ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ፓሎታካ ሃገርና መርዓዊ ኸብዲ ዓዲ እዮ ። ዮኒ ተባዕ ተቃላስይ ካብ ኣምስልነት ዝውጸ ነብሱ ዝውንን ረብሓ መንእስይት ዝሓለወ ርእይቶ። ቀጽሎ ርግጸኛ መንእስይት ኣብ መዓልቲ ክልተ ሰለስተ ክትድሕን ዮኒ ።
ኣስሚረላ ኣለኹ ኢማ ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ💙💙💙💙
ኡፍ ኩሉኩም ኣጽሊኡምና ኣማን ብሓቂ ከድካ ዋይ ሓወይ
ዞም ዝጻረፉ ሉኡካት ጎሓፎም ናይ ህዝበይ ሰላም ትሕግዘኒ ዶ 💐💐💐
ንዮናስ ክትርደኦ ካብ ጸቢብነት ወጺእካ ክትሰምዖ ኣለካ! ግን ብጸቢብነት ዝተጠቕዐ ህዝቢ ኣንጻሩ ክጉስጉሱ ላሕ ኢልም!
ኣድማስ & ኤማ ኣነ ዉን ኣስሚረላ::👍👍
ከም ወትሩ ጽቡቅ ትዕዝብቲ ❤
Hahah mastika kigage enkelo gda zytneqfo wedi mazamrtka anxar qalsi ikum
Thank you ama moksi ግን ትጠፊእ ኣለካ
ዮናስ ብሓቂ በሊሒ እዩ እንታይ ሞ ይገበር ዕድል ኣይገበረን መንእሰይ ኤርትራ መጻወቲ ሰብ you tubeን ሰብ በድላን ኮይኑ ኣሓ
Nay behaki bro
Shur ,yonas go head
ናይ ኤርትራ ሰራዊት ሰብኣይ የብሉን ንስካ ሰብኣይ ዲካ 💔💔💔💔💔💔💔
Kale meteyek/kale mhtett bel.tigraway dika eritrawi zeyflut zkonka wedi.
Ela guhafat ekuom kab megemerta nberged nhamedue mstekawekuomo ekuom shaebye hzbi yetfe alo entebelus entay yehmekuom walas shebyea slezkonkuom ekuom hemokuom?
ኣማን ትጸድፍ ኢካ ዘለካ ዮናስ እቶም ሙሁራትዶ ፖሊተከኛታት ደኣ ኣበይ ኡዮም ተሸጊጦም ዘልዉ ሓቂ ተዛረቡ
ጽቡቕ ኣለኻ። እቶም "ምሁራት/ ፖለቲካኘታት" ዝብልዎም ዘለዉ ኣበይ ኣለዉ? ዶስ ንሓመዱ ከይዱ ካብ ገዝኦም ክጎቶም ኢዮም ደልዮም። ከም ሰቦም ብሕልኖኦም ተደፊኦም ናብ ብርጌድ ይምጽኡ ይቃለሱ እምበር እንታይ ግበር ይብልዎ ነዚ ማዕበል።
ኣነ ድማ እዚ ወረጸጽ ናይ ክልቴኩም ኢዩ ኣመና ዝገርመኒ ዘሎ ኣነ እዚ ብርጌድ ንሓመዱ በዚ ትብልዎ ዘለኩም ወዲቁ ተበልና እዛ ንስኩም ኣማእኪልኩማ ትጉዓዙ ዝነበርኩም ምንቅስቃስ ከ እንታይ ረከባ ወይ ድማ እንታይ ኢዩ ኣብዚ ደረጃ ኣውሪድዋ ዘሎ ዘይትዛረቡ ዶስ ብዛዕባ ካልእ ኣምሲልካ ሰባት ምጽላም ኢዩ ባህ ዝብለኩም በዚ መንጽር ንስኩም ኩኑ ካልእ ሰብ ፍትሒ ዘይኮነ ዝደሊ ዘሎ ኣቃልቦ ንምርካብ ኢዩ እቲ ጻዕሪ ናብ ዝብል መደምደምታ ኢዩ ዝወስድኒ ንዓይ ድሓር ድማስ ኣብ ህግደፍ ምፍልላይ የለን ብኣውራጃ ኣብዚ ደንበ ተቃውሞ ግን ጎሊሑ ይርአ ኢልካ ከተእምነና ትጽዕርስ እቲ ቁስሊ ምሕባእ ድዩ ኣብ የለን ዝብል መደምደምታ ከብጽሓካ ክኢሉ ወይስ ዮናስ ይብል ኣሎ ኢልካ ኢካ ደድሕሪኡ ትብል ዘለካ
NISIKAN NISUN KILTE HUSURAT IKUM
ብርጌድ ንሓመዱ.ሙሁር ሰብ የቡሉን ብሱል መንእሰይ የለን ካብዚ ኹሉ መንእሰይ በዓል ሞያ የለን.የሕዝን ትንዕቆም እንተኾንካ እንታይ ዘዛርብ ኣለካ ናትካ ወዲብካ ዘይትወስዶም ተወሳኺ መን ኢዩ ካብ ገዝኡን ስሩሑን ገፊፍዎም. ተሕዝኑ ሓንጎልኩም ረሲሑ ኣሎ .መን ኢዩ ከልኪልኩም ተሳቲፎኩም ዘይትቅይርዎ. ሕሜታ ጥራይ .
ኣነ ዝገርመኒ ሲ ባዕልኹም ኣዉርጃ እና በልኩም ኣራጃ ኩልኩል ትብሉ እንደገና እዚ ኣብ ደንበ ተቃዉሞ ዞሎ ኩሉ ቁኑዕ ድዩ?ቁኑዕ እንተ ዘይ ኮይኑ ከኣ እቶም ዘይቁንዓት ዓደይ ኣዉራጃይ ኢሎም ነቲ ቁንዕ ክፍርሱ ግድን እዩ።ስለዚ ዮናስ ከኣ ካብ ንብርጌድ ሓመዱ ክንመርሖ ወይ መራሒ ይሃልዎ ካብ ዝብል ነቲ ዘለዎ ዉዱብ ድዩ ወይ ስልፊ ንቅድም ይመሓድር እንተ ዘይ ኮይኑ ዘለካዮ ወይ ገዛኻ ዘይማሓደርካ ንጎሬቤት ተመሓደር ምባል ከምቲ ዝበሎ ዝረባ ዓሙ ከይ ኮኖ ምስትብሃል ከድልዮ እዩ!!! ንስኻ ዉን ናብ ቀደምካ ተመለስ ቁኑዕ ፍረድ ፍርዲ ንርእስኻ እዩ ምስ ናይ ኣክብሮት!!!
እዋይ ንድየት ጅንጅብሌ መን እንተበሉካ መንትብሌ እዋይ ነብስካ ዘይምፍላጥ ከሐስም አታ በጃኩም ዓቅምኩም ፍለጡ አብ ሰደት ትፌእኩም እንዳላሐስኩም ሲ ካልእ ምምሳል
Loklak belo ewae kkk
TI ትግርኛ ጋዘጣኛ ተኣረም ዮናስ ሃብተስላሰ ኣይትበል ታይ ደኣ * ዮናስ ማስቲካ * በል ኩሉ ሰብ ንክፈልጦ ብዮናስ ማቲካ ኢዩ ዝፍለጥ ኣብ ኣፈይ ዘላ ማስቲካ ምእንቲ ስዉእ ኢለ ኣይድርብያን ስለ ዝበለ !!!!!!
ዮኒ ተባዕ ምስ ሓቁ ጸግዒ ዝሕዝ 👌👌👌👏👏👏
ኣማኑኤል፡ ዮናስ ዘራጊ ንስኻ ኣዳማቂ ኮይንኩም ዘለኹም ንስኹም ኢኹም። ዮናስ ዓቅሚ እንተዝህልዎ ነዛ ብሩህ መጻኢ ዘይዕርያ፧ ኣብ ዘለዎ ምንቅስቃስ ዘይዐረየ ኣብ ካልእ ሃተፍተፍ ምባል ኣገዳሲ ኣይኮነን። ዝሰርሕ እምበር ዝወቅስ ኣይተሳእነን። ዮናስ ክኣ ወቀሰኛ እምበር ሰራሕተኛ ኣይኮነን። ንስኻ ክኣ ናይ በየነ ተቃዋማይ ናይ ዮናስ ወዳሳይ ኮይንካ ተሪፍካ። እዚ ሕብረተ ሰብና ኣይመዛዝንን ኮይኑ እዩ ዝስመዓኩም፡ ግን ይዕዘብ ኣሎ።
👎👎👎
ሃሳዊቲ😂😂😂😂
Ewur Fara
Un subscribe gherelka aleku anta dunzuz👎👎👎🫵🫵🫵👎
ፓሎታካ ሃገርና መርዓዊ ኸብዲ ዓዲ እዮ ። ዮኒ ተባዕ ተቃላስይ ካብ ኣምስልነት ዝውጸ ነብሱ ዝውንን ረብሓ መንእስይት ዝሓለወ ርእይቶ። ቀጽሎ ርግጸኛ መንእስይት ኣብ መዓልቲ ክልተ ሰለስተ ክትድሕን ዮኒ ።
ኣስሚረላ ኣለኹ ኢማ ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ💙💙💙💙
ኡፍ ኩሉኩም ኣጽሊኡምና ኣማን ብሓቂ ከድካ ዋይ ሓወይ
ዞም ዝጻረፉ ሉኡካት ጎሓፎም ናይ ህዝበይ ሰላም ትሕግዘኒ ዶ 💐💐💐
ንዮናስ ክትርደኦ ካብ ጸቢብነት ወጺእካ ክትሰምዖ ኣለካ! ግን ብጸቢብነት ዝተጠቕዐ ህዝቢ ኣንጻሩ ክጉስጉሱ ላሕ ኢልም!
ኣድማስ & ኤማ ኣነ ዉን ኣስሚረላ::👍👍
ከም ወትሩ ጽቡቅ ትዕዝብቲ ❤
Hahah mastika kigage enkelo gda zytneqfo wedi mazamrtka anxar qalsi ikum
Thank you ama moksi ግን ትጠፊእ ኣለካ
ዮናስ ብሓቂ በሊሒ እዩ እንታይ ሞ ይገበር
ዕድል ኣይገበረን መንእሰይ ኤርትራ
መጻወቲ ሰብ you tubeን ሰብ በድላን ኮይኑ ኣሓ