕሰይ-መ9ኘ วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን አዴታትና አሕሕሕሕ