ጉዕዞ ናብ ገዳም ማርያም ጉንዳ ጉንዶ - ኣብ ሓደጋ ዘሎ መንነትና ቅርስናን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ✍️ ምስ ማሕበር ኤልሮኤ ኣውሮፓ ብምትሕብባር ኣብ ሓደጋ ዘሎ መንነትና ቅርስናን ወለድና ዝኾነ ገዳም ማርያም ጉንዳ ጉንዶ ዝገበርናዮ ጉዕዞ ብጣዕሚ ስምዒትካ ዝትንክፍ ኮይኑ ረኺብናዮ። እቲ ገዳም ኣብ ዓብዪ ሓደጋ ወዲቑ ኣሎ።
    ✍️ ማሕበር ኤልሮኤ ኣውሮፓ ንመነኮሳት ወለድና 38,045 ቅርሺ ዝወደአ ቀለብ 6 ወርሒ ሸሚቶም ኣረኪቦም
    ✍️ ፍረሂወት ገ/ሚካል ሓፍትና ካብ ጀርመን ድማ ዝለኣኸቶ 13 ሺሕ ብር ነዚ ገዳም ብሽማ ኣረኪብናላ ኣለና።

ความคิดเห็น • 283

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ፀሎቶምይ ምህላለኦምን አየፈለየና ክብራት አቦታትና መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላክ ናይ ዘበን ዘበንካ ልተባረከ ይኩን አሜን ፫⛪️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 5 ปีที่แล้ว +52

    እዋይ ተዓዲሉልካ መምህር ምሉእ ሲ ከምታ ስምካ ምሉእ ኢኻ ክትውለድ ከለኻ መዓልቲ ናይ በረኸት ሰብ ኢኻ ዓቢ ዓስቢ ኣለካ ካብ ኣምላኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @haileakeleguzay6755
      @haileakeleguzay6755 4 ปีที่แล้ว

      Naye Behakie kame shemu Mule seb

    • @liorayasni4283
      @liorayasni4283 4 ปีที่แล้ว

      መንሽምካ እንታይ አይነት ህሊና አለካ ሙሉ ስምእ ጥራይ ሰብ ኮይኑ ብህይወቱ ይኩን ብፍጥረቱ ሙሉእ የለን።
      እስኩምሱቅ ኢሉኩም ገንዘብኩም ጉልበትኩም ወዲዩ ካብ መርገም ዘይወፅ ህዝቢ .
      ንመፅሃፍቅዱስ ዘለዘይነብበብናዩ ብስም ክርስቶስ ኮፍ ኢሎም ንህና ፍታት ንህብ ነዛ ገዳም ኪዱ ጎይታ ቁስቅዋም ከደ እንዳበሉ ይፃወተልኩም .ጎይታም ስደተኛ ጌይሩ ንአለም መሳቅያን ፍሽክታት ጌሩና .
      እስካ አውፃ ነዛቀይሺ ስእሊ
      ይአክል ብስም ማርያም አደ ዝፃወተልኩም ቀሽ ናይ ፃእዶት ስእለ አደ እንድልበልኩም ትሰግዱ ኡኡ ነአኩም

    • @haileakeleguzay6755
      @haileakeleguzay6755 4 ปีที่แล้ว

      @@liorayasni4283 Hawey or hafetey Mule Seb kabelo kelaeku ab teheatie Amelak eya emeber memher yekune ane wela kulue futeur abeza mederie gedalo alena feteurate kesabe zekoena ,bejaka hedea Amelak abeaza fetseume seab yalone ,emo ane neatie seneay zekonea nager tegabare naye memeher Mulue hawena kemasghen ela eya zehaftey or zehawey mesenaye yekearita.

    • @liorayasni4283
      @liorayasni4283 4 ปีที่แล้ว

      @@haileakeleguzay6755 እንታይ እዩ እስኩም ሙሉ ሙሉ ሓወይ ናይ ሰብ መንፈስ እዩ ናይ ፃእዶት ስእሊ ዘይዛረቡ ዘይራአዩ አቡ ጠጠው አቢሉ መንፈስ ዝፃወተልኩም.
      ሙሉ ብፍፁም መፅሃፍቅዱስ ዝጣረስ ትምህርት እዩ ዝህበኩም
      እስከ ንራአዩ መፅሃፍቅዱስ ናንብቦ ብሓቂ ከሙ ይብል ከይበልኩም እስኩም። ናይ ሰብ ባርያ ኩልግዜ በአልኩም ራእዩ አንብቡ

    • @haileakeleguzay6755
      @haileakeleguzay6755 4 ปีที่แล้ว

      @@liorayasni4283 Okey emo tsegame yalone kiead endeomo nab negadaye Israel Dansa,wey Edieda,waye naye hasote nabey Surafel, eseka nateka reito aleka etie kale seb ka nenatu reito alewo::

  • @zaidsyum9706
    @zaidsyum9706 5 ปีที่แล้ว +37

    ምሉእ ወዲ ደይማርያም ነዛ ሓላፊት ዓለም ተበሊጽካላ ንዓኻን ንመሳርሕትኻን ዘይውዳእ ሃብቲ ሰማይ ይሃብኩም ዞም ይሕዋተይ ተዋህዶና ትንበረልና 🙏🙏🙏

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ማርያም ጉንደ ጉንዶ ረድኤትን ብርከትን ምስ ኩላትና ይኩን

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 5 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቅዱስ ቦታ ማርያም ጉንዳጉንዶ

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ገዳም ማርያም ጉንዳ ጉንዶ በረከትን ረዲኤትን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣቱም እትልግሱ ዘለኹም ኣሕዋተይ እውን ፈጣሪ ይቀበሎ በረከቱ ኣብዚሑ ይዓድልኩም። ኣብ ገዳም ዘለኹም ኣቦታትና ዓለማዊ ናብራኹም ገዲፍኩም ንዓና ትነብሩ በረከትኩምን ፀሎትኩምን ኣይፈለየና። መምህር ሙሉ እውን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 5 ปีที่แล้ว +52

    ፀሎትን በረከተሙን ኣቦታትና ኣይፈለየና እናበልኩ ንማሕበር ኤሮፓ ብዝትገብርዎ ዘለኩም ምትሕብባር ክነመስግነኩም ይፈቱ ። መ/ር እሞ መግለፂ የብለይን ስቅ ይሕሸኒ 😍

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
    @ናይማርያምባርያእየናይኣም 5 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ኣዴና ማርያም ጉንዳ ጉንዶን ናይ ቅድሳን አቦው ወለድና በረከቶምን ረዲአቶምን አይፈለየና!!
    ተዓዲልኩም ሙሉየ በረከተ እግዚአብሔር አብ ዝርያኩም ይዕሰል!
    ሲኖዶስ እባ እንታይ እዮ ስርሖም የሕዝን
    ሙዚቃ ኣይትጠቀሙ ክቡራተይ ብበገና መዝሙር ኣመሓላልፍዎ እዚ ሙዚቃ ዝበሃል ኣብ ዝኮነ ይኩን ናይ ኣምላክ ኣይፍቀድን

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +3

      ኣብ ቀፃሊ ክንእርም ኢና።

  • @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
    @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ማርያም ጉዳጉንዶ ረዴኤትን በረኸትን ኣይፈለየና መምህር ሙሉ ከኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 3 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍፍፍ መ/ር ሙልዋይ ገበረቲ ሰነይ ዋጋኩም ብሰማይ ይጽሓፈልኩም በረኸትኩም ኣየይፈለየና ኣቦታትና🤲🤲🤲💒💒✝️✝️✝️💔💔💔💔

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 5 ปีที่แล้ว +41

    ኣብ እድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ኢሎም ፣እዚይ ገዳም ንዓድና ትግራይ ዓብይ በረኸትን ዓብይ ታሪኽን እዩ ግን ኣይተረደአናን ፣እስኪ ሐጂ ኣጀና እድ ንኢድ ተታሓሒዝና ኣለና ንበሎ💕👏

    • @samer8063
      @samer8063 5 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ

  • @ገነትኤደምገነትኤደም
    @ገነትኤደምገነትኤደም 4 ปีที่แล้ว +1

    ማርያም ጉንዳ ጉንዶ ትሓልወና

  • @befkirnfkirnfkirbefkr7238
    @befkirnfkirnfkirbefkr7238 5 ปีที่แล้ว +5

    Muluy shukorr 🇪🇷🇻🇳😍😍😍😍😍

  • @ህንጻማርያምተስፋይ
    @ህንጻማርያምተስፋይ 4 ปีที่แล้ว

    ፀጋን በረኸተን ኩም ንኩላትና ይኹን ቃለሂ ያሰማልን ዕድመን ጥዕናን ንዓበይኩምን ዝናኣስ ኩምን ወለድናን ኣሕዋትናን ይምነ አሜን አሜን 🤲🤲🤲✝️✝️✝️🤲🤲✝️✝️💗💗🌽🌽🌽🌽🌽💟💟💟💟💟🌷🌷🌷🎂🎂💐💐💐🌹🌹✝️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲✝️

  • @user-pr9ni7ie8z
    @user-pr9ni7ie8z 5 ปีที่แล้ว +16

    ናይ እናታችን ቅድስት ድንግል ማርያም በረከትን ረድኤትን አይፈለኩም ክብራት አቦታትና

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
    @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 5 ปีที่แล้ว +4

    ገዳም ጎንዳ ጉንዶ ማርያም በረከቶም ፀለቶምን አይፈለየና
    ንመምህር ሙሉን ንመሓበር ኤልሮኤ አዉሮባ ከየመስገንኩኩም ኣይሓልፍን
    ፈጣሪ ብምድር ብሰማይን ዓስብኩም የብዘሐዮ

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว +1

    ፀሎትኩም በረከትኩም ኣይፈለየና

  • @amaniamani8183
    @amaniamani8183 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ገዳም ማርያም ጉንዳ ጉንዶ ፆሎትን በረኮትን ምስ ኩለና ህዝብ ክርስትያን ይኩን ንኣበታትናን ህዝብ ኢሮቅ ካምኡ እውን መምህር ሙሉየ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 5 ปีที่แล้ว +12

    ዋውውውውው መምህረይ በረከት ናይዞም አቦታትና አይፈለይካ ንዞም ወሃብቲ አሕዋትና ውን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓግዞም ሰላም ለሃገሬ ኢትዮጵያ

  • @amenhnasser8504
    @amenhnasser8504 5 ปีที่แล้ว +9

    መምህር ሙሉ ምስ መሳርሕትካ እትገብርዎ ሰናይ ተግባር ብጣዕሚ ተሓቢና ብኣኹም ብውልድኩም ተሓጎሱ ሓይልኹም የፅንዓዮ ፈጣሪ

  • @ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ
    @ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ 5 ปีที่แล้ว +3

    ብፀሎትኩ አይሓግዘና
    ናብዚ ገዳም ናብ ደገአፉ
    የብቀዓና

  • @genetgebreyesus7718
    @genetgebreyesus7718 5 ปีที่แล้ว +14

    ናይ አቦታትና ፀሎት በረከቶም ረዲኤቶም አይፈየና አሜን ንዞም አሕዎትና ኢግዚአብሄር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ፀጋን የሃበልና ከም ዝወፀ ይተከአልኩም በረከትኩም የካፍለና ሰናይ ተግባር ናይ ሰናይ ሰብ ድልየት እዩሞ ብዕሚ ደስዝብል ደስ ይበልኩም አስርኩም የከትለና አምላክ!!!😢😢😢😘🌴

  • @እግአብሔብርይመስገን
    @እግአብሔብርይመስገን 5 ปีที่แล้ว +7

    ታዓዲልኩም ብራካት አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ አበረከትኩም ይሕዎሰና ፀጋው የብዛሓልኩም አምላክ
    ቅዱስት ድንግል ማርያም አደዋይ ናዓይ ንባርያኪ እውን ካብ ስደተይ ብሰላም መሊስኪ ናብ ቤተ መቅደስኪ አፍደገኪ ክስዕም ፀበልኪ ምሰቲ በረከትኪ ከከፈል ፍቃዲኪ ይኩነለይ አሜን፫

  • @smirhsalm4620
    @smirhsalm4620 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይባርኩም

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍትዋትን ብሩካት. ...ከምኡውን ክቡራት
    የህዋተይ እንቃእ ብሰላም ኬድኩም
    ብሰላም ተመለስኩም።
    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን።

  • @yfgfffgg2892
    @yfgfffgg2892 5 ปีที่แล้ว +6

    አይይይይ ብሓቂ ብመንፈሰ ዘቅንእ ሰራሕ እዩ ክብራት አሕዋተይ ናይ አዴና ቅድሰቲ ድንግል ማርያም አማላጅነት ምሳኹም ይኹን መምህር ምሉ ሓውይ : ምስግና ሓውይ እና ሰሎሞን ካብ ልቢ ብሸመይ እና ብሸም ማሕበር ኤልሮኢ ከመሰግነኩም ይፈቱ አይዞኹም አብ ጎንኹም ኢና

  • @user-fv3nv2np3o
    @user-fv3nv2np3o 5 ปีที่แล้ว +121

    ግን ይቅርታ ካብ ማንም ፈሊጠ አይኮንኩን ግን እቲ አብ ንጎ ምንጎ ትጥቆምዎ ዘልኹም ሙዚቃ ገዲፍኩም መዝሙር እንተትገብርዎ ይብል ብዝተረፈ አንቱም ልገስቲ ማሕበር አምላኽ ዕፅፊ ግሩ ይሃብኩም

    • @asadaetho3618
      @asadaetho3618 5 ปีที่แล้ว +4

      አቦታትና በረክትኩም አይፈለይና

    • @samer8063
      @samer8063 5 ปีที่แล้ว +9

      ብሓቂ አነ እውን ከምኡ ክብልየ ነይረ ብዝከነ ይቅርታ ግን ተትመሓየሽ ብመዝሙር ማለት መንፈሳዊ በታ ስለ ዝከነ ኢለ እየ።አቱም ገበርቲ ሰናይ ብዘለኩምዎ ሰላመ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። በረከት ረዲኦቶም አይፈለየና🙏🙏🙏

    • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
      @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +3

      ብሓቂ ኣነ እውን ክብሎ ዝደሊ እዩ
      ኣሰተካክሉ ሙሉ ሓወይ ትግራይ ብሃይማኖት ትወድቅ ኣላ ቁዱሳን ኣቦታትና ንምንታይ ዘይግሰፁ ግና ትግራይ ሚዚቃ ጭፈራ እናወሓጠና ይከይድ ኣሎ

    • @mrteklyee.e.n.n5951
      @mrteklyee.e.n.n5951 5 ปีที่แล้ว +5

      ባሓቂ ኣነ ከማን ብወገነይ ኣብኣስ ወቂሰኩም ኩሉ ግዝየ እተቕርብዎ መንፈሳዊ ብመዝሙር እንተ ትገብርዎ ጽቡቕ ኔሩ ዓለማዊ ግን ጸገም የብሉን ነቦታት ኦርቶዶክ ንሃይማኖትና ንመላእ ህዝበ ኦርቶዶክስ ክርስትያን ሰላምን ጥዕናን ዕድመን ይሃበና ሃይማኖትና የጽንዓልና ንገበርቲ ሰናይ ካኣ ትሕዝቶኹም እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኩም ኣሜን(3)

    • @danielabera5108
      @danielabera5108 5 ปีที่แล้ว +2

      አነ እውን ከምኡ .....ንካልእ ጊዜ ግን ሐደራ መዝሙር ይምረፅ ።

  • @afratatesfay3232
    @afratatesfay3232 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ዝሓወይ ማዓረይ ኩሉ ተግባር እግዛኣቢሃር ዝፈትዎ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ከምኡ ዱማ ፀግኡ የብዛሓልካ ፈጣሪ እበር ኣነስ መግለፂ ኤእ ሲኢነሉ ስራሕካ ቀፅለሉ ጥራሔ ክብለካ ዝክእል

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +17

    ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረከትን ሬዲኤትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣነስ ካብ ስደት ተመሊስ ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ቅዱሳን ዝመላለሰሉ መዓልቲ ናፊቀዮ ኣለኩ በዚ መልክዕ ከኣ መራሕቲ ሃይማኖትን መ/ር ሙሉ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም እዚ ኣብ ውመንጎ መንጎ ዘሎ ደርፊ መዝሙር ተትከውን ይምረፅ ከም ናተይ ሪኢቶ እዩ ግን

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 5 ปีที่แล้ว +13

    በረከቶምን ረዴቶምን መሰ ኩላትና ይሕደር አሜን አሜን

  • @HaniGualFikrHani
    @HaniGualFikrHani 5 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉዋይይይ ናፍቀካ ቀኒየ
    እንኳን በስላም መፃካ ናተይ ስብይ
    እቦታትና እዶታትና ፅሎቱኩም እይፍለይና
    ገዳምታትና ክንዕቅብ እለና ኩላትና ደቂ ትግራይ

  • @medhanietewelde707
    @medhanietewelde707 5 ปีที่แล้ว +1

    Nay gedam gunida gunido bereket ayfeleyena eway fetirlikum💒💒💒⛪⛪⛪

  • @helendesta3180
    @helendesta3180 5 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ዘሕጉስ ስራሕ እዩ የህዋትና ንበረከት ይግበረልኩም ናይ ወለድና ፀሎት አይጋደፈና አሜን

  • @user-tc8cl3cz4t
    @user-tc8cl3cz4t 5 ปีที่แล้ว +14

    በረኮቶም ረዲኦቶም እይፈለየና እሜን እሜን እሜን

    • @mhagosbrhane4778
      @mhagosbrhane4778 5 ปีที่แล้ว

      Egzabihier amlak zeywdae yhabkum nmemher dma egzabihier amlak wetru msakum ykun

  • @heucgsyx5609
    @heucgsyx5609 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕዋትና ልበረከት ልምሕረት ልስላም ልጥዕና ልእድመ ይግበረልኩም ለኣነም ናታትኩም በረከት ይሕወስና ፈጣሪ ናይ ኣቦታትና ፀሎት ምስ ኩሉና ይኩን።

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 5 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር።

  • @hhcgvgh5194
    @hhcgvgh5194 5 ปีที่แล้ว +2

    ሙሉየ ፅግኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ፍቃዱ ተኮይኑ ኣነም መፅብዓ ኣለኒ ምስ መሓዙተይ ክከይድ ብፀሎትኩም ሓስቡና ስደትና የሕጽረልና

  • @ascalaacal2481
    @ascalaacal2481 5 ปีที่แล้ว +14

    ብሓቂ ብጣዕሚ ዝድነቅቕ ቅዱስ ስፍራ እዩ ካብ ኣቦታትና በረከቶም ይዓድለና ፈጣሪ

  • @ha-nu9ne
    @ha-nu9ne 5 ปีที่แล้ว +7

    ረዲአቶምን በረከቶምን አይፈለየና ❤⛪

  • @slasftwe7632
    @slasftwe7632 5 ปีที่แล้ว +3

    ፀሎቶምን በርከቶምንናይ አቦታትና ኣይፈለይና ንገበርቲ ሰና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፅ ይተክአልኩም አሜን ፫

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 5 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ዝሓስባን ብልበይ ትሕዝነኒ ዝነበረት ገዳም ማርያም ጉንዳ ጉንዶ እያ ብሓቂ መምህር ሙሉ እግዚኣብሄአ ዱልበትካ ያፅናዓዮ ናብዙሕ ሰብ ጭንቂን ፀበባን ትፈትሕ ኣለኻ ኣምላክ ካብ ሕማቅ ነገር ኩሉ ይሓልካ ዝሓወይ ኣሜን

  • @حبيبهاحمد-غ1ق
    @حبيبهاحمد-غ1ق 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ አቦታትና ፀሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ምሉ ሓወይ እግዚአብሔር ይይፈልካ

  • @frtunagebreyohanns8750
    @frtunagebreyohanns8750 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሩኻተይ ጸሎት ናይ ቅዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና

  • @golmenewet4992
    @golmenewet4992 4 ปีที่แล้ว +1

    Bereket Adiena qdsti dngl maryan Ayfelekum zem Ahwatey

  • @hrudrjrj284
    @hrudrjrj284 5 ปีที่แล้ว +10

    መምህር ሙሉየይ ባአሉ ፈጣሪ ይክሓስካ ንኹሉኹም አግዛብሄር አድመ tana ይሃብኩም ኣሕዋተይ ምኣረይ

  • @mariaymaxumancihtabkgue5d655
    @mariaymaxumancihtabkgue5d655 5 ปีที่แล้ว +1

    Teislot barkitekume ayfliynue amen AMEN AMEN AMEN

  • @habsh5752
    @habsh5752 2 ปีที่แล้ว

    ክቡራት ኣቦታትና በረከትኩም ጸሎትኩም አይፈለየና🤲
    ክቡር መምህር ሙሉ ብዕድመን ጥዕናን ብጸጋ ይሓልወኩም ክቡራተይ❤❤

  • @saraaaaa5162
    @saraaaaa5162 5 ปีที่แล้ว +2

    በርከቱኩም ይሕድርና

  • @tsegatsega3161
    @tsegatsega3161 5 ปีที่แล้ว +2

    በረከቶምን ጸሎቶምን ኣቦታትና ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ይሕደር ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @getahagos
    @getahagos 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ኣቦታትና በረከቶም ይግበረልና ብጣሚ ደስ ዝብል ልግስና ኢዩ

  • @Seb15
    @Seb15 5 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ንዓካ ይኩን መ/ር ሙሉእ 🙏ንስካ ሓደ ሰራሕካ ግን ናይ ኣሻሓት ንዓካ ዝክተሉ ይፍጠረላ ትግራይ ለምለም🌿

  • @eseyasmengstu372
    @eseyasmengstu372 5 ปีที่แล้ว +2

    በረከቶም የካፍለና

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว +1

    Bereketkum ayfeleyena 🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪⛪⛪💟💟💟💞💞💞

  • @dianaweldemicheal8165
    @dianaweldemicheal8165 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣቤት ደስ ዘብል ገበርቲ ሰናይ"+++ መዝገብካ ኣብ ዘለዎ ኣብኡ ድማ ልብካ ኣሎ ስለዚ ብልዒ ኣብዘይበልዖ ነቀዝ ኣብዘየንቅዞ ሰረቅቲ ኩዒቶም ኣብ ዘይሰርቀዎ ኣብ ሰማይ ድኣ መዝገብ ግበሩ አምበር ብልዒ ኣብዝበልዖ ነቀዝ ኣብ ዘንቅዞ ሰረቅቲ ኩዒቶም ኣብ ዝሰርቁዎ መዝገብ ኣይትግበሩ፥ማቴ 6፥19-21+++" ደስ ዘብል ዩ ሞ ሰስኑ ብዝሑ.... ናይ ብሓቂ ነዛ ጨናዊት ዓለም ተበሊጽኩምላ ኢኩም እቲ ኩሉ ዝርኢ ኣምላክ ብዕጽፊ ይክሓስኩም ኣቦታትና ከኣ ብጸሎት ሕሰቡና...ከመይ አዚ ግብሪ ዚ ዝገብር ብጹእ ኢዩ ሞ ናብዚ ንከብቀዓና ደግፉና ብጸሎትኩም

  • @saytsayt164
    @saytsayt164 5 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ቅድሳት አቦታትናን አዴትታናን በረከቶም ረድእቶም አይፍለየን አሜን፫ መምህረይ ደሞ እመቤት ድንግል ማርያም ምስ ወዳ ብዝኸድካዮ ትከተልካ ማሕብር ኤርኦ ብእወነት እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኩም

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላክ ይሓግዝኩም አኣሕዋትና ማሕበር ኤልሮኤ ንመ/ር ሙሉ እኳ መግለፂ የብለይን ፀለትኩም ድማ ኣይፈለየና።

  • @ተዋሕዶእምነተይ
    @ተዋሕዶእምነተይ 5 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ኣምላክ ንኣቦታትና ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና በረከትኩም ጸሎትኩም ኣይፈለይና።ንገበርቲ ሠናይ እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብኩም።

  • @ወለተሚካኤልነኝየድንግልማ
    @ወለተሚካኤልነኝየድንግልማ 5 ปีที่แล้ว +2

    በርኮቶም ርድኤቶም ምስ ኩላትና ይኩን አሜን

  • @ለምለምራያ-ሐ6ኘ
    @ለምለምራያ-ሐ6ኘ 5 ปีที่แล้ว +4

    ወይኔ 😢😢😢😭😭😭😭በረከትኩም ይሕደረና ማሕበር ኦልርኤ ብምንታይ ቃላት ክገልፀልኩም ማሕበርኩም ይለምልም ሕማቅ ኣያርእኩም 💓💓ወሃብቲ እግዚአብሄር ኣብዝሑ ይሃብኩም መምህር ሙሉየ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ 💓💓💓

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
    @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም 5 ปีที่แล้ว +12

    በረከት ረዲአት ቅዱሳን ኣቦታትና ምሳና ይኹን ።ማሕበር ኤለሮኢ ኣምላከ ቅዱሳን ፀግኡ የብዝሐልኩም
    ሙልዋይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሃብካ ❤

  • @selam6473
    @selam6473 5 ปีที่แล้ว +2

    ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ በረከቶም ይሓግዝኩም ይሓግዘና መግለፂ ስኢነልኩም ኣቱም ፍቁራት ኣሕዋተይ ንኣይ ንደካማ ሓፍትኩም ጋልኩም ኣብ ፀሎትኩም ሓግዙኒ ሰናይ ነገር ንክገብር እግዚኣብሄር ይሓግዘኒ ኣቦታተይ ብፀሎትኩም ሓግዙኒ

  • @amanueldesta8748
    @amanueldesta8748 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣዝዩ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰናይ ግብሪ እዩ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ነቲ ዘውጽእዎ ወጻኢ ኣብዚሑ ይተከአሎም ነዚ ኹሉ ጸገምን ሽግርን ጸይሮም ዝኸዱ ዘለው ኣቦታትናን ኣዴታትናን እግዝኣብሄር ኣምላኽ ነቲ ዝገብርዎ ዘለው መስዋእትን ገድልን ኣብዚሑ ዓስቦም ኣፍታ ዘይትሓልፍ መንግስተ ሰማይ ይጽሓፈሎም። መምህር ሙሉ ድማ ነዚ ዘሎ ሽግራት ንምቅላል እትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪን ናብ ሰማዕቲ ብምግዋሕን ኣዚና ነመስግን።

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
    @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ረዲአቶምን በረከቶምን ምስ ኩላትና ይሕደር አሚን አሚን🙏
    ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋትና ኤልሮኤ ንመምህር ሙሉየይ እኳ መግለፂ ቃላት የብለይን

    • @brhanemerhane2488
      @brhanemerhane2488 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን
      ኣሜ
      ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ቅዱስ ኣምላኽና ዓስቢ ቅዱሳን ስኸፈለ ዓስብኹም ይኽፈልኩም
      እሺ ከም ፍቓድ ኣምላኽ እዞም ማሕበር ኤልሮኤ ንሕናውን ምሳኹም በረኸት ምተኻፈልባ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ጀርመን ባየርብ እየ ዘለኹ ብስም እግዚኣብሄር ይምሕጸነኩም ክትድዉሉለይ ስልክ 0 1521 134 60 70 ብርሃነ መሓሪ

    • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
      @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 5 ปีที่แล้ว +1

      አሜን ሰበይ

  • @selam6473
    @selam6473 5 ปีที่แล้ว +3

    ሙሉየ መዓረይ ምስ ኩሎም መሳርሕትካ መግለፂ ስኢነልኩም እግዚኣብሄር ዓስብኩም ይክፈልኩም

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 5 ปีที่แล้ว +4

    ማሕበር ኤለሬኦ ኣውረጳ እውን ብሓቂ ንፍዓት ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
    @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜንንንንን ፫ ፀሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦታትና ኣይፈለየና
    ንትህቡ ፈጣሪ ፀጋ በረከቱ የብዛሓልኩም ይሃብኩም

  • @addisaddis6158
    @addisaddis6158 5 ปีที่แล้ว +4

    በረከትኩም ይብጻህና ትግራይ አደይ ሰላምኪ ይብዛህ።

  • @የዘላለምህይወቴድንግልእመ
    @የዘላለምህይወቴድንግልእመ 5 ปีที่แล้ว +2

    ፀሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏

  • @እምነትእዩዓቢይ
    @እምነትእዩዓቢይ 5 ปีที่แล้ว +3

    በረከቱኩም ጸለቱኩምን አይፈለና መምህር ሙሉ ብርሃን አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ

  • @selameytesfu5847
    @selameytesfu5847 5 ปีที่แล้ว +2

    Egzabher xegu yebzhalka hawey i am from Eritrea but i am Happy for your Good job

  • @hiyabhabtestsien7344
    @hiyabhabtestsien7344 5 ปีที่แล้ว +4

    Abotatna Brukat xelotkum n bereketkumn ayfeleyena eza Resah alem salakatkum iya dew ela zela Edmen tienan yhabkum Brukat sdran 🙏🙏 memhr mulu hawna kea edmen tienan yhabka teadilka ika

  • @mebgeb4740
    @mebgeb4740 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ናይ በረከት ተካፈልቲ ይግበረና እግዚአብሔር

  • @damitsegay5349
    @damitsegay5349 5 ปีที่แล้ว +40

    እዋይ ንሕናስ ገንዘብና ኣብ ሽሻ ኣብ ጋልእን ገንዘብና እንዳ ኣጥፋእናዮ መፍቶ ሸይጣን ኮይና (ነዚ ኑኡስ ዎሎዶ እስከ ጸልዩ ክባርኸና)!

    • @hhcgvgh5194
      @hhcgvgh5194 5 ปีที่แล้ว +5

      ካብ ከዚ ልቢ ግበር ሓወይ ወላዲት አምላክ ትሓግዝካ

    • @loveyajolove6472
      @loveyajolove6472 5 ปีที่แล้ว +1

      Ewe dekey lbena tedfinu eyu delo

    • @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
      @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆኻ ኣምላኽ ይቅር በሃላይ እዩ እሞ ይቅር ክብለካ ንስሃ እቶ

    • @sarabekru7490
      @sarabekru7490 4 ปีที่แล้ว

      Yes that is true you are Smart

    • @ትግራይዓደይሰላምንዕኪ
      @ትግራይዓደይሰላምንዕኪ 3 ปีที่แล้ว

      @@sarabekru7490 እግዚአብሔር አምላኽ እስራኤል ዓይነ ልቦናኻ ይክፈተልካ ግን ሓንቲ መዓልቲ እግዚአብሔር ልብኻ ክክፍት እዩ እመ.ብርሃን ምሳካ ትኹን

  • @genetgrbremichal3942
    @genetgrbremichal3942 5 ปีที่แล้ว +2

    Memher mulu❤❤🙏🙏🙏

  • @atekingrolaatekingrola7455
    @atekingrolaatekingrola7455 4 ปีที่แล้ว

    hawna ykenyelna amen amen

  • @XxtraaXxtraa-zw8lf
    @XxtraaXxtraa-zw8lf 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይ አቦታትና ፅሎት በረከት ይብፀሐና

  • @eluyoh8716
    @eluyoh8716 5 ปีที่แล้ว +1

    Betam des behali nay behaki Tegarun Ahwatey enkwando,ni seldikum ,ni hiwetkum aytsisieun.❤❤❤❤❤

  • @ቤቲጓልትግራይ
    @ቤቲጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ኣቦታትና ረዲእቶሙን በረከተሙን ኣይፈለየና መምህር ምሉ ምስ መሳርሕትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓስቢ ድካምካን ራሃፅካን ብኣምላክ ርከቦ ሓላለይ

  • @meri8786
    @meri8786 3 ปีที่แล้ว

    እግዛብሄሪ ኣምላክ ፅላሉ የንብረልኩም

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 5 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ናይ ኣቦታትና ኣይፈልየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @teklitsilay8573
    @teklitsilay8573 5 ปีที่แล้ว +7

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ብጥዓሚ ከቢድካ ዘንብዕ እዩ ግን ኣምላኽ ከም ምሕረቱ እምበር ከም ሓጣትና ኣይ ይኺደና ነቦታትና እምነት ይወስኸሎም ነዓና ድማ እንቶ ብገንዘብ እንቶ ብጸሎት ኣምላኽ የላዕለና ኣሜን (3).

  • @madinamad6663
    @madinamad6663 4 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይስ።ህንደይ።ዘይተረአየላ።ታሪክ።ኣሎ።ዓደይ።ማዓረይ

  • @mahdargereziher781
    @mahdargereziher781 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen bereket nay adena kidist dingl maryam gunda gundo ms kulatna ykun xsegu yebzhalekum

  • @tittit7589
    @tittit7589 5 ปีที่แล้ว +3

    አባቶቻችን በረከታቸው ይደርብን አሜን፫

  • @biniyamwolday2677
    @biniyamwolday2677 4 ปีที่แล้ว +1

    Derfi mliye hawey aytiwlie

  • @عليمحمد-ظ8ش8ض
    @عليمحمد-ظ8ش8ض 2 ปีที่แล้ว

    እግዛብሔር ናይ ዞም ኣቦታትና ፀጋ ይሓልወና

  • @abrahalegebretsadik6285
    @abrahalegebretsadik6285 5 ปีที่แล้ว

    Bhaqi teadilkum egziabhier Amlak tsegue ybzahalkum abotatna egziabhier Amlak nay agolgulot zebenkum ybarkelku tselotkumn bereketkumn ayfeleyena nmemhr mlu hawuna n mahber elroin dma egziabhier Amlak tsegue ybzahalkum amen amen amen

  • @samerasamera553
    @samerasamera553 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ. ዝብል ነገር ካብዚ ዘዓቢ ነገር የለን ታርክ ሃይማኖት ካ ምላዓል
    ባቃ መገለፂ ሓስባ ስአነ ንዘሃበ እግዚአብሄር የሃቦ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ እስራኤል ናሃብኩም የንበርካም ክብርት አሕዋት መምህር መሉ ሓውና ዶም ዕድመን ጥዕናንን የሃብካ ደኪምኒ ከይበልካ ትስረሕ ዘለካ ስብ ኢካ እም
    አብ ዘከድካዮ ለምለም ይፅናሓካ

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሐልኩም ኣሕዋተይ ሙለይ ዓስብኻ ብኣምላክ ርከቦ

  • @hiwetgebrhewt8245
    @hiwetgebrhewt8245 5 ปีที่แล้ว +1

    Bereket nay mareyam gundagundo ayfeleynan amen amem amen memhir mulu edema tenan yhebeka

  • @ygffghdhjiig2044
    @ygffghdhjiig2044 ปีที่แล้ว

    በረከቶም ረዲኤቶም እግዚአብሔር አምላክ ይምደረና

  • @user-kp8tf7qr5k
    @user-kp8tf7qr5k 3 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ሓወይ ኣቦ ውፅዓት ኢካሞ ዓስብካ ካብ እግዛብሄር ክትረክቦ ኢካ ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ🙏🙏🙏🙏

  • @nebiutessema3865
    @nebiutessema3865 4 ปีที่แล้ว

    ስለ ጉንዳጉንዶ ገዳም ታሪክ በጥቂቱ ባውቅም የቀረበውን ትግርኛ ቋንቋ ስለማልችል ብዙ አልገባኝም።
    ስለመነኮሳቱ ወቅታዊ አኗኗርና ገዳሙ ስላለበት ሁኔታ፣ የመነኮሳቱን ቁጥር ፣
    እንዲሁም አንዲት ሴት መነኩሴ video ላይ ያየሁ ይመስለኛል ቦታው ደግሞ ለሴቶች ግዝት ነውና ትንሽ ግራ ተጋባሁ ፤ በጽሑፍ የሚገልጽልኝ ሰው ባገኝ ደስ ይለኛል ።

  • @sarasea6510
    @sarasea6510 5 ปีที่แล้ว +2

    Berkitkmu redetnkimun ayfelyna AMEN AMEN AMEN

  • @almazhabtom658
    @almazhabtom658 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen (3) Bereketomun redietomun ayfeleyena .m/m ka egzanher edmen tinan yhabka

  • @tegi81welde96
    @tegi81welde96 5 ปีที่แล้ว +1

    Ata nskas nay amlak luauk eka egziabhar kndi shih ygberelka zereka 🇮🇹🇪🇷 🇪🇹 one love

  • @titigelweyane9612
    @titigelweyane9612 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣቦታትና ፅሎት ኣይፍለይና

  • @Gh-sj7yf
    @Gh-sj7yf 5 ปีที่แล้ว +3

    ክቡራት አሕዋትና ከምዙይ ሐሳብ ዘሓሰብኩም ብጣዕሚ ደሰሰሰሰ ዝብል አግዚአብሔር ዕሰብኩም ይክፈልኩም

  • @ሂዋንየትግራይልጅ
    @ሂዋንየትግራይልጅ 5 ปีที่แล้ว +1

    በርክትን መስ ኩላትና ይኩን

  • @hiritysahle4088
    @hiritysahle4088 4 ปีที่แล้ว +1

    God bless you brother you are so blessed 🙏🙏🙏