Eritrea - ሻዕብያ ኣብ'ቲ መዓስከር ኲናት ከፊቱ፣ ናብ ኣሰና ቲቪ ሪፖርት እልእኽ ኔረ - ተጋ. ብርሃነ ኢሳቕ (ብሌናይ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 172

  • @Tewelde-gp7pc
    @Tewelde-gp7pc หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደም፡ እቲ ዘይንፈልጦ ስለዘካፈልኩምና፡ ናይዞም ዝሽገሩ ዘለዉ ውን ገለ ክግበር እንተዝከኣል ጽቡቕ ኔሩ🙏🏾🙏🏾💙🍀💙🍀💙🍀

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx หลายเดือนก่อน +1

    well done dear brothers excellent discussion both of you you are eritrean hero eza eritrea nay behaki tesfa alowa👌👍👌👍💙💙💙💯💯✅️✅️💙💙👌👌👍👍💯✅️✅️👍👍👌💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @dawityosief4376
    @dawityosief4376 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ብርሃነ ኢሳቅ ምስ ኩሎም ቡጾትካ ካብ ዞም ሽፋቱን ኣረመን እንቓዕ ብሰላም ኣውጻኩም እግዛቢሄር!!!

  • @Teame-bn6bz
    @Teame-bn6bz หลายเดือนก่อน

    ብልየናይ ብጣዕሚ ቡዙሕ ጊጋ ሓበረታ ሂብካ ኣሎ ምናልባት ብፍላጥ ኢኩም ከሙኡ ጌርኩም መስለኒ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 หลายเดือนก่อน +2

    Jegna nayjegano ❤❤❤❤❤

  • @Tigrinya-Tium
    @Tigrinya-Tium 3 วันที่ผ่านมา

    ብዙሓት ሓቅታት ገና ክወጹ እዮም። የቐንየልና መርሆ ሚድያ።

  • @WHabte
    @WHabte หลายเดือนก่อน +5

    እዚ ላህጃኡ'ሞ ኣስተውዕልሉ። ትግራዋይ ክነሱ ኤርትራዊ ንምምሳል ኢዩ ዝጽዕር ዘሎ። ብዙሕ ቃላት ናይ ትግራይ ኢዪ ዝጥቀም እዚ ጥልቁይ።

    • @dashimetayshow
      @dashimetayshow หลายเดือนก่อน +2

      ላህጃ ውን ኣይትፈልጥን 😂 ። እዚ ናይ ትግራይ ላህጃ ትብሎ ። ብቐንዱ ትግርኛ ቀዳማይ ቋንቋኡ ዘይኮነ ሰብ ዘድምጾ ላዛ ኢይና ንሰምዕ ዘለና ።እዚ ሰብ ውን ብሌናይ ኢዩ ። ብከምኡ ኢዩ ካኣ ላዛኡ ዝተፈለየ ዘሎ ።😅

    • @Tewelde-gp7pc
      @Tewelde-gp7pc หลายเดือนก่อน +1

      ምስትውዓል ጎዲሉኳ ሎ፡ ብሌናይ እዩ

    • @dawittewelde4126
      @dawittewelde4126 หลายเดือนก่อน

      ለኽባጥ
      እንታይ ትግራዋይ ድኣ ብሌናይ እምበር​@@dashimetayshow

  • @mesitube5641
    @mesitube5641 หลายเดือนก่อน +9

    ቀንዲ ተሓታቲ ቀተልቲ የሕዋትና እነሐለ ብኣካል መጽዩ ኣምላኽ ከጋልጾ ከሎ ሰንድዋ የሕዋት

    • @onelove4923
      @onelove4923 หลายเดือนก่อน +2

      @@mesitube5641
      ያ ጽቡቅ ኣለካ ትፈልጦ ዲካ ኣነ ጽቡቅ ገይረ ኢየ ዝፈጦ ሓደ ካብቶም ብደም ዝሕተቱ ኢዩ
      ማስ ሜዳ ስለዝኮነ ብዙሕ ኣይንብልን
      ክንዲ ዝስተሩ ባዕሎም ከኣ ይወጹ ስቅ ዘይብሉ

    • @DuneWells
      @DuneWells หลายเดือนก่อน +1

      hasawi

    • @Habesha28
      @Habesha28 หลายเดือนก่อน

      ሳላ ወያነ ንነብር ኔርና ብሰንኪ ሻዕብያ ጠፊእና

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 หลายเดือนก่อน

    መርሆ ሚድያ ፡ ሻዕቢያ ናብ ትግራይ ዝ ኣተውሉ ጊዜ ኣብ ኡ ዝነበርና አርትራውያን ኣሽሓት ኢና ፡ ኩነታት ከመይ ነይሩ ነዘንትወሉ ጊዜ ይሃበና !

  • @onelove4923
    @onelove4923 หลายเดือนก่อน +26

    ኣነ ኣብሕንጻጽ ነይረ ወያነ 15 ስደትኛታት ቀቲሎም ደሓር ድሕሪ ሰሙን ወያነ ጉድጋድ ኣዳልዮም ብዓይነይ ሪእየዮ ድሕሪኡ እቶም ኣወዳት ለይቲ ሃዲምና ወጺእና ሻዕቢያ መጺኡ ኣድሕንና ባጋጣሚ ኣሃደይ ኢዮም ነይሮም ሽዑ 2 ምርጫ ሂቦምና ወይ ምሳና ተመለሱ ወይ ከኣ ቀጽሉ ኢሎምና ክሳብ ሽረ ኣብጺሐምና ካብኡ ናዲስ መጺና ኣዲስ ከኣ ኣለኩ
    ስንቅና ሂቦም ኣፋንዮምና ትብሎ ዘለካ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ኢዩ ሽም ምክፋእ ኢዩ
    ናይተቓወምቲ ግን ብረት ሓዙ ኢሎም ገዲዶምና ነይሮም

    • @merho-media
      @merho-media  หลายเดือนก่อน +1

      ርእይቶኻ ስለዝሃብካና ነመስግን። ሓበሬታኻ ብጭቡጥ መረዳእታ እንተተቕርብ ንተሓታትነትን ፍትሕን ምጠቐመ።

    • @yonasabraham9038
      @yonasabraham9038 หลายเดือนก่อน

      ብEmail እስከ ርኸበኒ

    • @BN_Ageneration_mussie1973
      @BN_Ageneration_mussie1973 หลายเดือนก่อน +5

      እንዳ ክንደይ ኢኻ እታ ክፍለ ሰራዊት እንዳ ክንደይ ኢያ ።
      እቶም ኣብ ጋህሲ ከእትውና ሓሲቦም ዝበልካዮም 😏 እንታይ ምስ ገበርኩም ኢዩ እቲ ስደተኛ'ኸ እንታይ ይገብር ኔሩ ምስ ሻዕብያ ኮይኑ 😌 ንሻዕብያ ሓራ ከተውጽእ ነቲ ሓቂ ትኽሕዶ ኣለኻ እምበር ዘይትፈልጦ ኣይኮነን 👍
      1 እቶም ተቓወምቲ ኣብዚ ኣለው ኢሉ ንኸብዱ ክበልዕ ክብል ከይዱ ዘትሕዞም ዝነበረ መን ዲዪ እቲ ስደተኛ ።
      2 ናብቲ ከተማ ከይዱ ደቂ-ኣንስትዮ ዝዕምጽ ንብረት ድኳን መንበሪ ገዛ ዝሰርቕ ዝነበረ ስደተኛ'ኸ
      እዚ እቲ ኣብኡ ዝነበረ ስደተኛ ባዕሉ ዝምስክሮ ሓቂ'ዩ እቲ ወትሃደራት ናይ ሻዕብያ ኮይኑ ዝኣተው ንባዕሎም ዝምስክሮ ሓቂ'ዩ 👍 ነዚአን እንተ ክሒድካየን ወይ ኣይነበርካን ወይ ትሕሱ ኣለኻ ። ስም ናይቲ መራሒ ክ/ሰራዊትን እታ ኣሃዱ እንዳ ክንደይ'ያ መራሕቲ ሓይሊ መራሕቲ በራጊድ ክትጠቅስ ክጽበየካ'የ 👍

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@BN_Ageneration_mussie1973 😅😅😅 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu...degalat duhurat duhulat funfunat fitret

    • @Befreedaily
      @Befreedaily หลายเดือนก่อน +3

      ኣዝየን ቀለልቲ ሕቶ እየን:ሓሳዊ ዲኻ ዋላስ ሓቀኛ መታን ክንፈልጠካ መልሰን:ኮፍ ከይበልና ደው ኢልና ንጽበየካ ኣለና 😅

  • @tesfagabergebreselasie6433
    @tesfagabergebreselasie6433 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ትግራይ ማዓት ጸጋትት ፉሩት ዘገደማ ኣሎ ተጋሩ ንባዓሎ ቁልሕ ኢሎም ዘይብልዕዎ ኢንስሳትት አዮም ዝጥቀሙሉ ንባዓለይ ብግብሪ ዝፈልጦ ኢዩ ንዓየ ገባ ኢልካ ትግራዋይ ኣጥቀመሉን አዩ ቡሕ ግዝየ ኣጣል ኣባግዕ ጥራይ ይበልዖ

  • @meronsium8063
    @meronsium8063 หลายเดือนก่อน +3

    ክልተ ለያቡ፡ ኩናት ክጅመር መጣቃዕቲ ኔርኩም፡ ሕጂ ድሕሪ ኩነታት ነቲ ኣብ በረካታት ዋልድባ ጎቦታት ሰሜን ተራራ ብፍላይ ከባቢ ዓዲ ወሰነ ኣጸናቲካ ከነ ኢልካ ንዝተቀትሉ መሳኪን ስደትኛታት ናትኩም ቡራኬ ፍቃድ ኔርዎ ። ሕጂውን ኣብ ዳባት ንዝረኣ ዘሎ ቅትለት ናትኩም ውዲት ከምዘለዎ ፍሉጥ እዩ። ክሳብ ሕጂ ገለገለ ናትኩም ኮራኩር ኣብ ውሽጢ ዳባት ከምዘለዉ ይፍለጥ እዩ። ሕቶ ደሃይ በረከት ቆራይ፡ ላይኔ፡ ወዘተ ,,,,,,,,እንታይ ኣለኩም።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 หลายเดือนก่อน +11

    ታሓታቲ ንስኻ ኢኻ ካብ ምዓስከር ኣውጺኹም ብሓሊ ትወስዱ ዝነበርኩም ንጋደፍ ከይመስለካ ኣብኡ ዝነበርና ኢና ሲኢልካ ምሕሳው ኣይኮነን እዳመጻኹ ትብሉናን ንድኣበዩ ሻዓብያ እዳበልኩም ንወያነ እዳኣረከብኩ ክደይ መናኣሰይ ኣጥፊኢኹም ኣሎኹም ክትሕተትሉ ኢኹም።

    • @merho-media
      @merho-media  หลายเดือนก่อน +1

      ርእይቶኻ ስለዝሃብካ ነመስግን።

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@merho-media kondaf agame cenawi funfun fitret...ghena kinkustirekum ina

    • @DuneWells
      @DuneWells หลายเดือนก่อน +1

      fekari. tigebro yebilkan niska

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak8740 หลายเดือนก่อน +3

    ዓቕሊ ጽበት ወያነን መሰልቶምን ብርጌድ እምባጋሮ ደአ አብ መዓስከራት አይኮነን አብ ፈቖዶ አውሮፓ ዝተገብረ ዕግርግር እውን ብስም ኤርትራን ኤርትራውነትን ብዲጂታል ወያኔ+/አማኒኤል ከቃልሖ እፍትን እንድዩ።

  • @l678pursle
    @l678pursle หลายเดือนก่อน +2

    ን ሰሌማን ደኣ ወያነ እንድዮም ረሺኖሞ::😥

    • @DuneWells
      @DuneWells หลายเดือนก่อน

      hasawi ika

  • @efremtewelde926
    @efremtewelde926 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ዝጠፉኡ የሕዋትና ሂወት እዞም ክልተ ሰባት ብኢዶም ብእግሮም መጾም አሎዉ ክስነድ ዘሎዎ፡ኢዩ ተሓተትቲ ኢዮም።

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 หลายเดือนก่อน +1

    Sabia Sabia sabia sabia
    Kitebelu zehahribatuku
    Sabia Sabia Mekesene Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷💯✅🌲🌺🌟🌴❤️🌹✊🇪🇷⭐️🌟⭐️🌟⭐️🌟

  • @betelihem823
    @betelihem823 หลายเดือนก่อน +3

    ከዳዓት በላዕቲ ሰብ ሱስዓት ዘርእኩም ይጥፋእ ከንድይ ንጹሃት ኣጥፊኩም። በሰላም ክትነብሩ ዘግርም እዩ።ደም ንጹሃት ኤርትራውያን ኣጥፊኩም እንቓዕ ጥራይ ገጽኩም ቀላዕኩም።

    • @Habesha28
      @Habesha28 หลายเดือนก่อน

      ሳላ ወያነ ንነብር ኔርና ብሰንኪ ሻዕብያ ጠፊእና

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 หลายเดือนก่อน

    ጃሱስ !!!! ምስ ጎይታኽን ወያነ ለዋዊሱክን ሻዕብያ ኣ ም በ ሳ !!!!🇪🇷🇪🇷 ጌም ኦቨር !!!!

  • @zerabrukhagos
    @zerabrukhagos หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ቢለናይ ብረት ሒዞም ኢሊ ክንደይ ሰብ ኣጥፊኡ ኦዩ ኣብቲ ዳሕረዋይ ኩናት ኣብ መዓስኬር ማይ ዓይኒ

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ክንደይ ትፋኡ ዘልምጽዩ ዘሎ ጅግና ክመስል ይፍትን እቶም ማልሻ ወያነ ዝቐተልዎምከድኣ ?

  • @medhinmahrai7373
    @medhinmahrai7373 หลายเดือนก่อน

    Aleliwom bdem ab measker ztereshenu yehwatna eziom eyom

  • @Michael-j7w8r
    @Michael-j7w8r หลายเดือนก่อน +6

    እዋይ በለናይ በዓል ርእሰምራክ ሃደሙ ደካ ዝበልካ ኣበይኮንካ ሪኢካዮም።

  • @regatgebrehiwotgebrehiwot8153
    @regatgebrehiwotgebrehiwot8153 หลายเดือนก่อน +4

    አንታ ለክባጥ ለካት ድሁል ሐሳዊ በላዒ ተረፍ ናይ ጁንታተካል ጭሕሙ

  • @habtemichaelabraham6340
    @habtemichaelabraham6340 หลายเดือนก่อน +3

    Ab keren geben geru zhademe iyu.

  • @Habesha28
    @Habesha28 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks Merho media! But it took long time to put this shameless action of pfdj reveal it on media platforms but it shows that the fear shouldn’t be an obstacle yet so put more effort emphasis that will help to fight the fear!

  • @Metkelu
    @Metkelu หลายเดือนก่อน +1

    37፡00 እሞ እቶም ምቅዋም መሰል ዋላ እካ እንተኾነ ግን ድማ ናብ ማዓስከር ስደተኛታት እሞድማ ውድብ ሕብራት ዘማሓድሮ ዝብሃል መዓስከር ከ በየናይ ሕጊ እኹም ፖለቲካ ክትጉስጉሱ ኣቲኹምን ኣፍቂድልኩም ። ግዜ ይረኸብ እምበር ምትሕትታትስ ኣይተትፍን ።እቲ ዝተረፈ .......

  • @Teame-bn6bz
    @Teame-bn6bz หลายเดือนก่อน

    የናስ ኣትሽፋፍኖ ብኣካል ኔረ ኢየ 70ን ገለን ኣብ ካልአ ውን 40ን ገለን ውን ኣብ ከባቢ ዝባን ገደናን ቡንባ ደርብዮም ቀቲሎም ምልሻ ትግራይ

  • @tekesteandemeskel
    @tekesteandemeskel หลายเดือนก่อน +2

    Thank you Berhane for your commitment and your information. Would you please more details regarding Yemane? I mean full name of Yemane.

    • @merho-media
      @merho-media  หลายเดือนก่อน

      Thanks for your feedback and encouragement.

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 หลายเดือนก่อน +1

    Aziom busulat menseyat ajekum kexlwo..

  • @sporesu5853
    @sporesu5853 หลายเดือนก่อน +2

    Subscreib gberulu bqat zelewo hatati u

  • @ዓንሰባ
    @ዓንሰባ หลายเดือนก่อน

    ኣብሽርካ ደናሽ ኣረጊ እንቲ ፋርስ በጥሕ ግርዋ ግን ኣረጊ ናበልግ ዓጋመ ትግራይ ይድኖ ግን ላኪክ ጃብራ ከያ መርኪሲ ሻዕብየት ዋኑ ሰላም እላ ወላ ረህየት። ላኪን ላ ኳራ ድድሮ ግን 🙏💙💙💙💙

  • @YohannesSeyoum-z8e
    @YohannesSeyoum-z8e หลายเดือนก่อน

    እዚ ብብርሃነ ብሌናይ ዝቀረበ ኣብ መዓስከር ሕጻጽ ዝነበረን ዘጋጠመን ብርሃነ ብሌናይ ከምዝብሎ ቀርለንዮስ ክማረኽ የማነ ክስዋእ ነይረ ዝብሎ ፍጹም ሓሶት ኮይኑ ናይ ዕለት ምግጫውን ዘለዎ ኣብ ርእሲ ምዃኑ ዲሒሩ እውን ነይረዮ ዝበሎም ብዙሕ ከባቢታት ይኹን ዘይነበሮም ከም ዝነበሮ ጌይሩ ዝዛረቦም ውጹዕ ሓሶት ዘይነበሮም እዩ።

  • @estifanosmassias686
    @estifanosmassias686 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka yoni 👍

  • @Shigut
    @Shigut หลายเดือนก่อน +8

    Hasawi ni genzeb kitbil kindzi dorona

    • @DuneWells
      @DuneWells หลายเดือนก่อน

      nefat ika niska

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 หลายเดือนก่อน

    ሻዕብያ ኣብቲ ዘለኻዮ ጠበቕ ክትብለካ እያ !!! ገመድ ካብ ጥቓኻ ኣይተርሕቕ ከምናይ መድሃኔ

  • @fithimeheretab-mx1rk
    @fithimeheretab-mx1rk หลายเดือนก่อน

    Ezi wedi Tigre eu laju kem zemslni

  • @dc8625
    @dc8625 หลายเดือนก่อน +1

    ተባዕ ወዲ 💙🐅
    ኤረትራዊያን እንታይ እዩ ጸገምና ትዕቤት ኢዩ።
    ኣብ ማዕስከር ኮይኑ ን ተጋሩ ዶ ኣይኮኑን ዝንዕቅ ኔሩ ልዕሊ ሽዕቢያ ካብ ዓድና ዝወጽኣና ዘይለስ ንሕና ግን ተጋሩ ኢትዮጵያ ክንብል ሓንጎልና ተዓጺዩ

  • @Teame-bn6bz
    @Teame-bn6bz หลายเดือนก่อน

    ሓፊርና ኮ ብኣኩም

  • @DanielOkbazgi
    @DanielOkbazgi หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ኢሳቕ፡(ብሌናይ) ኣብ ማዓስከር ማይዓይኒ፡ድዘይበደል ብወያነ ዝተኣስረ ዳንኤል ዑቕባዝጊ ዝብሃል ትፈልጦዶ? ብዛዕባ ኣተኣሳስርኡ'ኸ፡እንታይ ትብለና?

  • @Kbri965
    @Kbri965 หลายเดือนก่อน

    ይቐትለካ ወ። ካልኣይ ወያነ ንሸቐጥ እያ ትጥቀመሉ ኔራ። እቲ ጉድጓት ክኣ ባዕሎም ስደተኛታት ዝመስከርዎ ዩ። ክልተ ጉሓፋት ንዝሞተት ውድብ ትንፋስ ክሰኹዑ ሓኾት ዝብሉ ባሃማት

  • @MusieMusie-c9h
    @MusieMusie-c9h หลายเดือนก่อน

    Amshi. Lekbat ata resah.

  • @abebaabraha726
    @abebaabraha726 หลายเดือนก่อน +2

    ሻዕውያ ድኣ እንታይ እዮም ጫቚጫቚ ኢሎም ኣብታ ተሕሞም ረኺብዎም የቕንየልና ነቲ ምስክርነትኩም 👏

  • @ChayHabibi-e8t
    @ChayHabibi-e8t หลายเดือนก่อน +5

    ብርሃነ ኢሳቕ ብሊናይ እንኮዕ ብምስሊ መጻኻ እትምንታይ ኩሎም እቶም ዘይፈልጡኻ ውን ይፈልጡኻ ኣታ ለኽባጥ ቀዳማይ ታሓታቲ ብደም ኤርትራውያን ስደተኛ ኢኻ ማዓልትኻ ጥራይ ተጸበ ኣብ ልዕሊና ዝገበርካዮ ኣብ ሕንጻጽ ኣብ ማይ ዓይኒ ውን ኣሳቒኻና ኢኻ ግዜኻ ተጸበ ማሓነቕቲ ክትፍረድ ኢኻ ኣታ ሑልኩስ

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @RboRbo-qh4fb
    @RboRbo-qh4fb หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ሐቂ ካብቶም ኣብግዜእቲ ውግእ ናይጸታ መዓስከራት ዝነበሩ በዓልመን ሞይቶም ብተመልከተለይ ብስውር በዓል መን ተዓሚጸን በዓመን ተኣሲሮም ብከመይ እቲ ሐቂ ብዙሕነይሩ ግን ባዕልኩም ንባዕልኩም ከይንኩም ዝተበደለ በደሉ ተሐባኡሉ ኣለኩም ዓገብ!!!!

  • @NMra.2023
    @NMra.2023 หลายเดือนก่อน

    Lakhbath hassawi

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 หลายเดือนก่อน +4

    ሃደምቲ ናይ ኣልናህዳ ሳግም ዝቀበርዎ ብረት ዝንበረ ፍሒሮም ዘውጽእዎ ነይሮም ወያነ ጉድጋድ ፍሒሮም ነይሩ ነቶም ስደተኛታት ክርሽንዎም ሻዕብያ ቤላ ኣርኪባትሎም ገለ ንኤርትራ ኸይዳ እቶም ዝተረፉ ክሃድሙ ክንደይ ተረሺኖም

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha7630 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ዓቢ ግድላት የሔሊፍኩም ምስ ኩሉ ህዝብና ኣብቲ ከባቢታት ዝርካብ፡😂❤🙏

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 หลายเดือนก่อน

      💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GoitomShimendi-c3l
    @GoitomShimendi-c3l หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ሰብ አቅትልካ ኢስካከ

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r หลายเดือนก่อน +1

    Bi Senki Eritreawinet Ashihat Sebat Teketilommm

  • @joab1693
    @joab1693 หลายเดือนก่อน

    ገጹ ንመፍለስ ይመስል

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley7842 หลายเดือนก่อน +6

    ab Dababt zelo hizbina nay idu yu rekibu hiji yifleta

    • @eriblood803
      @eriblood803 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 wedi shermuta agame cenawi kondaf bitnih

    • @angosomsium7575
      @angosomsium7575 หลายเดือนก่อน

      Tay maletika eyu?

  • @ንጥበብመንዩጥበቡ
    @ንጥበብመንዩጥበቡ หลายเดือนก่อน

    ተቓላዕ ምስ በለካ ከምዚ ናይዚ ድርቡሽ ጎምጻጽ ዝኾነ ወዲ ርኣዩለይ ተሓቢኡ ኸ ትም ዘይብል ።ብዝኾነ ባዕልኻ ስለዝተቓልዓኻ ምስጋና ይግባኣካ ።እምበኣር ከስ እዚ ኹሉ ገበን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝተፈጽስመ ብእግርኻን ብኢድካ መጺኻ ኣለኻ እሞ ኸኣ ምስ ኣሰና ከይትረፈ ርክብ ዝነበረካ ከዳዕ ወዲ ዕብዲት

  • @huruyghidey5700
    @huruyghidey5700 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ሸርሙጣ

  • @dawitmekonen6724
    @dawitmekonen6724 หลายเดือนก่อน

    Blenay hasawi ab ay ayni zgeberkayo aba zekr anta hasawi hadami

  • @SolomonYemane-vz6gx
    @SolomonYemane-vz6gx หลายเดือนก่อน

    Selam abti camp zinabaru zimatu batseab alwuna habrta dalinea pls

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 หลายเดือนก่อน

    ንህዝብኹም ብሃንግ እንዳቀተልክሞም ሲ ንስደተኛታት ክትሓልዩ

  • @eriadijeganu746
    @eriadijeganu746 หลายเดือนก่อน

    Yehwat ezi seb tehatati natom hewtom zehalfu eu abey kem zelo teray haburuna wey nizi hatatay tefltwo ente halkum .

  • @eritrea1712
    @eritrea1712 หลายเดือนก่อน

    Ata hasawi ab shqaq aythabakan nska abey rekayom nshabya
    2 somun tahabika
    Blenay yelelka hasawi

  • @መቓልሕምድረባሕሪ
    @መቓልሕምድረባሕሪ หลายเดือนก่อน

    ዘይተረድኣኒ ግና ህግደፍ ብኣካል ረኺብዎም ክትምለሱ ትክእሉ ኢኩም ምሕረት ተገይርልኩም ኣሎ ኢሉ ምርጫ ከም ዝሃቦም ዶብ ምስጋር እኮ ብዓይኒ ህግደፍ ገበን እዩ ከመይ ኣቢሉ ገዲፍዎም ከይዱ ምስ ተደፍኡ ካብ ወያነ ፈሪሆም ባዕሎም ከም ዝተበታተኑ እዩ ዝገልጽ ዘሎ

  • @aritey7571
    @aritey7571 หลายเดือนก่อน

    ኢዚ መድሃና ንዓይ ሐላፊየይ ኢዩ ሐላፊ ስለያ ክ/ሰ 53 ኢዩ ናይሩ ምሉእ ሽሙን ዓዱን አለ
    ኒ😅😅 ተጋዳላይ ናይ 78 ወይ 76 ኢዩ

  • @habtomteklay9504
    @habtomteklay9504 หลายเดือนก่อน +7

    እዚ ሰብ እዚ ተሓታቲ ኢዩ guys ኣበይ ጥራሕ ይነብር ኣሎ report ክንገብር ኢና ወላ ኣብ ዝኾነ ሃገር ይሃሉ።

    • @DuneWells
      @DuneWells หลายเดือนก่อน +3

      nefat hasawi kid nihgdef hiteto. jelgad

    • @Amen-vh8pt
      @Amen-vh8pt หลายเดือนก่อน +1

      shame on you

    • @zewdiebrhane4221
      @zewdiebrhane4221 หลายเดือนก่อน

      ሎል😂😂😂

  • @godblesseritrea2583
    @godblesseritrea2583 หลายเดือนก่อน +1

    ከዳዕ ከዳዕ ዩ ኩሉ ግዜ ሻዕብያ ከም ዘድሐኖም ኩሎም ሐቂ ተዛሪቦም ንስኻትኩም ንህዝቢ ኤርትራ አብ መዓስከራት ተሽግርዎ ዝነበርኩም ሃሱሳት ናይ ወያኔ ኢኹም ግዜን መዓልትኹም ተጸበዩ እምበር ህዝቢ ኤርትራ ክሐተኩም እዩ ንስኹም ክአ ክልቴኹም ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ኢኹም ከድዓት ሙሽሙሻት ኢለኩም አሎኹም።

  • @M.M-m2i
    @M.M-m2i หลายเดือนก่อน

    ክክክክ እዚ ሕጂ ንህዝቢ ቢሌን ናጻ ኸውጽእ ኢሉ ድዩ ዝቅስለስ ዘሎ

  • @ጽንጽዋይ
    @ጽንጽዋይ หลายเดือนก่อน

    ሓቂ። ሞይታ። ገንዘብ። ሰዒሩ

  • @AngosomAwsa
    @AngosomAwsa หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓሳዊ ሃዳሚ ንወዲ መቅጫ ሃዲሙ ትብሎ ንስካ ጭራካ ዶጉልካ ክትሃድም ረሲዕካዮ እቲ ሓቂ ኣምጽኣዮ ወዲያና 14 ዕለት ዝተገበረ ታርጌት ናይ ወዲያና ናብ መን ኔሩ ናብ ህዝቢ እንዱዩ ነሩ ዓቅሚ ሻዕብያ ውሑድ እንተዝነብር መን ኣጥሪጥዎም ነወያነ

  • @mussieberaki2606
    @mussieberaki2606 หลายเดือนก่อน

    Eway eziesub reywobelu hasawi

  • @dawitmekonen6724
    @dawitmekonen6724 หลายเดือนก่อน

    May ayni zneberkum tzkrwo do azi hadami

  • @habtemichaelabraham6340
    @habtemichaelabraham6340 หลายเดือนก่อน +2

    Anta hatati dika walas medameki ? Khusu klos thuges aleka.

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 หลายเดือนก่อน +6

    ሓሳዊ! ከማኻ ብሌናይ የሎን። ብሌን ኩሎም ሰብ ስረ ኢዮም። ንስኻ ድቃላ ተጋሩ ክትከውን ኣሎካ። እዚኣ ጉዳይ ክነጻርያ ኢያ። ብሌናይ እንተ ትኸውን ብንጹር ዓድኻ ቤተሰብካን ምነገርካ። ዕሱብ!

    • @dawitbahta6275
      @dawitbahta6275 หลายเดือนก่อน

      50% 50 eyu etom beakal nfelto kinnegreka

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይተ ጆርጅ ገብረስላሴ ዝበሃል ንስደተኛታት ይጣበቕ አ ዝብል ሓደ ሓሳዊኒ ለኽበጥኒ ኣሎ። እዙ መደብ እዙይ ጽቡቕ መልሲ ክኾኖ ኡ።

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲሸርሙጣ

  • @eriblood803
    @eriblood803 หลายเดือนก่อน +1

    Deki mebelel funfunat fitret...ghena kitsilelu ikum..komalat cenewuti ghembi agame

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r หลายเดือนก่อน

    Klitekum ,Entay Ekum tibilu Zelokum.
    Ab Donat Ni Nebir Axebikina Felitnayo alona

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 หลายเดือนก่อน

    ለዛይ ኣድጊ !!!

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 หลายเดือนก่อน

    ማንም ሰብ ንዓኹም ዝሰምዕ ዕላማ ፈነወኹም ዘይርዳእ ጥራይ እዩ። ጌና ኣብ መእተዊ ብዝሰማዕክዎ ከንቱነትኩም ተረዲኤየ ነዛ ርእይቶ ዝህብ ዘለኹ። ንዓኹምን ወዲ ከማኹምን እንታዋይነትኩም ዘይፍለጥ ክሰምዕ ግዜይ ንኸንቱ ከባኽን ኣይደልን።

    • @kobromberachi5944
      @kobromberachi5944 หลายเดือนก่อน

      Af kondom eznka xelka semikayos lebam lebam mxwati😂😂😂

    • @Dawit-f4p
      @Dawit-f4p หลายเดือนก่อน

      Hasawi Blenay inte konka abey Adikha wedi men tibehal

  • @heavent883
    @heavent883 หลายเดือนก่อน

    nyzome host ko ygermena ey gouft serket wedkat

  • @eriblood803
    @eriblood803 หลายเดือนก่อน +1

    Mahber tewelige cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅

  • @medhinmahrai7373
    @medhinmahrai7373 หลายเดือนก่อน

    Dem aysededen eyu dem yehwatna kfde eyu

  • @mulukidane3798
    @mulukidane3798 หลายเดือนก่อน +6

    Kemakha bilen yebilnan bealey kidefaka eye

  • @ahmedsalim4986
    @ahmedsalim4986 หลายเดือนก่อน

    Agame rsah

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 หลายเดือนก่อน

    Anta lekbat

  • @downdownw7374
    @downdownw7374 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ሃዳሚ ገና ካብ ወያኔ እንዳቸኸፈለ ከምዘሎ እዩ ዘሮእየካ። ሕጅውን ኣብ ትግራይ እዩ ዝህሉ። ሓሳዊ ኢኻ ወያኔ ካብ መዓስከር ወወሲዶም ከምዝቑተልዎ ኩሎም መስኪሮም እዮም እቶም ስደተኛ ምሳኻ ዝነበሩ ሰራቒ ኢኻ ግን በዚ ዘረባኻ ከምትጠዓስ ፍሉጥ እዩ።

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 หลายเดือนก่อน

    ኩሉኹም ጠራሮ በብዘለኹማ ኢኹም ሃዲምኩም ብፍላይ እቶም ኣመራርሓ ኩሎም ሃዲሞም ነብሶም ኣድሒኖም ነቶም ዘረከስዎም መንእሰያት ቁንጣሮ ኣረኪሶሞም ክሃድሙ ከለዉ ከማን ኣይነገርዎምን ኣበይ ተሓቢእኩም የሕሊፍኩሞ ንፈልጥን ኢና ካብ ሻዕብያ ቤላ ዘምልጥ ምስጢር የለን ኣብ በዓል ኣኽሱም እዳገባር ተሾጊጥኩም የሕሊፍኩሞ ሽም ምጥቃስ ኣድላይ ኣይኮነን ኩሉ ገናጺለምነገርክኹም ግን ኣይትሓሱ

  • @afewerkieyob6732
    @afewerkieyob6732 หลายเดือนก่อน

    ክሳዕ ክንድዚ ንህዝቢ ኤርትራ ክትክሕዱዎ ዝገበረኩም እንታይ እዩ?
    ሰልዲ ተኸፊልኩም?
    ወይስ ተጋሩ ኢኹም?
    መን ኢኹም?
    በዚ ከምዚ ሓሶት ከ ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ትጠቕምዎ ዘለኹም ይመስለኩም?
    ታሪኽ ምዝጉብ እዩ, እዞም ኩሎም ተጋሩ ኣፎም ብማለሊት ታዓቢሶም ስቕ ኢሎም ኣለዉ ክልቀቕ እዩ, ብሕጊ ውን ክሓተኩም እዩ?
    "So that" x 10^6
    ትርጉማ ቀይራ መጺኣ
    ዞሮ ዞር ትብሉ ንስኻትኩም ሕጂ ሓዳስ ኣምጺእኩም

  • @WHabte
    @WHabte หลายเดือนก่อน

    እቲ ሓሶቱስ ክንድቲ ምግፋሕ ኣፉ ይኸውን። ኣፍ ጋብላ ቁሩብ ሕፈር።

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 หลายเดือนก่อน

    አፍ ሓርገጽ ሓሳዊ ሃዳሚ ሕጂ ውን ድሕሪ ገዛ ኢኻ ዘለኻ አታ አገው ረሳሕ ክንደፍአካ ኢና በላዒ ውዳቅ

  • @Bahtaberhane-wy6yq
    @Bahtaberhane-wy6yq หลายเดือนก่อน

    eti kunetat abue sle zneberna mnegernaka gn haki sle zeytfetwu hasewti ekum tdelyu

  • @Rodasfidel
    @Rodasfidel หลายเดือนก่อน

    Hasawi neska Hiwet sab ketdhan zey kankas ketaxfa da enbar tehatati eka etom haska zeasrkayom dehayom zeyflaxu kab maskar miyayni tehatati eka gezka tetsaba xeray

  • @Bahtaberhane-wy6yq
    @Bahtaberhane-wy6yq หลายเดือนก่อน

    grm tentani nay bolotika eba amtsika meshe netom hasewts trekbwom ekum

  • @samueltedros4222
    @samueltedros4222 หลายเดือนก่อน

    Gexkum trhak resahat

  • @herryt7685
    @herryt7685 หลายเดือนก่อน

    😂

  • @kibromyohannes2284
    @kibromyohannes2284 หลายเดือนก่อน

    ለኽባጥ

  • @mehariwelderufael512
    @mehariwelderufael512 หลายเดือนก่อน

    Chfta nmenktqales wesika nerka ኣንታ ሽዩጥ

  • @MsginaGGerens-hd1ci
    @MsginaGGerens-hd1ci หลายเดือนก่อน

    Money talking😮

  • @MIKIboy84
    @MIKIboy84 หลายเดือนก่อน

    Wedi kicha enda 21 eyu halfei natey neru kedmi 12amet enta ane mo ab sidet aliku

  • @Rfree7746
    @Rfree7746 หลายเดือนก่อน

    Kezab(ከዛብ) 😮😮😮

  • @PopelV
    @PopelV หลายเดือนก่อน

    ለኽባጥ ኣብኡ ዝነበርና ኣለና: ድሓን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ኣበይ'ሞ ይመስለኩም ደቂ ማይ ጠላሚት

  • @i-hd1fy
    @i-hd1fy หลายเดือนก่อน

    እንዳ ዓጋመ ሓሶት ምንዛሕ ኣመልኩም ልማድኩም እዩ።