ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Kbret amare azye eye zednkeka eti karakter nay kbret kulu giezi bxubuq eyu zfxmo🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
"ገለ ዓይነት ፊልም 💯%"ድርሰት💯ተዋሳእቲ💯መልእክታ ግን ከቢዳ ሔዉ። በስመአብ 🙏
ካብ ክሳርኡ መኽሰቡ እንተ በዚሑ ፍትሓዊ ገበን።ለካ ፍትሒ ከተንግስ ኢልካ ወፊርካ ዘይፍትሓዊ ሙኻን ኣሎ ሮቢ ሓወይ ቃላትካ ረዘንትን መሰጥትንዮም ከምኡ ስለ ዝኾነ ከኣ ጽባቀ ስራሕካ ጎሊሑ ካብ ርሑቅ ይጥመት ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ከም ትመጽእ ኣባኻ እምነተይ ምሉእዩ❤❤❤
ይበል ኣጠቃቅማ ቃላት ናይ ብሃቂ ናይ ብሉጻት ብልጽቲ❤❤❤❤❤❤
ንክብረት ርእየ እየ መፂአ❤
ዋላ ኣነ❤😁
ማሻላህ ኢልና ኢና❤ ንኣማንኤል ተኽለ ምስ ረኣኹስ ዕትብ ዝበለት ስራሕ ያ ትኸውን ኢለ ገሚተ ሞ ኣይከሰርኩን ከኣ
መሳጢት ፊሊም🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፍትሒ ጎደለ ድኻ ተበደለ*ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም ያ ፡ ብጣዕሚ ብቅዓት ዘለኩም ተዋሳእቲ ፡ እንተኾነ ግን ስነጥበባዊ ኣብ ጎድኒ ውጹዕ ህዝቢ ደው ኢሉ ነቲ ብዘይ ሚዛናዊ ፍርዲ ንዓመታት ኣብ ሽላታት ንዓመታት ኣብ ቃንዛን ኣውያትን ዝሳቐ ዘሎ ፡ ብከምዚ ዉሑሉል ጥበብ ኣብ ጎድኑ ደው ተበልካ ዩ ሕልናኻን ባህታ ዝስምዖ። ብዝያዳ ድማ ብህዝቢ ክብሪ ትረክብ። ፍትሒ ነቶም ኣብ ጸልማት ንዓመታት ኣብ ጎዳጉዲ ዝሳቐዩ ዘለዉ የሕዋትና ። ውድቀት ነቲ ብዘይ ፍርዲ ኣልቦ ንህዝብና ዘሳቂ ዘሎ ጨኳኒ ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ
Wawwww bitaemi xbuk srah robey jigna 💪💪💪♥️♥️
ንፋዕ ደራሲ ሓያላት ተዋሳእቲብጣዕሚ መሳጢት ፈልሚ ካልኣይ እንተ ትገብሩላ ጽቡቅ ነይሩ።
ቃላት የብለይን ንደራሲ ዝከዉን ኣዝያ ብልጽቲ ስራሕ እያ።ደራሲ 100%ዳይርክተር 99%ተዋሰእቲ 90%
ጽብቅቲ ግንበት 24 ከም እታ ናይ ገርኩም ኸተብዕልዋ ንርእየኩም ይግበረና ደቂ ዓበይቲ
ዓሚ ማለትይ እየ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ
በጃኹም 2 ይ ክፋል ክንጽበ ኢና❤❤ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ንፉዕ ፈራዲ❤❤❤😢
ROBI CONGRA GOOD JOB ❤❤❤❤❤❤❤
I think we need part 2 please please
Btaemi zdnek srah👏👏👏!
Nay bhaqi fithawi geben adniqekum fetanit film eya good job guys keep going love you ❤
ዋውውውውው ሮበል ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዘብላን መሃርትን 2 ፍልምታት ተዓዚበ ኣለኩ ብርዕካ ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
እታ ካለይቲ ባ ኣርእስታ ንገረና ...
Kbert neakazekewen adenqot qalt yewhedni etikulgez tesrho qeneanaka qexelo🎉🎉🎉🎉
ኣብሪሂሞ (ጌ2) አቲ ወርቃዊ ድርሰታትካ ፊልሚታትካ ክሬኦ ምጣዕሚ አየ ዝሃርፎ። ብጣዕሚ ደንጉኻና ኣለኻ መምህር ሂወተይ ።
ስሚዒት ናይ ሰባት ኣጥሂልካ ሕልሚ ኣዩ አልካ ከተውጽኦ ነታ ፍሊም ክምትጸላ ምግባር ኣዩ ብጣኣሚ ኣዩ ሃሳዪ
ዋውውው ናይ ኣዲስ ኩሉ ግዜ እንድየ ዝነቅፈኩም ኔረ ሕጂ ግን ኣድኒቀኩም ቤላ ስራሕ ሮቢ ብናተይ 100/100 ኣማን ባኣማን ሓየት ❤❤❤❤❤
Robi Robi Robi nay behaqi film❤❤❤❤❤
well come good job keep it
ሰላም አሪትራውያን፣ክብረት ዳኣ ካብ ማአሰርቲ ወጺኡ ድዩ።
Ewe
Ehi ka nay dhan atbika mhtat
❤❤❤❤❤❤❤www helna malet
Meharit film ❤❤❤❤❤❤
ክብረት ኣማረ 💯👌😢
ሮቢ ዓርከይ ናይ ብሓቂ ኩሉ ድርስተትካ ረዚንን ማሃርን ኢዩ ቐጽሎ ዝዓርከይ ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዋዋዋዋ ገለ ዓይነት ፍልሚ❤
adman tanan yeahbkem ftari❤❤❤❤❤❤ Dipe erey
ብሉጽ ዓርኪ ። ብልጽቲ ፊልም🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
just woww beqa deqi erey xebukat❤
መሃሪት ፊልም ፍትሕን ሕግን ተሳነይቲ እዮም ኣብ ሃገርና ግን ፍትሒ ምጉዕጻጽ ኣማራጺ ክከውን ግድን'ዩ። ሃገርና ብምልኪ ትምራሕ ኮይና። ፖሊስን ወትሃደርን ስራሕተኛ መንግስትን ክሳብ ዝጣየስ ሓሚሙ ጸሚሙ በዓል ቃልኪዳኑ መንግስቲ'ዩ።
What a Movie Robi Keep It Up ❤❤❤
Wawwwww❤❤❤❤❤ btaemi xbkti Film
ዋዉ ናይብሓቂ ቡሉጹ ዓርኪ ❤❤❤❤❤
መሰጢትን ማሃርትን ፍልም ❤❤🎉🎉
Waww ❤❤❤❤
ዋውውውው🎉❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
Zbelest film nice job❤
መሳጢት ፊሊም❤❤❤
Betami mestit filim robtey jegna qexlo bro❤❤🎉
Wawwwww Good job❤❤
wawwwww ኣይካኣልኩን ኣዚያ መሳጢት ፊልም ❤
Wwww bteami xbuq srah robi hawey ❤❤❤
ካብ ክሳርኡ መኽሰቡ ተበዚሑ "ፍትሓዊ ገበን" ኣስሚረላ ለኹ
I love the movie 😍❤
waww bela ስራሕ ደቂ ኤረይ ጻዓዱ ❤❤❤
Wawww gele ayent kab lebiiii❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Wow nice film.........🎉🎉 eti ab eritrea ko ksrah zeykl film msrahkum btami ymesgn. Bzh aynet wex'ata alo ab bkemzi aqribkum neti seb ktmhru ylabewekum........... good job......
Well done nice movie thanks so much
Well done 👍
❤❤❤❤❤❤❤ beami xbqti Srah qexuluwo
Xbuk srah
በጃኹም 2ይ ክፋል ክንስበያ እና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Haylie View
❤❤❤🎉🎉
ሮቢ መቸም ብፍሊምካ ተጣራጢረ ኣይፈልጥን የ good job keep up it❤
እቶም ዝፈትዎም! እዚኦም ዘለዉዎ ፊልም ደስ'ዩ ዝብከኒ 🎉🎉
ኦው ተብዓታይ ሰራሕ ናይ ብሓቂ ብራቮ ❤
Robi good job ❤
Wawww betami des tebl❤❤❤
Great Movie Robi❤
welcome My bro
Ata eza kebret kab mesajen nab mesjen ebr kolel abiloma kkk so nice job 👌👌👌
wawe artist yerus welcome ❤❤❤❤❤
😢😢😢👍👍✅
መወዳእታኣ ግን ከተርእዩና ኔርኩም ንኽንደይ ተፈሪዶም እንታይ ይመስል እቲ ፍርዶም ገለ 😢😢😢
ኣብ ኤርትራ ዶ ኣሎ ኢዩ ቤት ፍርዲ ፖሊስ ይወስዱካ ድሕሪኡ ዝዝክረካ የለን ወዲእካ
Entay koynu eyu zeyeleke lokmax
ችድ ድርባይ ኣበይ ኣሎ ቤት ፍርዲ
@@brhaneyemane2695ሔዉ እዛ Comment😭😭😭
Waww betami blxti serah derasi dircter betami nefuuu tewasaeti betaemi nfuattt xbuk serah kexlwoo
Welcome back deqi eri ❤
Wwwww niccc film
Wawww
Good job ❤❤❤
Wwww Robi ❤❤❤
Wellcom robiti
Nay bhaki smesetetni filim
Welll come brooo
Wawwwww❤❤❤❤❤❤❤❤
Xubuq srah qexlwo gn qurub hlklak ente zhlwa mesatit mkonet kemti nay qedem nay adna film anyway xubuq srah ms buluxat tewasati qexlwo fuluy kornae eyu kemzi aynet srah kqxl alewo 👏👏👏
Waw ❤
ካብ ፈተነ ይሰዉረና ፈጣሪ"
Nice movie❤❤❤
ሕጊ ፈትሊ ያ ገዳሞት ክኣ ሓገግታ ዮም ዘፍርስዋ ናይ ብሓቂ
❤❤❤❤❤nic film kexlo Robi hawey
❤❤❤❤❤🎉
ካብዚ ንላዕሊ እየ ዝጽበ ካባኻ ሮቢ ሓወይ፡ ኣዝያ መሃሪትን መሳጢ ዋሕዚ ዛንታን ምስ ብሉጻት ዓየይታ ኣፍሪኻ፡ ንምከና ከምኡ ውን ኣልባሳት ክትደሊ ገልታዕታዕ ዝበልካዮም እዋናት ይዝክሮ እየ፡ ንመፈጸምትኣ ምብቃዕካ ተዓወት ይብለካ።
ሽክናኻ ሓንጎል ምስ ተገብረሉ😅😅
Ajokm
Kibret qexlo anbesa
ዋውው ስሓቢት ፍሊም
❤❤❤❤❤😢❤❤❤🎉🎉🎉❤😊
Robi adnqeka
Waww beka
Abzi hjis menyu gegena ?
ካብዛ ምሉእ ፊልሚ ካልኣይ ክፋል ክውልድ ይክኣል"ዩ እሞ ካልኣይ ክፋል እንተትገብረላ ጽቡቅ ነይሩ
ድንቂ ፊልም
Kbret amare azye eye zednkeka eti karakter nay kbret kulu giezi bxubuq eyu zfxmo🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
"ገለ ዓይነት ፊልም 💯%"
ድርሰት💯
ተዋሳእቲ💯
መልእክታ ግን ከቢዳ ሔዉ። በስመአብ 🙏
ካብ ክሳርኡ መኽሰቡ እንተ በዚሑ ፍትሓዊ ገበን።ለካ ፍትሒ ከተንግስ ኢልካ ወፊርካ ዘይፍትሓዊ ሙኻን ኣሎ ሮቢ ሓወይ ቃላትካ ረዘንትን መሰጥትንዮም ከምኡ ስለ ዝኾነ ከኣ ጽባቀ ስራሕካ ጎሊሑ ካብ ርሑቅ ይጥመት ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ከም ትመጽእ ኣባኻ እምነተይ ምሉእዩ❤❤❤
ይበል ኣጠቃቅማ ቃላት ናይ ብሃቂ ናይ ብሉጻት ብልጽቲ❤❤❤❤❤❤
ንክብረት ርእየ እየ መፂአ❤
ዋላ ኣነ❤😁
ማሻላህ ኢልና ኢና❤ ንኣማንኤል ተኽለ ምስ ረኣኹስ ዕትብ ዝበለት ስራሕ ያ ትኸውን ኢለ ገሚተ ሞ ኣይከሰርኩን ከኣ
መሳጢት ፊሊም🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፍትሒ ጎደለ ድኻ ተበደለ
*ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም ያ ፡ ብጣዕሚ ብቅዓት ዘለኩም ተዋሳእቲ ፡ እንተኾነ ግን ስነጥበባዊ ኣብ ጎድኒ ውጹዕ ህዝቢ ደው ኢሉ ነቲ ብዘይ ሚዛናዊ ፍርዲ ንዓመታት ኣብ ሽላታት ንዓመታት ኣብ ቃንዛን ኣውያትን ዝሳቐ ዘሎ ፡ ብከምዚ ዉሑሉል ጥበብ ኣብ ጎድኑ ደው ተበልካ ዩ ሕልናኻን ባህታ ዝስምዖ። ብዝያዳ ድማ ብህዝቢ ክብሪ ትረክብ። ፍትሒ ነቶም ኣብ ጸልማት ንዓመታት ኣብ ጎዳጉዲ ዝሳቐዩ ዘለዉ የሕዋትና ። ውድቀት ነቲ ብዘይ ፍርዲ ኣልቦ ንህዝብና ዘሳቂ ዘሎ ጨኳኒ ሽፍታ ስርዓት ህግደፍ
Wawwww bitaemi xbuk srah robey jigna 💪💪💪♥️♥️
ንፋዕ ደራሲ
ሓያላት ተዋሳእቲ
ብጣዕሚ መሳጢት ፈልሚ ካልኣይ እንተ ትገብሩላ ጽቡቅ ነይሩ።
ቃላት የብለይን ንደራሲ ዝከዉን ኣዝያ ብልጽቲ ስራሕ እያ።
ደራሲ 100%
ዳይርክተር 99%
ተዋሰእቲ 90%
ጽብቅቲ ግንበት 24 ከም እታ ናይ ገርኩም ኸተብዕልዋ ንርእየኩም ይግበረና ደቂ ዓበይቲ
ዓሚ ማለትይ እየ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ
በጃኹም 2 ይ ክፋል ክንጽበ ኢና❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ንፉዕ ፈራዲ❤❤❤😢
ROBI CONGRA GOOD JOB ❤❤❤❤❤❤❤
I think we need part 2 please please
Btaemi zdnek srah👏👏👏!
Nay bhaqi fithawi geben adniqekum fetanit film eya good job guys keep going love you ❤
ዋውውውውው ሮበል ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዘብላን መሃርትን 2 ፍልምታት ተዓዚበ ኣለኩ ብርዕካ ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
እታ ካለይቲ ባ ኣርእስታ ንገረና ...
Kbert neakazekewen adenqot qalt yewhedni etikulgez tesrho qeneanaka qexelo🎉🎉🎉🎉
ኣብሪሂሞ (ጌ2) አቲ ወርቃዊ ድርሰታትካ ፊልሚታትካ ክሬኦ ምጣዕሚ አየ ዝሃርፎ። ብጣዕሚ ደንጉኻና ኣለኻ መምህር ሂወተይ ።
ስሚዒት ናይ ሰባት ኣጥሂልካ ሕልሚ ኣዩ አልካ ከተውጽኦ ነታ ፍሊም ክምትጸላ ምግባር ኣዩ ብጣኣሚ ኣዩ ሃሳዪ
ዋውውው ናይ ኣዲስ ኩሉ ግዜ እንድየ ዝነቅፈኩም ኔረ ሕጂ ግን ኣድኒቀኩም ቤላ ስራሕ ሮቢ ብናተይ 100/100 ኣማን ባኣማን ሓየት ❤❤❤❤❤
Robi Robi Robi nay behaqi film❤❤❤❤❤
well come good job keep it
ሰላም አሪትራውያን፣ክብረት ዳኣ ካብ ማአሰርቲ ወጺኡ ድዩ።
Ewe
Ehi ka nay dhan atbika mhtat
❤❤❤❤❤❤❤www helna malet
Meharit film ❤❤❤❤❤❤
ክብረት ኣማረ 💯👌😢
ሮቢ ዓርከይ ናይ ብሓቂ ኩሉ ድርስተትካ ረዚንን ማሃርን ኢዩ ቐጽሎ ዝዓርከይ ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዋዋዋዋ ገለ ዓይነት ፍልሚ❤
adman tanan yeahbkem ftari❤❤❤❤❤❤ Dipe erey
ብሉጽ ዓርኪ ። ብልጽቲ ፊልም🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
just woww beqa deqi erey xebukat❤
መሃሪት ፊልም
ፍትሕን ሕግን ተሳነይቲ እዮም ኣብ ሃገርና ግን ፍትሒ ምጉዕጻጽ ኣማራጺ ክከውን ግድን'ዩ። ሃገርና ብምልኪ ትምራሕ ኮይና። ፖሊስን ወትሃደርን ስራሕተኛ መንግስትን ክሳብ ዝጣየስ ሓሚሙ ጸሚሙ በዓል ቃልኪዳኑ መንግስቲ'ዩ።