ዓይኒ ሰብ እዩ እናበልኩም ኣይትሸወዱ ሰይጣን እዩ👉 ንቅሑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 15

  • @dhdhdhffjfhbd9959
    @dhdhdhffjfhbd9959 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ብሩኸይ✝️🙏♥️
    መስተውዐሊ ልቦና ይሃበና ልዑል ፈጣሪ🥺

  • @AsmeretMengistu-f8q
    @AsmeretMengistu-f8q 3 วันที่ผ่านมา +1

    ጸግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ንዓና ከኣ ዝሰምዕ እዝኒ ዘስተውዕል ዓይነልቦና ይሃበና ፈጣሪ❤❤❤

  • @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
    @ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ 2 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክብር ሓውና
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘመልካ 🤲✝️🍃🌾🌿
    እግዚአብሔር ግሩሙን ድንቅን ገይርካ ፈጣርካኒ ኢካ እሞ የመስግነካ ኣለኩ ❤
    ግን ምዕራፉ ተትናገር/ተትገልፀና ሰናይ ነይሩ ምስ የቅርታ

  • @SaraMoh-n8g
    @SaraMoh-n8g 3 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @bsikiros7171
    @bsikiros7171 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃለሂወት የስመዐልና ብትክክል ኣብ ዓድና ቆልዓ ተበክዮ ዓይኒ ሰብ እዩ እናበሉ እንቃቆሖ ኣብ ርእስና የፍሱሱልና ዓይኑ ሓሚሙ እናበሉ የብጡሑና ጉሳይ እናበሉ ጉሳይ ይዓጥኑና ደም እንስሳም ይቁሎ፣ውቃጦ ሓንቲ ሕቶ ካሓተካ ወድነይ ወላዲየይይ ቀሺ እዮም ምንም ኣይፈልጡንስለ ድፍትርነት ብዘይ ድርሳነ ሚካኤልን መዝሙረ ዳዊትን ምድጋም 24sat ቤተክርስትያኖም የገልግሉ ሓንቲ ግን ኣላ ዓፅረሽንቲ ተሒዚካ ሰብ፣ ኣኡዱግ ፣እንስሳት ተሓሚሞም ሽንቲታኣብዩዎም ካብ 7ቦታ 7 ሱራሱር ፊሒሮም ይሸጥዎ ይእሰረካ እንስሳም ካብኡ ቶሎ ይሸኑ እና ካብ ወለደይ ዝወረስክዎ እየ ይብሉስ ናይ መንፈስ ዶ ይኮን ቤተሰብና ኩሉ ምስቅልቅል እዩ ግን ሂወትና ኩላህናስ ታይ ይኮን መልሰለይ ወድነይ ብዘይ ቅርሺ ኣይዋሃብን ኣምሒሎም እዮም ሂቦምኒ ይብሉና እዙዩስ ሥሕተት ዶ ይኮን???

  • @محمدعلي-ص2ه1ز
    @محمدعلي-ص2ه1ز 3 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ ዝሐዉ ዒይነ ልቦናና ይክፈተልና

  • @SelamKirosd
    @SelamKirosd 2 วันที่ผ่านมา

    ቃለህይወት የስመዐልና❤❤ናይበርሚን ቅዱስጊዮርጉስ ኣብትግራይ ፕሮግራም ተትገብረልና ፅብቅነይሩ ብዙሕሰብ ክከድነይሩ ብፍላይኣብገጠር ዝሓወይ

  • @RtiMki
    @RtiMki 3 วันที่ผ่านมา +1

    ፀግኡ የብዘሐልካ ኣብርህም ሓወይ

  • @HaregeweyniGmichael
    @HaregeweyniGmichael 3 วันที่ผ่านมา +1

    Stegeu yebzehelka zhawey❤❤❤❤

  • @ፍርወይኒ-ወ1ፀ
    @ፍርወይኒ-ወ1ፀ 3 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የሰምዐልና

  • @helenshimendwelday8436
    @helenshimendwelday8436 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @GgHhe-el3dx
    @GgHhe-el3dx 2 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ኣለኩ ኣብ ስደት እየ ዝነብር ምስ ሰብ ክስማዕማዕ ኣይኪእልን 😢😢😢

  • @GgHhe-el3dx
    @GgHhe-el3dx 2 วันที่ผ่านมา

    መፍቲሒኡ እንታይ እዩ😢

    • @dhdhdhffjfhbd9959
      @dhdhdhffjfhbd9959 วันที่ผ่านมา

      ፆምን ፀሎትን ኣዘውትሪ ዝሓፍተይ 🥺

  • @RtiMki
    @RtiMki 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤