LUL ARTS SHOW ምስ ስነጥበባውያን Talk show Part 1 Lul Arts 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 312

  • @nuraosman853
    @nuraosman853 2 ปีที่แล้ว +76

    ሉለይ መቀረት ዓለም ከንዳይ ዝፈትወክስ ይህሉ ዶ ኩላትኩም ሙቁራት ደቂ ኤረይ ስሓቅኩም ይብዛሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🥰🇪🇷🇪🇷

  • @Natichannel12
    @Natichannel12 2 ปีที่แล้ว +36

    Welcome back ኣብዛ ሳዓት ሕጂ ብሓይሊ ኣምላክ ሑጉስ ዘለካ ንዘላለም ሓጎስካ ይንበር ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ራህዋ ይለውጦ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዕድመን ጥዕናን ያበካ ብር ክትብል ታሓጎስ ሕማቅ ኣይትርከብ የቀኔለይ ሳብስክራብ ሓጉዝኒ ይህዋት ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም የቀኔለይ,,,

  • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
    @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 2 ปีที่แล้ว +17

    ቀጽልዎ ድቂ ኤሬ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว +4

    ሊሊ ሸኮር ክፍተወኪ ኣነስ ዕደመናን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣረ👏❤❤❤

  • @naoddemoz7621
    @naoddemoz7621 2 ปีที่แล้ว +3

    መርሓባ ሉሊ መክሰብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እሞ ከኣ ምስዞም ዓበይቲ ምቁራትን ተዋሳእቲ ሒዝክላ ምምጻእኪ thankyou ምትብባዕ ዘድልያ ጓል ኢያ ሉሊ subscribe ngberela nluli thankyou luli tinu nay hmamey love you so much deqi erey

  • @helenteklu4189
    @helenteklu4189 2 ปีที่แล้ว +3

    Best show luv u all deki Erey 🥰🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🥰🥰..gin pls Giltsi koynikum tezarebu bi filay Adu tesekifiki mekeret nay show yezihlo

  • @hadgugebremkael9253
    @hadgugebremkael9253 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው በላ እበር ኣዱየይይ ምቅርቲ ኣይስዚ ምልእ ፍየሪ ሕዘልኪ ክምጽእ እየ

  • @-smiley1
    @-smiley1 2 ปีที่แล้ว +5

    Wow Luley bflay n awald wekilki ktzarebi keleki ftwwww eye zebleki❤️😍

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 2 ปีที่แล้ว +3

    Lulu shikor we are proud of you and your accomplishment!!! keep the amazing work ❤

  • @nassermahmud5286
    @nassermahmud5286 2 ปีที่แล้ว +5

    ሉለይ ናተይ my idol ልዕለይ ዘድንቀክን ዝፈትወክን ክንደይናይ ከይህሉ

  • @merontedros713
    @merontedros713 2 ปีที่แล้ว +21

    the most talented girl has come up with somthing really special thank u luli and all the crew for all the hard work and desire❤️❤️❤️

  • @banarahwa5346
    @banarahwa5346 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ጽቡቃት እንቆዕ ብሰላም መጻኩም ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ብዝያዳ ድማ ኣዱየን ሉለይን ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን። ቀጺለ ኣብዛ ሃኒ ዝበልካያ ክምልሰልካ
    ደቂ ተባዕትዮ ብሓይሊ ክትዕብሉሉና ትክእሉ ኢኩም በተሓሳስባ ኮነ ብካልእ መለክዒ ግን ንሕና ትሕቴኩም ከምዘይኮንኩም ፍለጡ ብሓፈሻ ብዛዕባ ኤርትራዊ ጎለንስተይቲ እየ ክዛረብ ምክንያቱ ኤርትራዊት ጎለንስተይቲ ከም ከም ከብዲ ኢደይ ስለ ዝፈልጣ ኣነ ውን ኤርትራዊት ጎለንስተይቲ ስለዝኮንኩ ኣብነት ክህበኩም ምስ ኩሉ ናይ ተፈጥሮ ጸገም ማዕረ ደቂ ተባዕትዮ ተቃሊሳ ሃገር ዘምጸአት ጎለንስተይቲ ኣብ ከብዳ ዕሸል ጸይራ ንኩሉ ኪኢላ ዝተቃለሰት ጎለንስተይቲ በየናይ መለክዒ ደኣላ ድክምቲ ዝኮነት እዚ ናይተይ ጀጋኑ ኣዴታትና'ዩ ናይዘን ንኣሽቶ ደቂ ኣንስትዮ ከኣ ማዕረኩም ብጥይት እና ተሳሕተት ሰሃራ ባሕሪ ዝሰገረት ጎለንስተይቲ ብዝኮነ ናይ ስደት ሽግር ከይተሰነፈት ሂወት ከም ኣፍ ዑንቂ ክትጸባ ከይደቀሰት ላዕልን ታሕትን ኢላ ተግፈሓ እዜኣ ጎለንስተይቲ እዜኣስ ብከመይ'ያ ትሕቲ ወዲ ተባዕታይ ኮይና ቀጺለ ጎለንስተይ ልዕሊ ወዲ ተባዕታይ በላሕ ምኮና'ዩ ሓደ ሰብ ቅድሚ ምዝራቡ እንታይ ክብል ደልዩ ቀልጢፋ ናይ ምርዳእን ናይ ምንባብን ክእለት ኣለዋ እዚ ከኣ ትዕድልቲ'ዩ
    ክሓተኩም እስከ ስለምንታይ ወዲ ተባዕታይ ብዕድመ ዕብይ ዝበለ ጎለንስተይቲ ንእስ ዝበለት ንሓዳር ይምረጽ? እዛ ሕቶ ብናትኩም ርድኢት መልስዋ ናተይ መልሲ ግን ከምዚ'ዩ
    ጎል 19 ዓመት ክንዲ ናይ ወዲ 24 ዓመት ክትሓስብ ትክእል'ያ ስለዚ ጎል 19 ዓመት ምስ ወዲ 24 እንተ ደኣ ተመርዕዮም ኣብ ሓደ ሓሳብ ክመጹ ይክእሉ እዚ ማለት እታ ጎል 19 ዓመት ክንድ'ቲ ወዲ 24 ዓመት ክትሓስብ ትክእል ማለት'ዩ ብመሰረት ሃይማኖትና ግን ጎለንስተይቲ ትሕት ክትብልን ወዲ ተባዕታይ ርእሲ ሰበይቲ ምኮኑን ይነግረና እዚ ማለት ግን ጎለንስተይቲ ድክምቲ ኮይና ዘይኮነት ብልቦና ትሕት ክትብል ስለ ዘለዋ'ዩ
    ፈቲኩም ጸሊእኩም እዜኣ እመኑላ ወዲ ተባዕታይ ርእሲ ጎለንስተይቲ ክከውን ከሎ ጎለንስተይቲ ድማ ክሳዱ'ያ ወደሓንኩም

  • @yohanneshagos8470
    @yohanneshagos8470 2 ปีที่แล้ว +2

    Love guys! This is the most genuine show I have ever watched❤️.

  • @tekleashera7732
    @tekleashera7732 2 ปีที่แล้ว +3

    wonderful show Luli shekor 👍👍👍💖

  • @genetgebrhiwetwelday8431
    @genetgebrhiwetwelday8431 2 ปีที่แล้ว

    Des keteblu deke eri marey ayne abaykum yedfen edmen tenan yehabkum fetare kulu alem 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Sel_Sel1763
    @Sel_Sel1763 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ርእሲ ክርስቶስ ዩ,ክርስቶስ ካኣ ርእሲ ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቱ ዩ ሰብኣየይ ርእሰይ ኣነ ኻኣ ክብሪ ሰብኣይ እዚ ዩ እቲ ሓቂ ሽኮሪናታት ውሓጥኣ ❤

  • @asmaitawetu390
    @asmaitawetu390 2 ปีที่แล้ว

    ጹቡቃት ደቂ ኤረይ መዓረይ ❤🇪🇷❤🇪🇷💐💐💐💐

  • @meramera7646
    @meramera7646 2 ปีที่แล้ว +8

    ብድንግላ ረኺበያ ኮሜ 😄👌🇪🇷👌

  • @lifeishard7018
    @lifeishard7018 2 ปีที่แล้ว +1

    good Show luli shkor we Love you Guys🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Will be waiting Part,2 🙌🥰🥰🥰🥰

  • @alaytmael2576
    @alaytmael2576 2 ปีที่แล้ว +1

    Assy xibukat adimen tianan yhabkum fetari deki Erey halalat.❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @misganateklay5317
    @misganateklay5317 2 ปีที่แล้ว

    Luli mqrti nice job ajoki qexlyo melsi gn bzgbae melswo shelel elkum aythlefwo sesenayu neakum deqi erey shikorinatat love you so much 💓 ♥ ❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @merontedros713
    @merontedros713 2 ปีที่แล้ว +3

    Wonderful show luli i can't for p2 thank u keep improving 😍😍😍

  • @luwamredie4546
    @luwamredie4546 2 ปีที่แล้ว +1

    Ewayyyy hani hawey aytehazel ember zbelkaya asemameleneye,hji kea nab wekaru asgirkana aygedin 😏bzkone gn xbuk discussion✌ 😘

  • @Dahlak_Eri_Media1991
    @Dahlak_Eri_Media1991 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ስራሕ ፡ ሰናይ ምጅማር ይግበረልኪ
    ብሓፈሻ ኣብ'ዚ ዝነበረ ርእይቶይ ክህብ
    ብስእሊ እንተ ኮይኑ ዝኾነ ድምጺ ወይ ኣክሽን ክህሉ ኣይነበሮን
    ኣርእስቲ ፊልምታት ናይ ሃገርና ከም ምዃኑ መጠን ቀሊሉ ፡ ዘሸግረካ ዋላ ንኽትስእሎ ክኸውን ይግባእ
    ንኣብነት~~ ደበንገረ፡ ስዉር ምስሊ፡ ዓለባ ልቢ

  • @alemteklay8506
    @alemteklay8506 2 ปีที่แล้ว +1

    Luli konjo swedish yene mar haftiki kab tigray

  • @herityhadgu536
    @herityhadgu536 2 ปีที่แล้ว +1

    Bgmt aytzarebu. Ab Europ fth zbezh maernet kab zkewn ndhrit u baelom keman yzreblu etom laelowot akal
    Mknyatu awedat kemti adyam zbeleto eyom.

  • @rek-p6t
    @rek-p6t ปีที่แล้ว +1

    ሉለይ መቀረት ሸኮረ ሸኮረ ሸኮረ❤❤❤❤❤

  • @JohnBRuk-p8j
    @JohnBRuk-p8j 5 หลายเดือนก่อน +1

    It is a matter of positive thinking&negative thinnking

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- 2 ปีที่แล้ว +21

    ሉለይ ምቅርቲ ክፈትወኪ እኮ ማዓት እየ❤

    • @ወይኖይዓለመይ
      @ወይኖይዓለመይ 2 ปีที่แล้ว +1

      ብምንታይ ኢኺ ትፎትውያ ከ መንደላይ ስለ ዝበለት ድዩ ኣብ ኣድስ ዘለዉ ፅረ ህዝቢ ትግራይ ምኻኖም ኣይፈለጥክን መስለኒ

    • @Ruta0922
      @Ruta0922 2 ปีที่แล้ว +2

      Yes she is beautful mendelay ❤️❤️🇪🇷🇪🇷

    • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
      @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 2 ปีที่แล้ว

      @@ወይኖይዓለመይ ውጪ ከዚህ ላውዚ ላውዚ አትበይ

    • @ወይኖይዓለመይ
      @ወይኖይዓለመይ 2 ปีที่แล้ว

      @@Ruta0922 መሕፈረኩም ስደተኛታት

    • @Ruta0922
      @Ruta0922 2 ปีที่แล้ว

      @@ወይኖይዓለመይ 🤮🤮🤮 xuruy tgrina temharu abnay mendelay chanel mexiekum lawzi kawzi keybelkum

  • @mileynatey6286
    @mileynatey6286 2 ปีที่แล้ว

    Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri

  • @slmaeSLMA
    @slmaeSLMA ปีที่แล้ว

    ሉለይ ምቅርቲ more eye zefotweki❤🎉

  • @asmaitawetu390
    @asmaitawetu390 2 ปีที่แล้ว

    ገጸን ትርሐቅ እወ ጠንሰን ጸለለለይ ድብላ ተቀሌን

  • @ሓጉሽጋልትግራይ
    @ሓጉሽጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ መዛናግዒ መዳብ

  • @kidanezera852
    @kidanezera852 2 ปีที่แล้ว

    Bravo 👏 hani ane wula ezen tenasat haxirmexirr zikdena eddd

  • @Eriforever46
    @Eriforever46 2 ปีที่แล้ว +1

    Lulu shkorr btami eye zfetweki mqrti🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤😘🥰

  • @Black_star_of_Eritrean
    @Black_star_of_Eritrean 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሰይ ደስ ክብሉኻ ደቂ ኤረይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ንበሩለይ ክበሩለይ ♥🇪🇷 ሉል ቸኮሌት🍫 ክፈትወኪ🎁🏆 ማዓት ካብ ሓውኺ ኤርትራዊ። ኩሉ ኣታሓሳስባኺ ዘበለ ፍቅሪ ይንገስ ዓሌትነት ይደምሰስ እዩ' ኣንበሲት✅
    እንቃዕ ናትኪ ቻነል ከፈትኪ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኺ ቐጽልዮ? ኩሉ ትደልዮ ካባና ንግስቲ ወዘሪት👸🏽 ኤርትራ🇪🇷⭐

  • @merhawitmehari2548
    @merhawitmehari2548 2 ปีที่แล้ว +4

    Hani shkor Tinu luli aduyyee❤🇪🇷🇪🇷❤

  • @eriblackstar8049
    @eriblackstar8049 2 ปีที่แล้ว +1

    Kef zelewo hito habaib 👏👏😍

  • @yrgaelemrezene3429
    @yrgaelemrezene3429 2 ปีที่แล้ว

    Pravo nay bhai zeybahlna teniska kebdka kefitka the same to you ab nay kltieu teweta

  • @ዳኑዳኑ
    @ዳኑዳኑ 2 ปีที่แล้ว +2

    ሉሊ ምቅርቲ ደስ ክትብለኒ ምዓት ብሓቂ

  • @kakajebena1908
    @kakajebena1908 2 ปีที่แล้ว +1

    Ewayyy adu shikor ktlbmi lomi lomis btami kfetweki jemire nay bhaqi abay seb iki

  • @ikkanalles4097
    @ikkanalles4097 2 ปีที่แล้ว

    Welcome deqi erey xbukat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweyniadinoasefa9886
    @freweyniadinoasefa9886 2 ปีที่แล้ว +1

    I love you lul❤️ from Ethiopia 🇪🇹

  • @sms8733
    @sms8733 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ ኣብዛ ናይ ሃኒ ዝበላ ይድግፍ እየ ፡ ኣወዳት ኣብ እግሩ ቀጥ ዝበለ ስረ በጃኩም ምኽዳን ግደፉ ኣብ USA 🇺🇸 ናይ gay ( homosexual person ) ኣከዳድና እዩ ፡

  • @wedihajichannel1262
    @wedihajichannel1262 2 ปีที่แล้ว +3

    ሉሊ ሽኮር ጾግርኺ ፍሪዝ ክትገብርዮ ከለኺ ከፍ ኣለኪ part.2 ፍሪዝ ገርክዮ ምጽና ይቅረታ ከም ትእዛዝ ከይትሓስብያ ♥🇪🇷🇪🇷✅ ቀጽለዎ ከኣ ከፍ ኣለኩም

  • @mahaawet8402
    @mahaawet8402 2 ปีที่แล้ว

    Xbok srah kabzi nilaeli serihki kemtimexi sur luli 👏👏

  • @ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ዐ2ዐ
    @ስመይተዋህዶውሽጠይባ-ዐ2ዐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሉለይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም

  • @Teklit632
    @Teklit632 2 ปีที่แล้ว +3

    Kef alekum habayib bflay tinu

  • @rahelhaileadwa6509
    @rahelhaileadwa6509 2 ปีที่แล้ว +2

    ሉልየ ናተይ ዊ ላቭዩ❤💝

  • @bereketzemariam4661
    @bereketzemariam4661 2 ปีที่แล้ว

    well come nice job lulie kexlyo

  • @habtomrussommebrahtu6147
    @habtomrussommebrahtu6147 2 ปีที่แล้ว

    Ms afkaritka , yorsalem bota yesus u tsbuk neru kem hasabey👍

  • @fthawi8631
    @fthawi8631 2 ปีที่แล้ว

    ኣስሚረልካ ኣለኹ ሃኒ ሓወይ

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 2 ปีที่แล้ว +10

    Church ✖️
    በተክርስትያን✔️
    ምቅብጣር ዘይብሉ ሙሊእ ሹሙ✔️

    • @KISANETGALERI
      @KISANETGALERI 2 ปีที่แล้ว +3

      😂😂😂😂 እንግሊሽ ሓጥያት ድዩ መቀረት Church ከኣ ከምዚኣ እያ ትጸሓፍ::

    • @mahbul615
      @mahbul615 2 ปีที่แล้ว

      ማሃይም church ማለት ኮ ብእንግልሽ ዩ ምቅብጣር ኣይኮነን

    • @betimodel6712
      @betimodel6712 2 ปีที่แล้ว

      @@mahbul615 🦶🦶

    • @mahbul615
      @mahbul615 2 ปีที่แล้ว

      @@betimodel6712 ሰክት እግሪ

  • @michaelabraha770
    @michaelabraha770 2 ปีที่แล้ว +4

    Keep it up and make ur channel to engage in such nice programs. From Miki Zaza

  • @salamawid7787
    @salamawid7787 ปีที่แล้ว

    ልዋመይ ለባም ❤❤❤

  • @samihaile1933
    @samihaile1933 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋዛወዲ ኣከይፍካኒ ሃኒ ሓቢቢ

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem ปีที่แล้ว

    ሉሊ እዋይ ንዓኽሲ ወላ ኣብ ጪቓ❤

  • @miriammehrim3646
    @miriammehrim3646 2 ปีที่แล้ว +1

    My favourite people ❤ ever

  • @ቛንቛዬነሽድንግል
    @ቛንቛዬነሽድንግል 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣዱዬ ዓባይ ሰብ ናይ ባሓቅ ንነብስኳ ምግላፅ ደስ ኣይብለካን ዩ ሰብ መስታወትካ የእዉነት ና ንእሽተይ ዝብለክ ምስ ሰናይ ይቅሬታ cherchi በተክርስትያን በል ማሬ cherchi ትብል ተለኪ ብዛዕባ ካልእ ትዛረብ ዘለኪ እክ ትመስል ከምዝ ሽል እልኒ ልማድ ዘይብልና ክዩንና ዩ መስለን ብዝተረፈ አው ሃይማኖትክ ዘለክ ቱኩረት ብጣዕም የአ ዘድንቀኪ ንስኺ ቶሚ ዓወታ ሩቱ ፍቱዉዉዉ እየ ዘብሎኩሙ ብሃይማኖት ዝመፀ ጥንካሬ ። እና ኣይዘኹም ቀፁሉሉ

  • @birktitsehaye8214
    @birktitsehaye8214 2 ปีที่แล้ว +1

    ቴድሮስ ሃኒባል ዓለም ብደቂ ተባዕትዮ እያ ትምራሕ ዘላ ዝዓይነቱ ኢኻ መሊስካ።እወ ሓቅኻ እዘን መሳርሕትኻውን እኮ ንዑኡ እየን ክቅየር ከም ዘለዎ ዝነግራኻ ዘለዋ

  • @salamkahase8342
    @salamkahase8342 2 ปีที่แล้ว

    እቃዕ ብሰላም መጻኹም ፉትዋተይ እወ ሓቅይኻ ሃኒ ሓወይ ሰብይቲኻስ ጠኒሳሲ ሽፍይንፍይን ክትብል ኣልዋ እበር ክብድኻ ድሪቢኻ ናብ መራኸቢ ቡዝሃንሲ ጽቡቕ ኣይኮነን ተማሃራ በጃኽን ።

  • @asmerashikor8778
    @asmerashikor8778 2 ปีที่แล้ว

    Eway esekum se bhansab niberu neana kitemena fetewwwwwwwww eye zebilekum love yoy guys GBU🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💕❤❤eze keman wehidukum

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 2 ปีที่แล้ว

    Great deki Eri mkurat 😘🇪🇷😘🇪🇷

  • @feruzferuzferuz3294
    @feruzferuzferuz3294 2 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ሉለይ ምጭውቲ ኣቲ ንዓኽስ እንታይ ክገብረኪ እየ ኣብስሽርኪ ኣብ ጎንኺ ኣለና

  • @Alekubani12
    @Alekubani12 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቓተይ ኣዱ👑 😘ሉሊ 😘😘

  • @maashoasbu1364
    @maashoasbu1364 2 ปีที่แล้ว

    Wellcome back deki eri shikorinatatt 🇪🇷

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 2 ปีที่แล้ว

    Aseyy deki Eri mearey edmenn tienann ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @wehazitsium8960
    @wehazitsium8960 2 ปีที่แล้ว

    Deki eray shikorinatt i love you every day

  • @yohanamerhawi4241
    @yohanamerhawi4241 2 ปีที่แล้ว

    luli yoni hani aduye xbukat

  • @lililili2195
    @lililili2195 2 ปีที่แล้ว +1

    Adu shikor ኣብታ ሃኒባል ዝበላ ኣማኸርቲ ናይ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ተሪኢና ግና ዝበዝሓ ደቂ ኣንስትዮ እየን። ኣብ ሓዳር ኣብ መንፈሳዊ መንገዲ ተሪኢናዮ፥
    ኤፌሶን 5
    24፤ ከምቲ እታ ማሕበር ንክርስቶስ እትእዘዞ፡ ከምኡ ድማ ኣንስቲ ንሰብኡተን ብዅሉ ይተኣዘዛኦም።
    ኤፌሶን 5
    28፤ ሰብኡትውን ከምኡ፡ ነተን ኣንስቶም ከም ስጋኦም ገይሮም ኬፍቅርወን ይግባኦም እዩ።

  • @merhawitteame7666
    @merhawitteame7666 2 ปีที่แล้ว

    Luli shkor ab dlyetki ktbexhi amlak yhagzki kemU kea nselam zemri mengedki kberh

  • @aranshielias9052
    @aranshielias9052 2 ปีที่แล้ว

    Luli my favorit artist love you so much ❤❤

  • @yemanekiflezghi3105
    @yemanekiflezghi3105 2 ปีที่แล้ว

    hani subscribe ms bele zekireyo, anyway great job

  • @rahmaosman2415
    @rahmaosman2415 2 ปีที่แล้ว

    Welcome ab alem awdate teray aykenun zemrhu nabnet qatar mesa awdat alewu awled alewa ane hji moph ( ministry of public health ) kem customer service contact center eye deserh awaled keman n bezh kab awdat b nay eritrea aytkido ab kale alem buzhat awled alewa kem lomi keman aybzhan .

  • @danielsolomon8311
    @danielsolomon8311 2 ปีที่แล้ว

    Nice entertainment love you guys

  • @teddyteddy6672
    @teddyteddy6672 2 ปีที่แล้ว +25

    SUBSCRIBED ሂበኪ ኣለኹ ንዓኪ
    እዚ ዊን ይዉሕደኪ መቀረት ዓለም።

  • @ksanettekle9671
    @ksanettekle9671 2 ปีที่แล้ว

    ሉለይ ብታአሚ አና ንፈትወኪ ግን ክድውለልኪ ንደሊ ኣብ ናይ end number gdeflna pleas

  • @godislove9192
    @godislove9192 2 ปีที่แล้ว +1

    Tinu single ente alo htetuley neay kexelleni u 💋💋💋

  • @merhawiantore263
    @merhawiantore263 2 ปีที่แล้ว

    ሉል ሽኮር ቆጽልዮ🥰🥰🥰♥️♥️👈

  • @hanchohani
    @hanchohani 2 ปีที่แล้ว

    Aduye shikor love u 💞

  • @finoabrahale3579
    @finoabrahale3579 2 ปีที่แล้ว

    ሳሐኩም የብዛሐዮ

  • @asmorontesfu3291
    @asmorontesfu3291 2 ปีที่แล้ว

    Wawwwww deqi eriy shekakur qexilwo so schön

  • @msganaabrhambrhane5933
    @msganaabrhambrhane5933 2 ปีที่แล้ว

    Waw i love you Adiam sbhatu

  • @abelteame2709
    @abelteame2709 2 ปีที่แล้ว

    Say nothing just love you guys and welcome 🙏

  • @biniamhabtom7786
    @biniamhabtom7786 2 ปีที่แล้ว +1

    First lady እምበቤት ወይ ድማ ሰይቲ መራሒ
    Ladies first ቀዳምነት ንደቂ ኣነስትዮ

  • @helena6903
    @helena6903 2 ปีที่แล้ว +1

    Adu shikor entay da koyne adengisatni 🥺❤️

    • @bigboyyk
      @bigboyyk 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣተሓሕዛ ጨጉራ ይኸውን ክክክ

    • @kubikubi6201
      @kubikubi6201 2 ปีที่แล้ว

      Wela neay ba

  • @awetmilash5237
    @awetmilash5237 2 ปีที่แล้ว

    Wawww nicc picc video so keey up

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r ปีที่แล้ว

    Ewaaa btami xbuk medeb nmntay snetbebawyan kelekum nmntay bzaeba nebska mglax txelwo eti des zblekan zeyblekan mglax eya

  • @hzbawigmbar1296
    @hzbawigmbar1296 ปีที่แล้ว

    geliom fetiyom zeykono keyfetewu yom coment zxhfu hqoeom tae ela kela bqniee ,,adyam gn enterviw btami big repect ,,ertrawi kulu gze xelae alewo zeymzngae

  • @senyitgebremariam7745
    @senyitgebremariam7745 2 ปีที่แล้ว

    Wwwww aseyyyy habibtiy milimili 👌👌👌👏👏👏❤❤❤❤👊💋💋💋🙏🙏100.👈

  • @rozroz8169
    @rozroz8169 2 ปีที่แล้ว

    luley mekeret anes beka sik ele yfetweki 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @almazzehaie5766
    @almazzehaie5766 2 ปีที่แล้ว

    Shekornatat good ❤️❤️

  • @hiyabhabtom2406
    @hiyabhabtom2406 2 ปีที่แล้ว +1

    Adu kemem nay Filim 🥰🥰🥰

  • @danab4047
    @danab4047 2 ปีที่แล้ว

    Hani shikor memahrti neber ♥️♥️♥️♥️

  • @wedebchannel6217
    @wedebchannel6217 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ሰላም ኩቡራት ይሕዋት ኣብ ዘለኩሞ ዓወት ምስ ሙሉኡ ጥዕና ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ገጽ ወለድኩም የርየኩም ወፊርኩም እተዉ የቀኔለይ ኣብዛ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ ይሕዋተይ ናተይ

  • @ሶልያናጋልሑሞራ
    @ሶልያናጋልሑሞራ 2 ปีที่แล้ว +3

    ሉለይ ምቅርቲ ብጣዕሚ ዝፍትዋ 🥰💥🙏

  • @ትግራይ
    @ትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ሉለይ መቀረት❤❤

  • @kiflerobel9002
    @kiflerobel9002 2 ปีที่แล้ว

    N hanibal btaemi sle zednko subscrib giere aleku

  • @robelmukur8982
    @robelmukur8982 2 ปีที่แล้ว

    Deki erey Natalie yeaku 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @ፊቕርምስኹሉ
    @ፊቕርምስኹሉ 2 ปีที่แล้ว

    ልሉ ቆንጆ ኩፍትውኪ ናብ ራያ ራይማ እባ ተዛወር