"ድሕሪ ሕዚ ተፀጋጊና ንኸደሉ መንገዲ የለን" ቢንያም ተወልደ ባይቶና ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዝገበሮ ዘተ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 90

  • @teklekidane9867
    @teklekidane9867 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ጎድንኩም ኣለና ተጋሩ ኣዋትና ኣጆኩም 💙💙💙💙❤💛💛❤❤

  • @wedSumur-zf7ch
    @wedSumur-zf7ch 10 หลายเดือนก่อน +8

    ይበል የብል ዘብል ሚይይጥ ባይቶና ቀፅሉሉ ክብለኩም ይደሊ።

  • @Jossy12
    @Jossy12 9 หลายเดือนก่อน +2

    ክብሮም በርሀ በሊሕ ብቑዕ ፓለቲከኛ 👍

  • @hailetecleselasieletaitc0062
    @hailetecleselasieletaitc0062 10 หลายเดือนก่อน +1

    Ata denkoro selam habo ezbi Tigray

  • @danielhalefom392
    @danielhalefom392 10 หลายเดือนก่อน +3

    Tigray needs trust Nations

  • @berihu7143
    @berihu7143 10 หลายเดือนก่อน +5

    ባይቶና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ🙏

  • @hailetecleselasieletaitc0062
    @hailetecleselasieletaitc0062 10 หลายเดือนก่อน +1

    Tigray selam zeybila hager geyiromo

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 10 หลายเดือนก่อน +1

    Nemesgn berkhe show bertiu!!!

  • @fitsumfisha9058
    @fitsumfisha9058 10 หลายเดือนก่อน +3

    Tigray,adey,zihalefe,yiakl❤

  • @danielhalefom392
    @danielhalefom392 10 หลายเดือนก่อน +2

    After millions of Tigrayans killed as to me, I don't want to see any tplf leaders. They should feel shame and give tigray to the new generation who fought for tigray.

  • @alexjohn996
    @alexjohn996 10 หลายเดือนก่อน +2

    Ms Eritrea selam kikewn eneawo teleykoynu zelalem bi Ethiopia kinsake ena

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ባይቶና ንፉዕት ቀፅሉዎ በለሕቲ እኩም❤👍

  • @AnnoyedBird-bu1xj
    @AnnoyedBird-bu1xj 10 หลายเดือนก่อน +1

  • @shitaberhe3024
    @shitaberhe3024 10 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ትግራይ ዓደይ ዓዲ ኣኼባ ዓዲ ፅዋ🥲

  • @yosiefbelay4842
    @yosiefbelay4842 10 หลายเดือนก่อน +1

    ፀብዝተኸኣለ መጠን ትግርኛ ቃላት ናይ ምጥቃም ልምዲ ይሃልወኩም ።

  • @ቦንድ
    @ቦንድ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ቢኒ ወድ ሹቕ ..ሃንግ ክገብሩኺ እዮም እዞም ርኹሳት ዊዒጊን😂😂😂ሓቂ ኣይሕብዩዋን እዮም

  • @SomeOne-yo3lb
    @SomeOne-yo3lb 10 หลายเดือนก่อน +2

    ከምዝይ ክትአከቡ ተለኩሙ አዩ ዘጥዕመሉኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ንትግራይ አስካብ ዝኮነ

  • @azmaraaazmara545
    @azmaraaazmara545 10 หลายเดือนก่อน +3

    ረብሓና ንነፅር ብትኽክል

  • @hailetecleselasieletaitc0062
    @hailetecleselasieletaitc0062 10 หลายเดือนก่อน

    Eziom gena ezbi Tigray ketifuu iyom hasabatom kemziom merahiti denakur aireakun ni selam aizarebun iyom

  • @abrahamamanios8644
    @abrahamamanios8644 9 หลายเดือนก่อน

    Tigrigna punctuation is missing in all comments, why. Let’s respect Tigrigna ሰዋስው።

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 10 หลายเดือนก่อน +1

    I condemn Tigrai opposition parties. They are not qualified to lead the people of Tigrai.

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 10 หลายเดือนก่อน +4

    The pain of East African is hell language Amharic

    • @haregeweinihabte2483
      @haregeweinihabte2483 10 หลายเดือนก่อน +1

      Kkkkkkkk
      Asmatkumin mezahtu quanquakumin gin Amharic eyu….🙈

    • @አነኢየኤርትራ
      @አነኢየኤርትራ 10 หลายเดือนก่อน

      Hate language is ignorance signaling but most tegrayan they speak Amharic mixed with Tigray language

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 10 หลายเดือนก่อน +8

    ሕሙም ኢኻ ንስኻ ። ህጂ ፍልስፍና አይኮነን ዘድሊ አክሽን እዩ ዝጠልብ።

  • @kunama1170
    @kunama1170 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ወፃኢ ኮይኑ ሓድነት ተጋሩ ዝብትን ምድያ ኣየድልን ዝበልካ ሰብ መጀመርያ ቁፅሪ ሓደ ህዝብና ብዘይ ፅንተት ክቅፅል እተኮይኑ ጀኖሳይደራት ናብ ህግ ክቀርቡ, መሬትና በኣስቸኳ ናብዝነበሮ ክምለስ ህዝብና ናብ ዝነበሮ ክምለስ ፀላእቲ ካብመሬትና ጠቅልሎም ክወፁ ዝነበረ ስምምዕ ንምንታይ ዘይተተግበረ ??? እልካ ሕተት??? ዘማሓደረ የማሓድሮ ተፋናቃሊ ይመለስ ዝበለ ንምንታይ ዘይትጥየቅ?? ብዘይ ጥይት ህዝብና እዳፀነተ ንምታይ ዘይትብል ??? ተጋሩ በቢ ከባብኡ እዳታኣሰረ ከይተፈትሐ ዝሳቀ ንምንታይ ዘይትብል??? ከምእሳያስን ኣብይን ከምዝደለዮ ዝሸውም ዘውርድ ጊዝያዊ ምምሕዳር ድግታተርነት ዶ ኣይኮነን ??? ንዙይ ዝነቅፍ ፍቶ ???? ትግራይ ናይባዕላ መማሓደርቲ እተዘይ ሃልይዋ ክትዋሓስ ኣይትክእልን 100% እመን።

  • @eriforum9493
    @eriforum9493 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ኤርትራዊ ደለይ ጽቡቅ ትግራይ እየ እዞም ኩሎም ሙሁራት ኣብን ኣምሓራን ጸቢባቶም ከላ ሓደ ዝተስተኻኸለ ምትእምምማን ዘለዎ ሕገ መንግስቲ ኣዳሊኹም ኣብ ትንሳኤ ህዝብን ትግራይ ዓቢ ከይዲ ክትገሩ ይግበኣኩም ነይሩ። ናይ ሓደ ዓመት ጎዕዞ ፒትሪቶርያ ዘላቂ ሰላም ሓንሺሽኩሞ ኣለኹም ሕጂ ወን ክንብል በለ እንበር ኣይትኻዕወን ኣብ ናይ ስልጣን ቁሩቁስ ኣይትእተው ዝኾነ ይምርሓና ብሕጊ ጥራይ ይገዛእ ኢልኩም ካብዚ ዓዘቅቲ ክትወጹ ትኽእሉ ኢኹም ግን ግዜ ዘይህብ ስለ ዝኾነ ኣብ ሕውየትን ሕግን ዶንጉኹም ስለ ዘለኹም ህዝብኹም ይጠፍእ ኣሎ። እታ ቀንዲ ገጋ ሃገራዊ ሰራዊት ገርኩም ናብ ሕጊ ክትቕይዎ ዝብል ግምት ነይርኒ ሕጂ ግን ናይ ትንፋስ ኣድሕን ስለ ዝኾነ ካብ ኣነ ኣነ ዝብል ወጺእኩም ንሕና እንታይ ንግበር ኢልኩም መዕለቢ ፍጠሩሉ ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልኩም ፍቅርን ሰላምን የውርደልና🙏🙏🙏💔

  • @ቦንድ
    @ቦንድ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ቢኒ ኣዝማሪኖ 😂😂😂😂😂

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 10 หลายเดือนก่อน +1

    Nice woman from fatherland

  • @berihufrehiwet-dj9fl
    @berihufrehiwet-dj9fl 10 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ትግራይን ሙሁራት ትግራይን ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ካብ ገጽ መሬት ጠቅሊሉ ዝጠፍእ ዲኺም ትጽበዩ ዘለኹም ህዝቢ ትግራይ ክነብር እንተኾይኑ ሃገረ ትግራይ ከተረክብዎ አለኹም ?

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 10 หลายเดือนก่อน +3

    Tigray why still speaking evil hell language Amharic

    • @avielavi990
      @avielavi990 10 หลายเดือนก่อน +1

      The source of Amhara🤑🤮 language is Gieez so there is no problem with language

    • @adamhanibal3935
      @adamhanibal3935 10 หลายเดือนก่อน +1

      @avielavi990 ቒቒቒ
      Am sure you are original amhara
      Amharizm behaviour greedy hell
      ርኹስ ኣምሓርኛ ምሃዝቱ ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ተጋሩ ሽዋ ኼዶም ምስጢራዊ ቛንቛ ዝመሃዝዎ እዩ ዝኾነ ኣምሓራይ ሕተቶ መንነቱ ኽሒዱ ይሳቀ ምኳኑ ጠፊኡካ ቒቒቒ ኣምሓራይ ኣኣበባ ማለት ሓሳዊ ሰራቂ ጨናዊ ፈካሪ ጠንቖልትን ስሱዓትን ንጠላም ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ትዓዘቦ ትግራዋይ እንዳተሳቀየ ካብ ኣማሪካ ናብ ሓጢኣተኛታት ኣምሓሩ ( ተጋሩ ኣኣበባ) መምለሲኡ ጥረስጋ ክበልዕ ! ንምንታይ ተጋሩ ኤርትራ ይፍንፍነኩም መንነቶም ኽሒዶም ኡአርትራዊ ዝመረጹ ብሰንክኹም ኣምሓራይ ተቀይርኩም ህዝብታት ኣሳቅዮሞም ! ኣብ ዓለም ቋንቋ ኣዲኦም መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ጥራይ እዮም ! ደም ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ደም ኣምቢዕኩምና ኢኹም ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ተዋህዶ ተደጊፍኩም ኣሳቂኹምና ኣገው ቢለን ኢና ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ እዪም ኢልኩም ክተውርዩ ቒቒቒ መርገምኩም ይጅምር ኣሎ

  • @g.michaeltzerai7764
    @g.michaeltzerai7764 10 หลายเดือนก่อน

    ናይ ጽባሕ ዲሞክራሲያዊት ኤርትራ ናይ ዝመጽእ ዝርርብ (discourse) ኣገደስቲ ኣርእስትታት ዘሎዎ እዩ።

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 10 หลายเดือนก่อน +4

    ህዋሓት ዝሰርሖ አብዪ ነገር የለን ። ቃልሲ ህዝቢ ምጭዋይ ጥራይ እዩ !!!!!

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 10 หลายเดือนก่อน

    እንግሊዝ ቃላት ምሕዋስ ምስ ትግርኛ ከምልምዲ ይቕጽል አሎ :: ህዝቢ ብግቡእ ከርደኦ ምእንታን ቃላት ትግርኛ ዘይኮነ እንተዘይዝውተርዶ አይምሕሸን::

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 10 หลายเดือนก่อน

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ለባማት❤❤❤❤ናይውሽጠይ❤❤❤❤

  • @HaderaGebreselasie-ih4cz
    @HaderaGebreselasie-ih4cz 10 หลายเดือนก่อน +1

    ቢንያም ግን አብይ ዘሕምም መርፍእ ግዲዩ ወጊእዎ

  • @abrahamamanios8644
    @abrahamamanios8644 9 หลายเดือนก่อน

    7-8 million is not a true demographic information.

  • @anbessa6836
    @anbessa6836 10 หลายเดือนก่อน +1

    My message to my Tegaru is FIRST THING FIRST. Tigray is under occupation at this moment , the enemy forces wants you to be divided so they will continue the occupation. Why are you fighting for power when you are under occupation? It doesn’t make sense.

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 10 หลายเดือนก่อน

      You are absolutely right

  • @ኣግኣዚኢዛና
    @ኣግኣዚኢዛና 10 หลายเดือนก่อน

    ተስፋና

  • @hardsg
    @hardsg 10 หลายเดือนก่อน

    ብዙህ ተሞክሮ ንዘለዎም ማይክ ሃብ እንድሕር የብለይን ተኢልካ

  • @ቦንድ
    @ቦንድ 10 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ኣመነ ኣባጥረግ😂😂😂😂😂...ን ሕውሓት ናብ ታሕታይ ቆራሮ ጉሒፍካያ ንምሸቱ ..???😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 10 หลายเดือนก่อน

    Ayyyy tegaru nskum tezarebu issias yetfakum lebmu ebaa please 🙏🏻

  • @geriehawaz245
    @geriehawaz245 10 หลายเดือนก่อน

    Brakhe show p/s advice to Haile australia atleast to be medium.he can learn from you.otherwise I dont think he is intelectual

  • @binyamyemane7644
    @binyamyemane7644 10 หลายเดือนก่อน

    እታ ነብሰምትሓት ኣብ ኩሎም ፕሎቲከኛታት ክልል ትግራይ ተሳቅዮም እያ ዘላ ናቶም ከይገብሩ ናይ ኤርትራ ክዛረቡ ከለው የስሕቀካ ።

  • @bahsavi271
    @bahsavi271 9 หลายเดือนก่อน

    Isseyas beynu lo elkayo men dea kebirukum beynu Ala weyn halemti

  • @hailetecleselasieletaitc0062
    @hailetecleselasieletaitc0062 10 หลายเดือนก่อน

    Ezom tegaru zizarebuwo aifeltun iyom Hansab mengist Tigray ina yiblu Hansab kilil Tigray yiblu entai iyu diletom ifeltun iyom denakur iyom

  • @Servingthetruth24.
    @Servingthetruth24. 10 หลายเดือนก่อน

    Welcome flasfa biniam 😂😂😂

  • @danielg.162
    @danielg.162 10 หลายเดือนก่อน

    ብላብላብላ.... ካብ ደደቢት ክሳብ ግዛው መንግስቲ ጌታቸው ረዳ መመላእታ 50 ዓመት ንጹር ዓላማ ስለዘይብልኩምዩ ውድቀትኩም ትግራይን/ህዝብኹምን ዘስዓበልኩም. ከምዚ ኣኼባታት ሺሕ ግዜ ርኢና ግን ንትግራይን ህዝባን ኣብመረት ጥብ ዝብል ኣይረኣናን ኩላትኩም ስልጣንኩምን ሓብትኩምን ዝህለወሉበር ህዝብን ትግራይን ዘገድሰኩም ከምዘይኩነ እመኑን ህዝቢ ትግራይ ዓፀብቁ ይፈልጥዩ

  • @danielhalefom392
    @danielhalefom392 10 หลายเดือนก่อน

    I like those Tigrayans opposition politicians. I think they need power tplf leadership fail tigray, and nobody trust them.
    Tigray freedom party and buytonal and other need to lead tigray not tplf

  • @AmehaHailu-m7o
    @AmehaHailu-m7o 10 หลายเดือนก่อน

    እዚ ቢንያም ዝበሃል ፈላስፉ ክመስል ዝደሊ ሰብ ናይ በልፅግና ልኡኽ እዩ:አብ ዕንክሊል ክንነብር አጀንዳ ዘለዎ ሰብ እዩ:በሰሩኸ አነ ትግረዋይ ጥራሕ አይኮንኩን:ተሻጋሪ መንነት እዩ ዘለኒ (ናይ ኤርትራ,ትግራይ,አዲስ አበባ )መንነት እዩ ዘለኒ አሉ ንሀፍታሙ አያሌው ተዛሪብዎ እዩ:ስለዚ ምስ ተጋሩ ንምንታ ይእከብ:

    • @StellaG-michael
      @StellaG-michael 10 หลายเดือนก่อน

      Ben is such an intelligent person

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 10 หลายเดือนก่อน

    Rieto wehabti ayntsbeb mihdar poletikna nesfh.

  • @haregeweinihabte2483
    @haregeweinihabte2483 10 หลายเดือนก่อน

    Eway bal Txadqan hademti ….🙈
    Sebut timeslu kea…..😏

  • @abrahamamanios8644
    @abrahamamanios8644 9 หลายเดือนก่อน

    What happened to this Tse: "ጸ" please use this alphabet.

  • @eyobkiflom3531
    @eyobkiflom3531 10 หลายเดือนก่อน +1

    Don’t pretend we know the agenda fool the poor Tigray but think guys confuse and bla bla convince

  • @berihunberi5189
    @berihunberi5189 10 หลายเดือนก่อน

    Delewani

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 10 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራዊየ ንጽቡቅ ጽቡቅ ንሕማቅ ሕማቅ ዝብል። ትግራዎት ከም ትግራዎት ባዕልኹም ብሰሪ ዘይስኹም ክትመስሉ ክትብሉ ዝፈጠርኩሞ ኩሉ ዓይት ውድቀት ትግራይ ጽንተት ትግራይ፥ ፍሽለት ትግራይ፥ ሓላፍነቱ ባዕልኹም ተሸከምዎ። ማንም ይኹን ማንም ናይ ውድቀትኩም ሓላፍነት ክሽከም ተመኻንይሉ የለን። ውሽጣዊ መሰርኹም ኣብ ውሽጥኹም'ዩዘሎ።ጌጋኹም ዊሒጥኩም መድሃኒት ኣናዲኹም ዳግመ ሕዌት ክትገብሩ ትመዓዱ።
    ብዛዕባ ውድቀትካ ባሕልኻ እናመስከርካ ስም ኢሰያስ ኤርትራ ንታይ ዘጥቅስ ኣለኩም።
    እቲ ስም ኤርትራ ጠቂስኩም ከም ኣብነት ኣልዒልኩም ክትወራዘይሉ ትፍትኑ ዘለኹም ብሰሪ ሕስዶናኹምን ከደምቲ ሓንካሮ ኴንኩም ዝኾለፍኩም እምበር ኩሉ ጹፉፍን ውዱእን እዩ ምልኣት ኩለእንትና ኤርትራ።
    ሕስድና ፡ሓሶት፡ እከይ ግብሪ ጥልመት ጥውይዊፈዋይ ልቢ.... ናትኩም ውርሻዩ ። ሕጂ እዚ ነገር እዚ ምስማንም ዘየሳኒ ባህርያት ምዃኑ ኣሚንኩም መአረምታ እንተድኣ ዘይጌርኩምሉ ሕጂውን መጻኢኹም ጸልማት ከምዝኾነ ንነግረኩም ኣለና። ሽሕ መልሓስኩም ይጥዓም ውሽጥኹም ዋላ ምስሓውኹም ሕመት እዩ። ኩፉኣት ልቢ።
    እቲ ኩሉ ዘይፈልጥ ገርሂልቡ ደፋእ ድንኩል ትግራዋይ ግን የሕዞነካ።
    ጸጽብቁ መሪጽኩም ትዛረብዎ ምልኣት ልብኹምዩ ሚስጢሩ። መደምደምታ ልብኹ ዝመስጠሮ ክፍኣትን ከኣ ካብትፍጠሩ ክሳዕ ሕጂ ኣሰኒኩም ይኸይድ ኣሎ። ተመን ተመዩ ኣመና ተበረኸ መርዙ ኣይገድፍን እዩ። እስኹም ከኣ ከምታ ልብኹም ኴንኩም ኢኹም ክትነብሩ።

  • @kbromafe-ht4yv
    @kbromafe-ht4yv 10 หลายเดือนก่อน

    ብንያምስ የስሕቀኒ ታይ ከምዝኾንኩ😂

    • @erifreeone8083
      @erifreeone8083 10 หลายเดือนก่อน +1

      He is the only realistic person out of all speakers, how can you laugh at Biniam?

    • @kbromafe-ht4yv
      @kbromafe-ht4yv 10 หลายเดือนก่อน

      @@erifreeone8083 how?

  • @HaderaGebreselasie-ih4cz
    @HaderaGebreselasie-ih4cz 10 หลายเดือนก่อน

    ጠሪጣስ ተትሓፍረልካ ይስሕቅ እምበር ካዓ

  • @GhebrehiwotMezgebe
    @GhebrehiwotMezgebe 10 หลายเดือนก่อน

    ወኤለከ ስልጣን ግደፋልና ማኣለት ቀሪዎሞ እክብካብ ተሐላዓኮም ዝመፁኡ ካብ ኣዲሰ አበበአ ክክክክክ

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 10 หลายเดือนก่อน

    ህዝብኻ ብጥሜት እናሃለቅ ንስልጣን ጉያ ንመን ክትመርሑ ኡኺም ደለይቲ ስልጣል ህዝብኹም ብጥሜት አናበረስ ንኡሽተን አይስመዖኩምን ደደባት ስብሮጊድ ቄርበት

  • @HaderaGebreselasie-ih4cz
    @HaderaGebreselasie-ih4cz 10 หลายเดือนก่อน +3

    አይ ተወልደ ጭሕሚ አንዊሑ ምርምር ተማራማሪ ብጭሕሚ ድዩ አምፅእንዶ አብርሆት ኢልካ አደናጊርካና

    • @henokhiyabu9981
      @henokhiyabu9981 10 หลายเดือนก่อน

      ቅድሚ 60 ን 50 ዓመት ባዓል ቢንያም ኣዳነ ረታ ከለዉ ኔሩ ፓሎቲካ ጭሕምን መረጺንን።

  • @asmebro3949
    @asmebro3949 10 หลายเดือนก่อน

    Ab Ethiopia hade mengsti alo nsu kea ab Arat kilo alo

  • @berihunberi5189
    @berihunberi5189 10 หลายเดือนก่อน

    Bdkone, bzkone

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 10 หลายเดือนก่อน

    In the first place, Kidan, who are you that you accused our leaders. You guys didn't do anything to Tigrai people other than insulting our leaders. I never seen you accused fascist Abiy Ahmed. Because you work for him. I pray that the Lord God not bring you guys on power.

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 10 หลายเดือนก่อน

    ኸም ኢሪቲራዊት ቲዒዚቢበተይ ኒሒዚቢ ቲጊራይ ባይቶና ረሚጽ ኢኾም ኒጎራባቲ ሀጊራት ውን ሪሚጽ ኢኮም። ዋላውን ውሳኒ ሒዚቢ ቲጊራይ ኢዪ። ካብ ዉያነ ዚሐሻ አይኮናን ።ወያነ አቤ ዎሽጦ ሚሚሒያሸ ኺገቢር አሊዎ

    • @xaka5505
      @xaka5505 10 หลายเดือนก่อน

      😂 Shabiyawit ርእሲ ግን ግድን ኢያ ከምዚ ምስምስ ከተምጽ እ ንምንታይሲ ንዓኣን ፍልስፍናኣን ረመጽ ስለዝኮኑ። abey emo bogog elom kem mexኡኡ ab qdmit.

  • @eyobkiflom3531
    @eyobkiflom3531 10 หลายเดือนก่อน

    16 that’s genocide

  • @berihunberi5189
    @berihunberi5189 10 หลายเดือนก่อน

    Malet eyu mehsesi zereba eyu.

  • @ephraimtephraim9358
    @ephraimtephraim9358 10 หลายเดือนก่อน +1

    ላህመታዊን ቅንጥብጣብን ፖለቲካዊ ኣምራት ሒዝካ ሓሸውየን ጭርጭር ዓበደን ትግራይ መስደመም እዩ።

  • @ቦንድ
    @ቦንድ 10 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂

    • @lemlemtigray8788
      @lemlemtigray8788 10 หลายเดือนก่อน +1

      Why don’t you live people alone and go do something for your people who ever you are☝🏽☝🏽☝🏽

    • @arayawedikeshi1540
      @arayawedikeshi1540 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@lemlemtigray8788አይትገደሰሉ አብ ጥራ ድሑር ሰብ ኢና ዘለና

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 10 หลายเดือนก่อน

    Sesnu enkea taf kunu eta adina keyatwa guana!!!

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 10 หลายเดือนก่อน

    Eway tegaru bakaa zereba ab kebabekum zelo kunetat ebaa tetkemulu ❗️❗️❗️❗️❗️❗️

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 10 หลายเดือนก่อน

    ምፍጣርኻ የፅለአካ ላበልኻስ ኽምስምስ

  • @ቦንድ
    @ቦንድ 10 หลายเดือนก่อน

    ኩብሮም ቆራይ ሃዳሚ 😂😂 ኤርትራ ሰብ የብላን ኢልካ ፈትን.... እቶም ን ኣባይነፍሶ ኢዱ ዝቆረጽዎ ..ኣይሰምዕን ምስ በለ ዓይኑ ዝደፈንዎ ..ከኣይጸገብኩን ምስ በለ ተንቤን ከይዶም ዘካረጅዎ እቶም ትፈልጦም መርቲ ኤርትራውያን ክጸንሑኻ እዮም...እቶም ን ማማ ጻድቃን ክካብ ድርኩኺት ኣዲስ ኣባ ብኽሳዳ ኣንጠልጢሎም አናብ ሽረ ኣምጺኦም ሕቑኣ ሴሮም መጻወቲ ብዓል ንዓኻ ዝገበሩ ኣናብስ ውላድ ኤርት.ራ...ከይትርስዕ ንዓኻ ውን ኢድካ መን ከምዝቖመጠካ😂

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 10 หลายเดือนก่อน

    Kibrom: you escaped to Addis Ababa during war crimes against Tigrai. You accused TPLF people because your sister was obligated to serve as TDF for Tigrai, while you were sitting in Addis Ababa. Now, you came to Tigrai land because you think it is safe to go back to Tigrai. I pray to The Lord God not to bring you guys to the power. Because if you have a power, l know for sure, you will be like fascist Abiy Ahmed. Down Down Down to all opposition parties of Tigrai. I don't see any difference between you guys.

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 10 หลายเดือนก่อน

    ንስኻትኩም ተፍርስዎም ትፅግንዎም ነገር አይክህሉን ምናልባት ህዝብ ትግራይ ምድርም ፀላእቲ ሓቢግኩም ንድሕሪት ንእሽተይ ትጎትዎ ትኾኑ አብዛ ጊዜ እዚአ ትእዝብቲ እዩ ትርፉ።