ዘሕጉስ ሰበር ዜና ካብ መቐለ-ሕዚ | ናብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክሕወሱ ወሲኖም | ፕሬዝደንት ጌታቸው ረኺቡ ኣመስጊንዎም | Kokob media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น •

  • @MizanMulualem-qn5ox
    @MizanMulualem-qn5ox 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገፅኩም ትከወል ተጋሩ ግደፋ የተሕፍሩና መጋበርያ ጆነሳይደር ኣብዪ ኣይትኩኑ ትግራይ ንኩልኩም ተኣክለኩም እያ ተስማዕምዑ

  • @HagosGebrekidan-p1p
    @HagosGebrekidan-p1p 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መን እዩ መረፅቲ ካውንሰል ገይሩኩም ህዝቢ ትግራይ ከ ተረሲዑ ድዩ ብጣዕሚ የሕፍር

  • @YemaneHailemariam
    @YemaneHailemariam 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቱም እትፃረፉ ዘለኹም ተጋሩ ሰኺንኹም ሕሰቡ ብሆይሆይታ ዝኸፈልናዮ መስዋእቲ ይአክል ህዝቢ ትግራይ ይኣኽሎ ካብ ዝባኑ ውረድሉ ህዝብና ዝጠልቦ ሰላምን ዕብየትን ሓዱሽ ለውጥን እምበር ብናይ ዝሓለፉ 40,50 ዓመታት ክምራሕ አይኽእልን። ፈተና ፀላእና ክንቆፃፀሮን ክነቁሞን ዘይንኽእል ለውጢ ደላይ ወለዶ ተፈጢሩ እዩ ኩነታትም ይድግፎ እዩ።

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Giosder midya kefu weshtam