ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - መብራህቱ ሰሎሞን Vs መም. ወጊሑ ፍስሃጽዮን | Mebrie Vs Wegihu - New Eritrean Show 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - መብራህቱ ሰሎሞን Vs መም. ወጊሑ ፍስሃጽዮን | Mebrie Vs Wegihu - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
TH-cam - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaMqurWddr #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
ናይበሓቂ መብርየ ኣብመወዳእታ ናይምምቓል ዝወሰድካያ ሱጉምቲ ዝያዳ ነዛመደብ
መቐረት ሂባታ ❤🌹❤
መብሬ ናይ ብሓቂ እቲ ዝገበርካዮ ናይ ተማቒልካ ምብላዕ መርኣያ ዓቢ ነገር እዩ እሞ ንበረልና።
ዋዉ ህድሞኖ ሕጂ ጽብቅ ንመብሬ ኣምጽኩምልና ኾኾብ ተዋሳአይ ግደም ተጋዳላይ ይሕግስኩምና ❤❤❤❤❤
መጀመርታ ኩልኹም ብሉጻት ደቂ ዓድና, ራኪ ግን ማዕተብኪ ህድሞና ምስ ጀመርኪ ኣውጺእክዬ Why? ክንድ እቲ ንፈትወኪ ክብርታትኪ ኸኣ ዓቅቢ ይፈትወኪ እየ ,ኣድናቂትኪ ሩታ
Uffff kemzi kemay N Mebre zfetwos yhlu do ma fav artist 😘😘😘❤❤❤❤
ኣድቂ መብሬ ካብ ትግራይ መቀለ💞💞💞
መብሬን ወጊሑን ሽኮራት ደቂ ኤረ ማራ እስከ ፍትዋት 😊❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️
ታፍላ ኣምጹልና ኢልና ኣፍና ደም ወጹ 😢
😓😓😓😓
መብሬ ዓቢ ሰብ፡ናይ ብሓቂ ኣብነታዊ ሰብ።
ንመጀመርያ ግዜ፡ንስልማቱ ንመወዳድርቱ ዘካፍል ዘብ ኮይንካ ኣለኻ።
Love and peace to all Eritrea people thank you HDMONA KEEP UP 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud of mebre bihaki abo fikir eka mebre the best bitaemi tenikifuni 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 rahela kia ajoki mis aron shikor
Ni Mebrye lewahi,legas ,lebam ,ruhiruhi wufuy egzabher edmen tenann yhabka & yhabikum 🇪🇷💪❤️🥰✅️
Mebrahtu and wegihu I love you ❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤️😘😘😘
ኣሰይ ምቁራተይ ደቂ ኤረይ ራሄል ሽኮር ለዋህ ከመደ ግን በጃኺ ማዕተብ ግበሪ ምስ ሰናይ የቅረታ❤❤❤❤❤❤❤❤
ማይናስን ዳዊትን ኣምጹልና ብ ስራሕኩም ኣዚና ዕጉባት ኢና ኮምኡ ውን ንነብስኹም ፍቐድዋ ኣሕዋተይ መዓረይ ይቐንየልና ❤❤❤❤❤
መብሪ ዓቢ ሰብ እታ ኣብ መወዳእታ ሰልድካ ዝተማቐልካያ ❤❤❤❤❤❤ ልቢ ትትንክፍ እያ ነይራ
ዕድመን ጥዕናን መብሪ the best❤❤❤❤
❤ኤርትራውነት ክቡር ፍቅሪ መንነት❤🙏❤🇪🇷💪
መብሬ ዓቢ ሰብ ኤርትራዊ ባህሊ ኣርእኻና ናይ ብሓቂ
መብሬ ናይ ብ ሓቂ ዓቢ ሰብ ኢካ፡ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኣምላክ ዕጽፊ ገይሩ ይሓብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ራኪ ማዕተብኪ የላን ምስ ናይ ይቅሬታ❤❤❤❤
Maeteb gerka kitzimu tiwiel seb win ala. Nai maeteb zigebreka n seb reayeley aykonen. Libka minxah eyu eti wana neger. N seb ziri’o gerka tehabieka kalie tigebr tekonka intay tirgum alewo
ዕባይ መንብሮ ብስነምግባር ዝዓበኻ
ወዲ ወለንስኤ ወዲ ኣብርሃ ወዲ ማሓሪ እንዲኻ:
ሓዊ ጥዑምዝጊ ሓዊ ሓድሽኣለም ሓዊ ተስፋሃን ኢንኻ:
ዕፉን ዱጓ ጣፋ ሃዞሞ በልዕኻ ዝዓበኻ:
ወራሲ ኣቦታቱ ወራሲ የሕዋቱ እንዲኻ:
ብትገብሮ ስርሓት ዑጉባት ኢና ትፍዞኻ:
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ሙሉኣት መሳርሕትኻ ።
ኣብ መወዳእታ ናይ ብሓቂ ልቦና ዝመልኦ ስራሕ እቲ ኦርጂናይ ባህሊ ኣቦታትና ኣርኢኹምና፥ ስጋይ ስጋኻ ዝብል ክቡር ባህሊ ኣቦታትና ኢዩሞ ቀጽልዎ❤
ብጣዕሚ ፁቡቅ መደብ ዝግብኦ ሰብ መብሬ ተዓዊቱ 💪💪💪
መብሪየ ብጣዕሚ ዝናእድ ስራሕ እቲ ቕድሚ ንዓይ ንብጻየይ ዝብል ባህሊ ኤርትራዊያን ኢካ አርኢካናሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
ህድሞና ምስጋና ይግብኣኩም ❤🤴🥇❤️💯✅ ርእይቶ ኣብ ተዓዘብትኹም ዘለኩም ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ናይ ግዜ ድቃስ ሰዲድኩማ ኔርኩም ጽሒፍናልኩም ኔርና ሎሚ ኣብ ጽቡቕ ግዜ የቀንየልና ከምኡ ውን ኣዚና ንፈትዎም ኣርቲስት ሃገርና እንዳ ኣምጻኹም ትገብርዎ ዘለኹም ደስ ዘብል መደባት ክብሪ ይግብኣኩም ቀጽልዎ ኣጀኹም ካባና ዝድለ ክኣ ኣለና ኣብ ጎንኹም 🇪🇷💯❤️💪✅🤴👑🥇🙏
Asey enqae selam mexaekum Tsebuqat Eritrawyan Ahwatey meksebat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መብረ ብሓቂ ጭውነት ንህዝቢ ኤርትራ ዝምጥን ኣገባብ ስነስርዓት ኣርእዩና እዩሞ ብሓቂ ኣታ ጭዋ ህዝቢ ዘይናቱ ዘይደሊ ናቱ ድማ ተኻፊሉ ዝበልዕ ተሓጋጋዛይን ተማላላኣይ ቡርኽ ህዝቢ እንቋዕ ካባኻ ተፈጠርና።
❤🇪🇷❤🍇🍃❤🍇🍃❤🇪🇷🙏🙏❤!!!
ነብሬ ሓወይ ዘርኣዮ ኤርትራዊ ስነ ብግባር ፡ኣነ ክሓልፍ ንስካ ንበር
ዓወቱ ምክፋሉ VERY TOUCHING FROM RSA
ዋውውውውው ኣቦታትን ኣርቲስትን መብሬን መምህር ወጊሑን ብባህልን ብጸወታን ብኹሉ ንህዝቢ ምዝንጋዕ ኢልኩም እትገብርዎን እትሳተፍዎን ኩሉ ጊዜ ዕግበት ኣለዎ እሞ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ብምቕጻል ንረዘነ በየነ (መንክር ኣብ ቀጻሊ ንኽመጽእ ብትሕትና ንሓትት እሞ ደጊመ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ህድሞና ነባሪት ከኣ ትንበረልና ቀጽልዎ ደስ ዝብል ውድድር እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💯💯💯 ❤❤❤❤❤ ።
ህድሞና ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ዘሎ። ኣብ ዚ ድሕሬኹም ዘሎ መንደቕ እዛ ጽብቕቲ ወርቃዊት ባንዴራና እንተትሰቕልዋስ ነቲ ጽባቐኹም ጽባቐ ምወሰኸሉ። መለለይትና ውን ስለ ዝኾነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Arie hawey maynas end dawit Eyob amxayom bless
መብሪየ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
እግዚኣብሄር ይተካኣልካ ኩቡር ሐውና
ን ፍሩቱና ክፍላይ ኣቅርብሉና
እዛ ፈቓር
ራሄል ማዕተብኪ እንታይደኣ ኮኒኪ ኣዉጺክዮ ማዕተብ ግበሪ 🙏🏾🇪🇷🌹🇪🇷
ሰላም ድቂ ኤረይ እዛ ኣብ መወድእታ ዝገብራ ክቡር ሰነ ጥበባዊ መብሬ ብጣዕሚ ደስ ትብል ፍቅሪዊ ሕዉነታዊ ክሳብ ክንደይ ዝኣክል ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ እያ ትገልጽ እሞ ነዚ ሰናይ ነገር ክንዕቅቦ ብዓል ተስፋ እየ ደቂ ሪመይ
Mebre beruk betaemi xibuk abnet❤❤❤
Modesa &ware amexlna🇪🇷🇪🇷
ጋሽ መብሬ በጣም ነው የሚመቹኝ ዛሬ አንጋፋውን ስለ ጋበዛችሁት በጣም አመሰግናለሁ እድሞና በርቱ
ሰላም መራሕቲ መደብ ኣብ ውዽድር ጨመተ ኣብ ቅድሚ በሊሕ ነገር ጠጠው ምባል ኣይፈተኹዋን፡ ርሓቑ ይብል።
Edmeni tenani yhbekumi fetari shkorinatate deki eri ❤️🇪🇷🥰👍🏽
Ajokum Shikorat deki Erey halalat 💪🏽🇪🇷♥️🇪🇷♥️🙏🏽♥️🇪🇷♥️we Love you all so much 👍🏽
Wow ab mewedeta nay abon weden gerkuma des zebel nemebre kea egezeabher abzihu yehabo❤ from israel 🇮🇱
ን ውዳሴ ኣምጹእልና Plsssssssss 🙏🙏🙏
ፍቱዋት ፡ተፈቀርቲ ፡ብሉጻት ኢኹም ብሓቂ። 🇦🇿
Selam deqi erey Mebre mashallah bitami des zibil fiqrin haliyotin arikana kulu seb kemaka yukun nay bahaki men kemaka yahasib genzeb resah mukanu 😍🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ባባ መብሬ & መም.ወጊሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጺለ ብጣዕሚ ኢየ ዝድንቀኩም በጃኹም ባ አዚ ባህላዊ ስራሓትኩም ናፍቅናዮ ጠፊእኩምና
ፍረ ሞረር
love it
ብዙሕ ምሂሮምና
ንሄኖግ (ዋርን) ኣማኒኤል ሞደሻን ኣምጽልና ኣብ ዚመጽ ግዚ ኣርየ ንዓክም ከኣ ዕድመን ጥዕና ይሃኩም
መብሬ ዘይደገም 👑👑
ን ሄኖክ ዋሪ ምስ ቴኖ ኣምጻልና
Shewit sreqen and rahiel hayle amxulna❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Selam Hdmona nabarit. Abona kubur snetbebawi Mebrien & memhr Wegihu bmkrabkum blbi yemesn. Xbuk edl nklitekum
Mebrie arikani nay Abo❤❤
መብሬ ሽኮር መምህር ናይ ተማቂልካ ምንባር። ህዝብና ለባምን ውርዙይን ባህሊ ይውንን፡ ይማቀል፡ ይከኣኣል ከኣ። ወትሩ ሃገረይ።
Temelau eyu neru kubr
🎉🎉🎉Thanks so much 🙏🏻 Hdmona Nebarit 👑💎❤️
Nkulatkum edmen tienann yhabukum🙏🏻deqiy eirey 🇪🇷❤️✅️
ራሄል ደኣ እንታይ ወሪድኪ ማዕተብኪ ኣውጺኽያ፡ ኣይትጋገይ ማዕተብክስ ምለስያ ደኣ። መደብ ግን ኣዝዩ ደስ ዝብል ቀጽልዎ።
Thank You Hdmona Nebarit❤❤❤
Efrem mikal ms tedros brhane amxulna hdmona nebarit🎉
መብሬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Modeshan warin kaa amxulna❤
ሰላም ክቡራት ደቂ ኤረይ በጃኩም ሞደሻ ን ሄኖክ ዋሪ እባ ኣምጽእሉና በጃኩም❤❤❤❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Please
ኣቤት ጭውነት መብሬ ሽኮር፣ ሃልይዎ ዘይኮነ ለጋስ ስለዝነ እዩ እኳ
Baba❤❤❤ mebre nay behaki abo fekri zey wedae tehsto yehabka fetari wedi eri
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ ኢኹም፡ ግና እዛ ራሄል ክንደይ ክትዛረብ እያ ንኣሮን ኣጥፊኣቶ እኮ። ኣሮን ጽቡቕ ናይ ምምራሕ ክእለት ኣለዎ ስለዚ ንራሄል ቅሩብ ህድእ በሊ ዘረባ ኣይተብዝሒ ንኣሮን ዕድል ሃብዮ በሉልና። መብሬ ንፈትወካ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ከምኡ ውን ወጊሑ።
Great job both❤thanks hdmona
Mebre lebam abi seb edmen tienan yhabka amlak ❤❤❤
I’m so happy and proud of my Eritrean people this is Eritrean people Eritrawinet kibur legas lewah meninet keep it up 👍 great show I really enjoyed watching Hidmona show 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🎉🙏🇪🇷🇪🇷❤️congratulations to both winners
Btami des ktblu admen tanan yahabkum🙏🙏🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Mebri king of ❤❤❤❤❤
Selam hdmona xbuk medeb medosha and wari amxulna
መጀርያ ሰላም ንመላኢ ህዝቢ ኤርትራን ነቲ ጂግና ሓይልታት ምክልኻን ንዓዅም ንስነጥበቢን ከምኡ'ዉን ን ህድሞና ናፍቖት ሰላምታይ ይቢጸሓኩም ይብጻሓዮም.❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኢሞ'ን ኣወል ስዕድ ዙር 23 ንመላኣከ ኣብራሃም መንደላይን ኣቅርቡልና ::❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ረኪብካኒ ታ ወዲ
Rakitey shkor nsks dmqet medrek eki❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታቴ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው መብሬ ሓውና ሰናይ ተግባርዩ ተማቒልካ ምብላዕ ኤርትራዊ ባህሊ ዘኹርዕ እዩ እሞ መብሬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
ኦ ኣምላኽ ብዝረያካ ሐሉወም
wari & modesha
Wel come deqi ereyyy halalat selamikum ybizah Eritreawenet kubur meninet 🙏😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሬ & ራኪ ❤❤ሄኖክ ዋሪ ምስ ቴኖ ኣምጽኡልና ተኺኢልኩም❤❤❤🎉🎉
Kemzi eyu eritrawi bahli kbri yhabka mebrei 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ህድሞና ሎሚ ኣብ ጽቡቅ ሰዓት ሰዲድኩምልና ቡን ናይ ሰንበት አንዳ ሰተና ክንርእዮ ኢና።ኣሬ ን ራሄላን ድማ ንፉዓት መራሕቲ መደብ።ራሄላ ጽቡቅ ክዳን ተከዲንኪ ኩሉ ግዜ ከምዚ ተከደኒ
ባባ መብርየ ስለ ከምኡየ ዝፈትወካ ለዋህ ❤
Henok wari &modesha ❤
ንፍዕ ኣሬ
፡❤❤❤❤❤❤❤ወዲ ነገድድ ሰለሙን እምፃእ ይም ፋጡማን ጽዮንን
Merhabaaa 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ናብ ኣዳለውቲ ምቁር ውድድር
ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ መሃርን ኣዛናጋዕን ከመስግነኩም እደሊ
ሪኢቶ ከኣ 1ቲ ኣላትኒ
እቲ መምርሒ ናይ ውድድር ተዓዘብቲ ሸምዲድናዮ ስለዝኮና ነቶም ተወዳደርቲ ድሕሪ መጋረጃ ተዝሕበሮም ንኩሉና ጽብቅ ማለት ግዜና ንምቁጣብ
ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ቀጽሉሉ ደቂ ኤረይ
Xebuk serhe deki Erey 🙏🙏🙏🙏 ab kexali kea Teno ms wari wey Dawit eyob ms maynas amxulna Tnx ❤❤❤❤
Btaemi des zbl medeb
Nmearemta Avocado ms ahmlti yu , ms furuta aykonen.
Edmen tenan yhabkum egziabhier nkulatkum 🙏🙏🙏😍❤️❤️❤️
Nay behaqi mebrie king of Kings ❤❤❤
Raki shkor nay bhaqi lebam seb qexlio odme yhabki ms adiki ❤❤ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጹቡቅ መደብ
ብራቮ ወጊሑ መልግዕ ኣሕሕሕ ኣጣል ሓሊብና ልግዐ ንበልዕ ኔርና ሕሞር ውን ሰሎሙና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ድሕሪት መሊስካና ናብ ብዓል ፍልፍል ሰሎሙና
❤ሰላም ህድሞና ቀጽልዎ በኣኩም ዕጉባት ኢና
Wdasie please 🙏 and teklat solomon
Ewy nay bhaki 2 bluxat we need them pleasssssss
ሰላም ኣሕዋት ከመይ ትኮኑ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ብምቅጻል ራሄል ሓፍተይ እንቃዕ ደሓን መጻእኪ ናብዚ መደብ ዝሓለፈ ክልተ ሰለስተ part ምስ ማዕተብኪ መጺእክና መሊሱ ከኣ ኣገሪሙኪ ነይሩ ስለዚ ምስ ማዕተብኪ ክትመጽና ተስፋ ይገብር የቀንየለ።
Eway chiwnet ufffff Aykealkun 😢kabza Hagereyn Hbretesebeyn tefelika do Edmeka ywdae . baba Mebre egzabher Edmen Teanan Yhabka kulukum egzabher Xegea yebzehalkum❤🇪🇷❤🙏nberu kberu
Anes mebriy keftwo ❤❤
des zbl medeb
ዋው ብጥዓሚ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ !ኣብ ቀጻሊ (ታፍላን ዘዊትን) ከምኡ ውን (ጃኒን ወዲ ቅስሙን) ከተምጽዎም ክጽበ ኢየ።
Wowow Mebrhi and Dawit they are my reason my happiness on 2017 I lost my beloved brother I was very in bad situation, sadly after some days I was open TH-cam I started watching his movies and many drama comedians I started get time to time get better by the grace of God, I love watching him he is very funny ❤❤❤❤❤❤thanks for bringing him. Happy Sunday
Obrigado ❤❤
Very nice i love you mebriye& m/wegihu. ❤❤