How come you never said anything about the late finance minister Berhane Berehe? If you believe in justice you should have said something about him. Other than that I really appreciate what you are doing🙏
ኣቶ G.Dirar . I thank you so much for your service to the Eritrean community. Beside this for standing with your family, the Eritrean people. God bless you for your hard work. 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹
Thank you Jorjo what you doing is a huge deal for your country. God bless our leaders and Military. Peace for all.✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️🇪🇷🌎🌎🌎🌎✌️🌎🌎🌎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትምህርቲ ናይ ስቶክ ማርኬት (Learn to Invest)👉 drarhiwet.com/
ትምህርቲ ኮምፒተር: ቪድዮ ኤዲቲን: ቋንቋ እንግሊዝ 👉 draracademy.com/
How come you never said anything about the late finance minister Berhane Berehe? If you believe in justice you should have said something about him. Other than that I really appreciate what you are doing🙏
Keep going my brother 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤ wellcome great man❤❤❤
ጽብቅ መደብ ጀርጆ ሓውና ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well done
Thank you Sir Gorjo
ኣቶ G.Dirar . I thank you so much for your service to the Eritrean community. Beside this for standing with your family, the Eritrean people. God bless you for your hard work. 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹
Thank you Jorjo what you doing is a huge deal for your country.
God bless our leaders and Military.
Peace for all.✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️🇪🇷🌎🌎🌎🌎✌️🌎🌎🌎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አጆካ ጆርጅ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen.
ጆርጆ ጅግና
❤🎉❤🎉❤🎉
Er2❤❤❤❤❤❤❤❤❤💚💚💚💚💚💚
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉
Ajoka qexlo ❤❤❤
❤️❤️❤️👍👍🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Selam 🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷💪❤️🇪🇷👍
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Well com 🎉🎉🎉🎉
Salam Gorgo good to see you again brother ❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
Edman thnan yhabka fetari Drar hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖❤️💖❤️❤️💖🇪🇷
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Thanks 👍🏾
welcome
GORGO THE HERO ERITREAN YOUNG MAN , GO AHEAD APPRICAITE U FOR THE TRUETH NEWS
We'll came ❤❤
❤️🌹❤️🇪🇷🙏❤️🌹❤️
Great media keep it up
Welcome memhr jerjo jgna wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Erey
Peace for the whole world ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
🇪🇷✊🏽🇪🇷
❤Selam Selam ❤Georgio Drar enkuAei dahan metsAeikha ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bienvenue
❤❤❤❤❤
Selam. 🇪🇷🇪🇷💔💔🇪🇷🇪🇷
ዳሕራይ dewl
Thank you for news
I like your job
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉like like 👍 keep going my brother Good job ❤❤❤🎉🎉🎉like like 👍
🙏 Berhane Bferhe
❤❤❤ስላም.ድራር.ምስ.ደቂ.ኤረያ❤❤❤
Welcome 😍😍😍😍
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢❤️❤️👍👍👍😍😍😍
129 ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ good job gorgo
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Nice Drar🇪🇷👌❤️
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Keep up the good job
ኩልካ አብዚ ትሰምዕ ዘሎካ እዚ ውግእ ናይ ዓለም ከይመስለካ ታደአ እየሱሰ ክርሰቶሰ ይመጽእ አሎ አብ አፈደገ'ዩ ዘሎ😊 ሰለዚ ንእየሱሰ ክርሰቶሰ ከም ግሊ መድሐኒካ ተቀበሎ ቃል አምላክ'ዩ 😊 በዚ አይትሰንቡዱ ታይዳአ ብእየሱሰ ክርሰቶሰ ምምጻእ ሕሰቡ😊
ሰላም ንዓኻ ሓው ድራር
ድሓሪ ብዙሕ ሰላምታ።
ብትምህሮ ግዚኡን ሰዓቱን ዘሓለዉ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ ስነ- ኣእምራዊ ንህዝብና ብዝምጥን ጌርካ ተቅርቦ ስለዘለኻ ብጣዕሚ ብኣኻ ህዝቢ ኤርትራ ኩሩዕ እዩ። ጅግና ቀጽሎ!!!! ንግዚኡ " SOCIAL ENGINEER" ኢለካ ክሳብ ናዓካ ዝበቅዕ ስም ዝረኽልካ።
ካልእ ብዛዕባ ናይ ውግእ ዩክረይን-ራሻ ንመደሬታት ኣቦይ ስብሓት ነጋ ናይ ኤወረፓ ጆሴፍ ቦሬል ኣብ ኦክስፎርድ ዝሃቦ መደሬታት
ብምዕዛብ ጠንቅን ስለምንታይ ክፈትሐዎ ዘይደልዩ ብግልጺ ኣቅሪብዎ ኣሎ።
ምኽንያት ኣቦይ ስብሓት መበልየይ ድማ ኩሉ ብግህዶ እዩ ዝድርጉሖ።
LOL
Gorgino hawey selam selam abi seb ✨️ 👍🏻 ❤❤❤
Like Like Like Please Share Share 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritren
🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️💯💯👍🎉🎉
Great news bro thanks ❤❤❤
ኣብ ኔቶ 26 ወይ 27 ሃገራት ዘይኮናስ 32 ሃገራት ኢልካ ክትእርሞ ይላቦ ምኽንያቱ ተዳጋጋሚ ትጠቅሶ ስለዝኮንካ። ብተወሳኪ ኣብ ካላኣይ ኩናት ዓለም ብሓንሳብ ዝነበራ ጀርመን፡ ኢታሊ፡ ጃፓን ኢየን ኔረን።
❤
❤❤🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Merhaba gorgo selam ka yebzaha
Eritrea 🇪🇷………..
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Wey Western media 🙄
Kndey yhswu ayom
😢
መርባ
Hi drar
Mealtawi Ni lili 45 dekik bzaba rasha kitzareb bzaba kunetat ab esrael zelewu eritrean 1 dekik zeymzrabka zigerm.
ሰናይ ቀዳም ደቂ መሬት
👍🏾
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hiiii
ሓው ድራር ኣብ ዓለም ይኩን ኣብ ከባቢና ጋይላ ኣሎ ኣብቲ ጋይላ እተጣቅዕ ዘላ ኢድ ሓንቲ እያ ኣብቲ ጣቅዒት ግን ንሕና የለናን ቃል እቲ ክቡር ሓንቲ ዓጽሙ ነፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባርን ሓይልታት ምክልካሉን ዝገበርዎን ዝገብርዎ ዘለዉ ትማልን ሕጅን ታሪክ እንተዝሕተት ናይዛ ዓለም ደረስቲ ክስንድዎን ኣይምካኣሉን እዚ ሎሚ እንርእዮ ዘለና ዕግርግር እቶም ትማሊ ንጥፍኣት ኤርትራ ክብሉ ከይደቀሱ ዝሓድሩ ዝነበሩ እዮም ሎሚ ግን ማዓልቶም ኣኪሉ ንሓድሕዶም ይባልዑ ኣለዉ ኤሬና ካኣ ትግስግስ❤
10 Q
Big supporter of putin
ተጋጊኻ መንግስቲ ህንዲ ናይ ኣመሪካን ኢስራኤልን ተላኣኣኺት ኢያ
ህዝባዊ ግምባር ምስ ርሱያ እዩ ዝገጥም ነይሩ ንዓና ንምጥፋእ ክሳብ ሓይሊ ኣየር ከይተረፈ ንደርጊ ኣዕጢቓቶ ነይራ። ሕጂ ጆርጆ መሃይም ፈቲኻ ጸሊእካ ምስ ኣሜርካ እስራኤል ናይ ሞትን ሕየትን ዝምድና ክህልወና ኢና ንደሊ። ብቑጠባ ምስ ኣሜርካ ምሕዝነት ክንፈጥር ኢና ንደሊ።ብዓቢኡ ንሕና ኣካል እቲ ጂዶ ክርስትያኒቲ ስልጣነ ስለ ዝኾና ብባህሊ ምስኦም ኢና ንመሳሰል።ብዓቢኡ ክኣ እቲ ጂዶ ክርስትያኒት ባህሊ እዩ ብኢንዳስትሪ ዕውት ኮይኑ ወጽዩ ስለዚ ካብ ድኽነት ርስሓት ክንወጽእ ኣሜርካ እስትራተጂካዊት ናይ ቁጠባ ምሓዛና ክትከውን እያ ዝግባእ።ብስራሕ ኢና ንብለካ ዘለና ብረድኤት ኣይኮነን ድሓር ኣሜሪካ ታሪኻዊት ጸላኢትና ምዃና ውን ዝኾነ ጭብጢ የለን።ብዘይካ ኢሰያስ ዝነገረና ዛንታ።ኢሰያስ ክኣ 7 ኣሕዋቱ ኣዲኡ ኣብ ኣሜርካ ኣቒሚጡ እዩ ኣሜርካ ጸላኢትኩም እያ ዝብለና ዘሎ።ግን ከምኡ ኣይኮነን በንጻሩ ከማን ህዝባዊ ግንባር እዚ ኩሉ ገንዘብ ውደባ ኣብ ሰሜን ኣሜርካ እዩ ዝገብሮ ነይሩ ኩሎም መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ክኣ ካብ ኣሜሪካ እዮም ዝብገሱ ነይሮም።ድሓር ደንቆሮ ኴንካ እምበር ዝኾነ ኣብ ዓለም ሓደ መላኺ ሓይሊ ምስ ተፈጥረ እዩ። ሓይሊ ኣብ ዝረኽበሉ ክኣ ሓይሉ ግዝኣቱ ኣሕሊፉ ዝህብ የለን። ኣሜርካ ክኣ እቲ ናቶም ሃጸይነት ንኸይወድቕ እዮም ዝቃለሱ ዘለዉ።ምናልባት ራሻ ሓያል ናይ ዓለም እንተ ትኸውን ኣብ ጸለምቲ ብዘለዎም ጽልኢ ምናልባ ጊላነት ምምመለስዎ ነይሮም።
ንብዙሐት ሀገራት ኣፍሪቃ ኣብ ሐርነታዊ ቃልሲ ዝሐገዘት ሩስያ እያ። ጽልኢ ናይ ጸለምቲ ኣለዋ ክትብል ተጋጊኻ። ኣመሪካ ዶ ኣይኮነትን ነጻነት ዝግብኣ ኤርትራ ንዝጥቕሞም ክብሉ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ መግዛእቲ ዘእተውና። ሰብ ኣይተጋጊ።
ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ስእልታት ክኸውን ይኽእል ኢዩ።
እዋይ ገርግሽ፡ በቅ እቲ ንስኻ ትሓልሞን ትምነዮን ጥራይ ኢኻ ትትንትን።
ኣሰልቻዊ ኾይንካ ኣኺልካ ሩስያ ሩስያ ክትብል ሓቂ ዘይትዛረብ ካብ ስምዒት ወጺኻ ሓቂ ዘሎ ዜና ኣቅርብ
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤