Breaking ኤርትራ ዜና ዕረፍቲ፣ ደበረጽዮን ጌታቸው ካብ ስልጣን ክእለ መግለጺ፣ መርከብ ሩስያ ናብ ኤርትራ august 21 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 111

  • @eriboy62833
    @eriboy62833 21 วันที่ผ่านมา +43

    ጅግና ስዉእ ብርሃነ ብሰላም ዕረፍ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ንህዝብኻን ሃገርካን ብዘገልገልጋዮ ክብሪ ይግበኣካ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ብዘየገድስ ሓርበኛ ኢኻ።

  • @ማንቸበል
    @ማንቸበል 21 วันที่ผ่านมา +29

    ዓደይ ኣትየ ጓል ሰብ ረኪበ ክምርዖ ሰላም ኣውርደልና ፈጣሪ ኣቴ ከኣ ከይምለስ ንስደት ❤❤❤

    • @saniateyso371
      @saniateyso371 21 วันที่ผ่านมา +5

      Eigzabehr amelk yehgzka fetre kehgzak eu ajoka🎉🎉🎉🎉

    • @ማንቸበል
      @ማንቸበል 21 วันที่ผ่านมา +4

      @@saniateyso371ኣሜን ኣፍካ ይስዓር ወላ ንዓኻ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ

    • @shikorinashikorina2085
      @shikorinashikorina2085 21 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤😂

    • @ማንቸበል
      @ማንቸበል 21 วันที่ผ่านมา +1

      @@shikorinashikorina2085 ሰብ ቀደም ክክክክክ

    • @Sam_uel28
      @Sam_uel28 21 วันที่ผ่านมา

      Beynka yhsheka😂abeu hizkay kof tbl ente konka gn ktkebr eka ab adka

  • @mebrihittedros6199
    @mebrihittedros6199 21 วันที่ผ่านมา +3

    ህህህህህህ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጅግና ኢካ ዓወት ንሓፋሽ

  • @filimonyowhans1407
    @filimonyowhans1407 21 วันที่ผ่านมา +4

    ሓርቤና ኣይነብርን አዩ ታሪኩ አዩ ዝውረስ ብሰላም ዕረፍ ኣቦና ብርሃነ ጹሑፍካ ነባሪ አዩ

  • @user-kr6nw7fv8i
    @user-kr6nw7fv8i 21 วันที่ผ่านมา +16

    ሰላም ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 21 วันที่ผ่านมา +6

    RIP ጅግና ብሰላም ዕረፍ ኣብ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 21 วันที่ผ่านมา +8

    ጅግና ብርሃነ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ።

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu 21 วันที่ผ่านมา +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስ አምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ንስድራ ቤት ጽንዐት ይሀብኩም

  • @EtelMehan
    @EtelMehan 21 วันที่ผ่านมา +3

    ጅግና ኣቦና ብርሃነ ብሰላም ዕረፍ። መንግስተ ሰማይ የዋርስካ

  • @HelenDebesai
    @HelenDebesai 21 วันที่ผ่านมา +1

    Ehhhh Jigna Abona Egziabiher Amlak abtazeythalif Mengstu ykebelka Nsdrabet xinat yhab😭😭😭

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 21 วันที่ผ่านมา +9

    Welcome KB big man
    የሐዋት ንክሰርሕ ቁሩብ ሰባት ተሪፎሙኒ ኣለዉ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ከተታባቡዑኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::

    • @yerubbealkoynusmey9158
      @yerubbealkoynusmey9158 21 วันที่ผ่านมา +1

      እዋይ ክትልምን ገረልካ ኣለኩ በል ሰናይ ስራሕ😂❤

    • @RahaelYhdego
      @RahaelYhdego 21 วันที่ผ่านมา

      ሃዲሽ እቡድ ኳይንካ ህግደፍ ክትብል ዲካ ??

    • @user-ng9tm6nx1b
      @user-ng9tm6nx1b 21 วันที่ผ่านมา

      Get education or get a trade skill and get a real Job. A real man works a real Job.

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 21 วันที่ผ่านมา +8

    አጆኻ በርትዕ ስራሕካ ጽፉፍ ዘይተባህለ ዘይተቅርብ ብምኻንካ ነመስግነካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 21 วันที่ผ่านมา +8

    ብርሃነ ኣብርሀ ንዕኡ ተቐተሉዎ ካብኦምን ታሪኾምን ዝዓቢ መጽሓፍ ጽሒፉልና ዩ እቲ እንኮ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኑ ታሪኽ ኢሰያስ ዝጸሓፈ ጅግና ዩ።

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 21 วันที่ผ่านมา

    Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. ✝️☝️😢🙏🌿💊🌿

  • @berekettsefamkael3198
    @berekettsefamkael3198 21 วันที่ผ่านมา +6

    ሰላማት እቲ ሓቂ ድኾነ ዜና ብዘይ ወገንነት እንተ ሰሪሕኩም ቻነልኩም ምብዕባላ ኣየጠራጠርን እዩ

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla6766 21 วันที่ผ่านมา +2

    Rip my brother birhane abrehe sad news for family

  • @mashogher
    @mashogher 21 วันที่ผ่านมา

    ፕረዝደንትነት የላ ኣባልነት የላ መን መርዓት ምስ በለክንትኮሓላ !!

  • @EritreaFirst1890
    @EritreaFirst1890 21 วันที่ผ่านมา

    መንግስቲ ሰማይ የውርስካ

  • @tadesetfesaheye5893
    @tadesetfesaheye5893 21 วันที่ผ่านมา +3

    😭😭😭😭😭😭😭Keder Hawe Amelk Beymanay Kenfe Egebelk 💐💐💐😭😭😭

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 21 วันที่ผ่านมา

    mengste semay yewarso njgnana brhane abrha😢

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 21 วันที่ผ่านมา

    እሞ እስቲ ወዓላ!!!

  • @AliBabaAfar-vz4ew
    @AliBabaAfar-vz4ew 21 วันที่ผ่านมา +4

    deqi eri hiwehat ziemen wdib aykonen

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 21 วันที่ผ่านมา +1

    ZELALEMAWI ZEKRI NAAKA YIKUN JIGNA SUWUE!!!🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @tvgezana1714
      @tvgezana1714 21 วันที่ผ่านมา

      እስኪ ሕጂ ደጋፊት እቲ ረሳሕ ስርዓት ትኮኒ🤔

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z 21 วันที่ผ่านมา

    Well Come

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 21 วันที่ผ่านมา +1

    VOA AMINKA WERE AYTIZERGIH ITA HAQI BI MENGHISTY ERITREA 🇪🇷 INTE SEMAKA IYU

    • @tvgezana1714
      @tvgezana1714 21 วันที่ผ่านมา

      ኣምሺ ባርያ መንግስቲ ዘይብላ ኤርትራ እንትርፎ ውልቀመላኪ 🤡

    • @thedreamer5047
      @thedreamer5047 21 วันที่ผ่านมา

      Mengsti Eritrea minister Berhane ab bet maserti arifu elu ab media kizareb titsibey aleka?😮

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 20 วันที่ผ่านมา

      ​@@thedreamer5047weyley kabey diya dea mexya eza zena sq ile sure koyne xenihe kab eritv mesiluni asiromo bmnbarom si sq ilom malet diyu

  • @abrahammsgna
    @abrahammsgna 21 วันที่ผ่านมา +2

    Rest in peace great anti dictator Berhane Abraha

  • @fatherey9977
    @fatherey9977 21 วันที่ผ่านมา

    Eseyas belae bxot amlak yfredka 20 bzey frdi 😢😢😢😢😢😢

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 21 วันที่ผ่านมา +1

    😭😭😭😭💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🥲🥲🙏🙏🙏🙏 Mengstesemay yewatska Abona , nkulu sdrabet tisnat yhabom

  • @Bitew12
    @Bitew12 21 วันที่ผ่านมา

    kem ertrawi barya rieye ayfelitin , ezi minister mis mote zihigosu sile zireaku eye

  • @danieltewelde1015
    @danieltewelde1015 21 วันที่ผ่านมา

    R.i.p our hero

  • @Seysey770
    @Seysey770 21 วันที่ผ่านมา

    Hero rip

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 21 วันที่ผ่านมา +1

    Selam. 🇪🇷🇪🇷💔🇪🇷🇪🇷

  • @sleepless1.0
    @sleepless1.0 21 วันที่ผ่านมา +1

    ተሞገት መፍትሒ ክትረክብ፡ታኣማመን ንድሕነትን ዉሕስነትን ሓባራዊ ረብሓ።
    ሕዝቢ ዝሓዘ ዋሓዘ !!

  • @sahleyonas7844
    @sahleyonas7844 21 วันที่ผ่านมา +1

    Amlak ab yemanu yenbrka kubur abona nHaqi haqiqu

  • @tesfagabertecle7105
    @tesfagabertecle7105 21 วันที่ผ่านมา +1

    R .I .P

  • @rushbush7320
    @rushbush7320 21 วันที่ผ่านมา

    ይኽደኖም ከምዛ ናይ ሱዳን ደናቑር ክልተ መራሕቲ ነዚ ህዝቢ ፍዳይ ከይገብርዎ🙈

  • @EritreaFirst1890
    @EritreaFirst1890 21 วันที่ผ่านมา

    Ahhhh

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 21 วันที่ผ่านมา +2

    Welcome KB 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @azebmedhin1949
    @azebmedhin1949 21 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-kr6nw7fv8i
    @user-kr6nw7fv8i 21 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome kb

  • @uealarudjd
    @uealarudjd 21 วันที่ผ่านมา

    Jgna bselam eref.

  • @Eri-leew
    @Eri-leew 21 วันที่ผ่านมา

    Rip😢

  • @mulugetademoz3620
    @mulugetademoz3620 21 วันที่ผ่านมา

    100% debrethion

  • @user-qq8du5qv1o
    @user-qq8du5qv1o 21 วันที่ผ่านมา +1

    Debrch idun ugurun tezhz mehasho neyru ko 🤪🤪🤪🤪🤪🤪

  • @woldegabrieltesfamariam5118
    @woldegabrieltesfamariam5118 21 วันที่ผ่านมา +2

    What a sad day!! RIP our hero.

  • @Ereynatey
    @Ereynatey 21 วันที่ผ่านมา

    Rest in peace my heroe 🫡✊🏿🇪🇷

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 21 วันที่ผ่านมา

    በዓል ደብሪጽ ነንሕድሕደን ክበላዓ ጀሚረን that's good news 😂😂

  • @user-xm2un2sl7e
    @user-xm2un2sl7e 21 วันที่ผ่านมา +1

    ሓደ ካብቶም ዘድንቖም ሰባት ዩ ኔሩ ነብሱ ይምሓሮ። ኣታ ቀቲሎሞ ኢልካ ኣርማ ዝበልካ ሓደ ፋራ ቃሕማም ኢኻ። ደጋል መገሰም ወዲ ማሃይም ብምንታይ ከምዝመተ እንታይ ፈሊጡ? ወዲዛ ኤርትራ ኣሕሊፉ ዝሸጠ ከዳዕ ወከዳዕ

  • @zeraihagoshailemariam5496
    @zeraihagoshailemariam5496 21 วันที่ผ่านมา

    Sorry we missed ጅግና ስዉእ ብርሃነ ብሰላም ዕረፍ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ንህዝብኻን ሃገርካን ብዘገልገልጋዮ ክብሪ ይግበኣካ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ብዘየገድስ ሓርበኛ ኢኻ but he was made fabricated and wrong history on the orginality of Tigrigna on his book።

  • @user-xm4dd6lc3q
    @user-xm4dd6lc3q 21 วันที่ผ่านมา +5

    እዚኦም ልኡኻት ናይ ምዕራባውያን ዝኾኑ ከም በዓል ጻቅጣንን ጌቲን ታደሰን ካብዛ መሪሕነት ክእለዩ ጥራሕ ዘለዎም ሓቁ እዩ ኣቦይ ስብሓት።

    • @Tigraway-70wi
      @Tigraway-70wi 21 วันที่ผ่านมา

      መጀመርያ ናይ ባይዓልኻ እለ መራት

    • @amlesettekie6223
      @amlesettekie6223 21 วันที่ผ่านมา +2

      @Tigraway-70wi ኣታ ቶጓር ኤርትራ ኣይኮነትን ህዝባ ዝሕመስ ዘሎ። ቆማል ከይሓልፈልኩ’ዶ።

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 21 วันที่ผ่านมา +2

    ደብረጾን ዕንኪልል ዝጥፈኣ ኣጥፊኡ ትም ዘብል ሕጂ ኸ😂ልሕጡጥ

  • @eyobamine3557
    @eyobamine3557 21 วันที่ผ่านมา

    ኣየ እንዳ ዕንክሊል ክልል ኣብ ሓደ መዓልቲ
    3 በበይኑ መግለጺ ተሰሚዑን ተራእዩን ዘይፈልጥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ደረት ዘይብሉ ላግጺ ብስም ውዕል ፒሪቶርያ.ብስም ተፈናቐልቲ ብስም ረዲአት ብስም ኣብ መሬት ቤቶም ዘይተመልሰ ብስም ዘይተመለሰ ግዝኣታዊ መሬት ዝብሉ ንህዝብኻ እንዳዳናገርካ ኣብ ህዝቢ ተዓቚብካ ዜርካ ዜርካ አነየ ዝበለጽኩ ከዳሚ መን ጨበጠ
    ኔዕዘብ ኣለና ወዲ በሻሻ ንግዚኡ ተዓዊቱ ኣሎ
    መንግስቲ ተባሂሉ ህጹጽ ስጉምቲ ክወስድ ዝግብኦ ትም መሪጹ ኣሎ ወዲ ወረደ ዕያግ ሽንቲ ህበይ ዝቕፈድ ክቕፍድ ዝግብኦ ኣብ ካልእ ሃለውለው ጻድቃን ርእሲ ሽንቲ መፍትኡ ኣጽቂጡ ጌቺ ጥሪት ሓተላ ግለት ብዘይ ኣፍልጦይ ወስ ከይትብላ ይብለክን ኣሎ
    ደብረጽንት ልሕቲት ውጽኣት ህጻናት ዝገደደ
    ባህላውያ ጀነራላት ተዓዘብቲ
    ኣምላኽ ምሕረቱ ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ
    ስእልን ወደኽደኽን ማእለያ ዘይብሎም ጸዓዱ መቐለ ምውሓዞም ውጽኢቱ እዚዩ
    ጸላኢና ብምጽወታ ይንበር
    ባህላውያን ጀነራላት ንጌቺ ንጻድቃን ንወዲ ወረደ ብዘይ ውዓል ሕደር ቀፍድዎም ዒም እንተይሎም ብዓረር ስጥሕዎም ዝሓዝኩም ሒዝኩም ኣራትኪሎ መርሹ ጠጠው ዘብለኩም ሓይሊ የለን.
    ከይኮነ ካብቲ ዝሓለፈ ዝመረረ ጥፍኣት ከይመጸኩም ከሎ.

  • @amanieltaame9504
    @amanieltaame9504 21 วันที่ผ่านมา +1

    geshe forsa wuHuj zemxio duba Ab godnka Alena geshu biaray gash

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @kesstekesste195
    @kesstekesste195 21 วันที่ผ่านมา

    Weyane hisbi ketfu tehakakifom hisbom ab timetin himamin derbyom nisiltan ykedademu yehzinu

  • @Tigraway-70wi
    @Tigraway-70wi 21 วันที่ผ่านมา +1

    ደብሪፅ ብኽብረትኻንዶ ዉረድ ህዝቢ ኣይትረብሽ ባእ

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p 21 วันที่ผ่านมา +2

      ገና ለኪምኩም ክጠፍእ ኣለዎ ኣንቱም ቆማላት እተን ድሮናት ተዳሌን እየን ክትጭፍጭፋ ኣለክን ደብሪጽ ለኪሙኩም ክጠፍእ ኣለዎ ትግራይ ክም ሱዳን ክገብራ ኣለዎ😂😂😂

  • @user-yx6gz9em4q
    @user-yx6gz9em4q 21 วันที่ผ่านมา +15

    ከቲሎሞ እልካ አሪማ

    • @robelmajor5256
      @robelmajor5256 21 วันที่ผ่านมา +9

      ከቲሎሞ❌ቀቲሎሞ✅ ኢልካ ኣርሞ ንባዕልካ

    • @user-yx6gz9em4q
      @user-yx6gz9em4q 21 วันที่ผ่านมา

      @@robelmajor5256 xbuk aleka neti fidelat erimat ane zibelku hamimu moytu zibela baelom slezketelwo eye ketilomo elka arma zibelku zkone beal siltan teadiru bhiwet ziwexe eritrawi yelen bzeka egyptians and yemenians

    • @samsonhaile5072
      @samsonhaile5072 21 วันที่ผ่านมา +6

      @@user-yx6gz9em4qክላእ ኩርሙይ

    • @samsonhaile5072
      @samsonhaile5072 21 วันที่ผ่านมา +2

      @@user-yx6gz9em4qክክክ ድኩም

    • @habtom5113
      @habtom5113 21 วันที่ผ่านมา +2

      ​@@robelmajor5256ክገርመካ እዞም ሕማቅ ዝጽሕፉ ክጽሕፉን ከንብቡን ዘይክእሉ ንድንቁርና ዝዓወሩ እዮም

  • @wedigerma-12
    @wedigerma-12 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ውረድ እንዶ ሽመት ፈቲኻ ደብሪጭ 😂😂😂😂

  • @natnaeltekle6481
    @natnaeltekle6481 21 วันที่ผ่านมา +1

    Eilowwwwww

  • @samuel-os8gc
    @samuel-os8gc 21 วันที่ผ่านมา +1

    Mengstesemay yawarska eeeeeee hgdef mendef😢😢😢

  • @sdet-id3oc
    @sdet-id3oc 21 วันที่ผ่านมา +1

    Hina kefda alwo
    Rip 💔

  • @huruyezaz5859
    @huruyezaz5859 21 วันที่ผ่านมา

    Rip way eza rksti hager ezias

  • @EdenTesfay-uo7ww
    @EdenTesfay-uo7ww 21 วันที่ผ่านมา

    ገጽኩም ትርሓቅ ደናቁር ነኒ ባዕልኩም፡ተባልዑ ላህማማት

  • @bereketandebrhan3164
    @bereketandebrhan3164 21 วันที่ผ่านมา

    ህግደፍ ቐታሊ ሓይሊ ሞት ጥራሕ ዝፈሪ

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @sleepless1.0
    @sleepless1.0 21 วันที่ผ่านมา

    ሸቐጥ ግዚኡ ዘሕለፈ ዕሹግ መግቢ!!
    ዓዳጊ የብሉን፡መራዚ እዪ ኽኣ፡😂😂😂ፍሹል ፕሮፖጋናዳ 😂😂😂፡ ዓሳ !😂😂😂፡ዓቕምኻ ምፍላጥ ብልሒ እዪ!!

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 21 วันที่ผ่านมา

    ደብሪጽ ገጽ ብርጭቕ ብዓል መለይ ጓንቲ😂 እንድዒ ተሻቕለኒ ኣለኻ ዕጽዋይ ክባይ ከይትረኽበካ ።

  • @solomonberhane77
    @solomonberhane77 21 วันที่ผ่านมา +4

    ብ ናይ ኤርትራ ትንተና ዘይ ትጅምር ኩሉ ግዜ ብናይ ትግራይ ኣንዊሕካ ትገልጽ

    • @Tigraway-70wi
      @Tigraway-70wi 21 วันที่ผ่านมา +1

      ነብሰ ምትሓት ትሳቀ ኣለኻ ኣይ ምስማዕን ድዩ ዘገድሰካ በትኪ

    • @Heri695
      @Heri695 21 วันที่ผ่านมา +7

      ቢዝነስ እዩ ብሮ ዝበዝሕ ኤርትራዊ ጉዳይ ሃገር ስለዝከታተል ምሉእ ቪድዩ ክረኣየሉ ስለዝደሊ እዩ ኣብ መወዳእታ ዘቕርቦ

    • @wolduaraya1489
      @wolduaraya1489 21 วันที่ผ่านมา +2

      Tegrawye eu ezi kb le'Arisu 😅

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 21 วันที่ผ่านมา

      ​@@Tigraway-70wiወዲ ኣመንዝራ ናይ ምንታዴካ ርእሰ ምትሓት ኤርትራዊ ዩ ኮ ቆማል ትግራዋይ ድዩ መሲልካ ወዲ ሓንቲ ጡባ ወዲ 7 ድቃላ 8 ቡዳ

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 20 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 21 วันที่ผ่านมา

    Game over

  • @TomM-ex9jc
    @TomM-ex9jc 21 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ኤርትራ ዝጠቕሙኺ ኩሎም ይኸዱ ኣለዉ እንታይ እዩ ወሪዱኪ😊

    • @worldwide-my5qp
      @worldwide-my5qp 21 วันที่ผ่านมา

      እቶም ደም ሰተይቲ፡በብሓደ ይኮዱ ኣለዉ። ዕድሜን ብዕንክሊል ዘባኸኑ፡ ኩብኩብታት፡ኣምላክ ኣፈጥኖም ንኩሎም።

  • @amanuelhadas6382
    @amanuelhadas6382 21 วันที่ผ่านมา

    😂

  • @mahamedbrhanibrahim5437
    @mahamedbrhanibrahim5437 21 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ ትግራይ ብዘይካ ደብረጪጭ ካሊእ ሙሁር የለን ዲዩ ኮይኑ😂 ደብረ ጪጭ ምስ ህዝቢ ዓፋሪን ምስ ህዝቢ ኣምሓራን ምስ ህዝቢ ኤርትራን ዘናኾተኩም ሰብኣይ ሎሚ ዲማ ተመሊስኩም ኣቦ መምበር መሪጽኩሞ ኢሞ ሓቆም ኢንዲዮም ዳኣ ከምዚ ኢሎም ክምሲሉ። ሞታ ያ ዝተቓረቤት ኣንጪዋስ ኣፊንጫ ዲሙ ትልሕስ ኢዩ ነገሩ

  • @tvgezana1714
    @tvgezana1714 21 วันที่ผ่านมา

    ስርዓት ህግደፍ ደቂ ሻርሙጣ ዓዋሉ 🤮ነዚ ሩኩስ ህዝቢ ክትቃለስ መርገም ዩ ናይ ብሓቂ 🤢

  • @user-qy8fx6lp5h
    @user-qy8fx6lp5h 21 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ በላዒት ደቃ ነቶም ደም ዘፍሰሰላ ዘይኮነት ነዚ ሓደሸ ወለዶ ከትንብር ዘይሕሰብ እዩ ሰኦል ዝኮነት ሃገር

  • @robelg4863
    @robelg4863 21 วันที่ผ่านมา +1

    ብጀካ ውጩ ሓሚሙ ድሞተ የለን።