ሕገ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ብዕሊ ጸዲቑ // 2017 አመታዊ በጀት// ጥርዓናት ህዝቢ !!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @sewaswmedia-bd8hg
    እዚ መንፈሳዊ ሚድያ እዚ፣ አስተምህሮ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዶግሞን ቀኖናን ሓልዩ፣ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ ትምህርተ ወንጌልን ታሪኽ ቤተ ክርስትያንን መፈሳዊ ትንተናን፣ ከምኡ ድማ ናይ ቅዱስ ያሬድ ጽዋትወ ዜማን ወረብን መዝሙርን መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍን፣ ዝመሓላለፈሉ መንፈሳዊ ሚድያ እዩ።
    ስለዝ ድማ፣ ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖትናን እምነትናን ብትክክል ፈሊጥና፣ ነቶም ዘይፈልጡ ክነፍልጥን መንፈሳዊ ግዴታና እና ተዋጻእና፣ ነቲ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ፕሮግራም ቀልጢፉ መታን ክበጽሓና #ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media ዝብል ቻነል #SUBSCRIBE ንግበር።

ความคิดเห็น • 16

  • @-wejeretay
    @-wejeretay วันที่ผ่านมา +3

    Sewasew midya❤❤❤

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 วันที่ผ่านมา +3

    አብ አኩሱም መንበረ ሰላማ ህንፃ ክስራሕ አለዎ ዝብል ፅቡቅ ሓሳብ ❤❤❤

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና ርሑሰ ባዓል መሰቀል ይግበረና ንኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish วันที่ผ่านมา +2

    ኩርዓት ትግራይና ፅዮናዊት ሞቦቆልና

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 วันที่ผ่านมา +2

    ሐጂ ግርም መንበረ ሰላማ ንቅድምት ❤❤❤

  • @ejigayehubeyene7794
    @ejigayehubeyene7794 วันที่ผ่านมา +4

    ተጋሩ አበይ አለኹም ሰዋሰወ ሚድያ ክንበረታትዮ ክንድግፎ ብጣእሚ አድላይ ስለዝኾነ በጃኻትኩም ሀደ ንኹን። ሰብ ከምዘይብልና ክንኾን የብልናን።

    • @lemlemtigray8788
      @lemlemtigray8788 วันที่ผ่านมา

      እሺ እኒኤና እና 🙏🏽☮️🙏🏽

    • @ገዛና-አ7ገ
      @ገዛና-አ7ገ วันที่ผ่านมา

      ብትክክል !! እቲ ሰዋስው ሚድያ ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ አብ ካልእ ዓዲ ተዝኸውን አበይ ምበፅሔ

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና ርሑሰ ባዓል መሰቀል ይግበረና ንኩላትና ህዝበ ክርስቲያን🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Sara-lj2nj
    @Sara-lj2nj วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ዝብል ዜና እዩ የቐንየልና ሰዋስው ❤❤❤

  • @ገዛና-አ7ገ
    @ገዛና-አ7ገ วันที่ผ่านมา +2

    የቐንየልና❤❤❤

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 วันที่ผ่านมา +1

    ዛም ቀሺ ክዳኑ ዝበሃሉ አቦ መዕቀብ ክግበረሎም አለዎም ህዝብ ሒዛምዎ እዩም ዝጠፍኡ ዘለዊ
    ሰዋስው ሚድያ ክብለት የሃበልና ❤❤❤

  • @BerhetesfameskelMhbt
    @BerhetesfameskelMhbt วันที่ผ่านมา +1

    8040 እዩ። ልዕሊ 50 ሰብ ሙያ ሕጊ። ናይ ወፃኢ መድረኻት ብዝሒ ተሳተፍቲ አይተፈለጠን።

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ፈጣሪ እዝጋኣብሄር ይመስገን

  • @zenabzemo
    @zenabzemo วันที่ผ่านมา +1

    Egziabhare ymesgen nabzuy zebsahana hali n hzbi tigray yehabelna btami sbuq eu